ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ዳዊት ንኸተማ ቅዒላ ኣድሓና (1-12)

      • ሳኦል ንዳዊት ሰዓቦ (13-15)

      • ዮናታን ንዳዊት ኣበርትዖ (16-18)

      • ዳዊት ካብ ሳኦል ንስክላ ኣምለጠ (19-29)

1 ሳሙኤል 23:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 44

1 ሳሙኤል 23:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 30:8፣ 2ሳሙ 5:19፣ መዝ 37:5

1 ሳሙኤል 23:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:5
  • +1ሳሙ 13:5፣ 14:52

1 ሳሙኤል 23:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 6:39
  • +1ሳሙ 14:6፣ 2ሳሙ 5:19

1 ሳሙኤል 23:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 23:1

1 ሳሙኤል 23:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:20

1 ሳሙኤል 23:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ናብ ኢደይ ሸይጥዎ ኣሎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 23:14

1 ሳሙኤል 23:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 27:21፣ 1ሳሙ 30:7

1 ሳሙኤል 23:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:19

1 ሳሙኤል 23:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰብ መሬት” ኪኸውን ይኽእል።

1 ሳሙኤል 23:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:1, 2፣ 25:13፣ 30:9

1 ሳሙኤል 23:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 55፣ 1ሳሙ 23:19፣ 26:1
  • +1ሳሙ 18:29፣ 20:33፣ 27:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 10

1 ሳሙኤል 23:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሱ።”

  • *

    ወይ፡ “ብምውጻኡ፡ ዳዊት ፈርሀ” ኪኸውን ይኽእል።

1 ሳሙኤል 23:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኢዱ ድማ ብየሆዋ ኣበርትዐ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:5፣ ምሳ 17:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 10

1 ሳሙኤል 23:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:13፣ 2ሳሙ 2:4፣ 5:3
  • +1ሳሙ 20:31፣ 24:17, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 3

1 ሳሙኤል 23:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 18:3፣ 20:42

1 ሳሙኤል 23:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብየማን።”

  • *

    ወይ፡ “ምድረ በዳ፣ በረኻ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 10:26
  • +1ሳሙ 26:1፣ መዝ 54:ልዕለ ጽሑፍ
  • +1ሳሙ 23:15
  • +1ሳሙ 23:24
  • +1ሳሙ 26:3

1 ሳሙኤል 23:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብቲ ንነፍስኻ ባህ ዝበላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 54:3

1 ሳሙኤል 23:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እንዳታት።”

1 ሳሙኤል 23:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 23:14
  • +እያ 15:20, 55፣ 1ሳሙ 25:2, 3
  • +ዘዳ 1:7

1 ሳሙኤል 23:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 26:2፣ መዝ 54:3
  • +1ሳሙ 23:28

1 ሳሙኤል 23:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:22
  • +መዝ 17:9

1 ሳሙኤል 23:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 54:7

1 ሳሙኤል 23:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 62፣ መሃ 1:14

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 23:1እያ 15:20, 44
1 ሳሙ. 23:21ሳሙ 30:8፣ 2ሳሙ 5:19፣ መዝ 37:5
1 ሳሙ. 23:31ሳሙ 22:5
1 ሳሙ. 23:31ሳሙ 13:5፣ 14:52
1 ሳሙ. 23:4መሳ 6:39
1 ሳሙ. 23:41ሳሙ 14:6፣ 2ሳሙ 5:19
1 ሳሙ. 23:51ሳሙ 23:1
1 ሳሙ. 23:61ሳሙ 22:20
1 ሳሙ. 23:71ሳሙ 23:14
1 ሳሙ. 23:9ዘሁ 27:21፣ 1ሳሙ 30:7
1 ሳሙ. 23:101ሳሙ 22:19
1 ሳሙ. 23:131ሳሙ 22:1, 2፣ 25:13፣ 30:9
1 ሳሙ. 23:14እያ 15:20, 55፣ 1ሳሙ 23:19፣ 26:1
1 ሳሙ. 23:141ሳሙ 18:29፣ 20:33፣ 27:1
1 ሳሙ. 23:16መዝ 37:5፣ ምሳ 17:17
1 ሳሙ. 23:171ሳሙ 16:13፣ 2ሳሙ 2:4፣ 5:3
1 ሳሙ. 23:171ሳሙ 20:31፣ 24:17, 20
1 ሳሙ. 23:181ሳሙ 18:3፣ 20:42
1 ሳሙ. 23:191ሳሙ 10:26
1 ሳሙ. 23:191ሳሙ 26:1፣ መዝ 54:ልዕለ ጽሑፍ
1 ሳሙ. 23:191ሳሙ 23:15
1 ሳሙ. 23:191ሳሙ 23:24
1 ሳሙ. 23:191ሳሙ 26:3
1 ሳሙ. 23:20መዝ 54:3
1 ሳሙ. 23:241ሳሙ 23:14
1 ሳሙ. 23:24እያ 15:20, 55፣ 1ሳሙ 25:2, 3
1 ሳሙ. 23:24ዘዳ 1:7
1 ሳሙ. 23:251ሳሙ 26:2፣ መዝ 54:3
1 ሳሙ. 23:251ሳሙ 23:28
1 ሳሙ. 23:26መዝ 31:22
1 ሳሙ. 23:26መዝ 17:9
1 ሳሙ. 23:28መዝ 54:7
1 ሳሙ. 23:29እያ 15:20, 62፣ መሃ 1:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 23:1-29

1 ሳሙኤል

23 ንዳዊት ድማ፡ “ፍልስጥኤማውያን ምስ ቅዒላ+ ይዋግኡ ኣለዉ፡ ኣዕውዲ እውን ይወርሩ ኣለዉ” ተባሂሉ ተነግሮ። 2 ዳዊት ከኣ ንየሆዋ፡ “ከይደዶ ነዞም ፍልስጥኤማውያን ክወቕዖም፧” ኢሉ ሓተቶ።+ የሆዋ ድማ ንዳዊት፡ “ኪድ፡ ንፍልስጥኤማውያን ውቕዓዮም፡ ንቅዒላ እውን ኣናግፋ” በሎ። 3 ግናኸ፡ ንዳዊት፡ እቶም ሰቡ፡ “እንሆ፡ ንሕና ኣብዚ ኣብ ይሁዳ ኸለና እኳ ንፈርህ ኣለና፣+ ናብ ቅዒላ ኣንጻር ሰልፈኛታት ፍልስጥኤማውያን እንተ ኼድና ግዳ ኽንደይ ዘይገድድ!” በልዎ።+ 4 ሽዑ፡ ዳዊት ንየሆዋ መሊሱ ሓተቶ።+ የሆዋ ኸኣ፡ “ኣነ ንፍልስጥኤማውያን ኣብ ኢድካ ኽህበካ እየ እሞ፡ ተንሲእካ ናብ ቅዒላ ውረድ” ኢሉ መለሰሉ።+ 5 ዳዊት ድማ ምስ ሰቡ ናብ ቅዒላ ኸይዱ ምስ ፍልስጥኤማውያን ተዋግአ፣ ማሎም ከኣ ዘመተ፣ ንዓታቶም ወቒዑ እውን ብዙሓት ቀተለ። በዚ ኸምዚ፡ ዳዊት ንነበርቲ ቅዒላ ኣናገፎም።+

6 ኣብያታር+ ወዲ ኣሒሜሌክ ድማ፡ ናብ ዳዊት ናብ ቅዒላ ሃደመ፣ ኤፎድ ከኣ ምስኡ ነበረ። 7 ንሳኦል ድማ፡ “ዳዊት ናብ ቅዒላ መጺኡ” ተባሂሉ ተነግሮ። ሳኦል ከኣ፡ “መዓጹን ተገዳማትን ናብ ዘለዋ ኸተማ ኣትዩ ተዓጽዩ እዩ እሞ፡ ኣምላኽ ኣብ ኢደይ ኣሕሊፉ ሂቡኒ ኣሎ”*+ በለ። 8 ሳኦል ድማ ናብ ቅዒላ ወሪዶም ንዳዊትን ንሰቡን ኪኸብብዎም ኢሉ፡ ኵሉ ህዝቢ ንውግእ ኣኽተተ። 9 ዳዊት ግና ሳኦል ክፉእ ከም ዝኣለመሉ ምስ ፈለጠ፡ ንኻህን ኣብያታር፡ “ኤፎድ ኣምጽእ” በሎ።+ 10 ዳዊት ከኣ፡ “ኦ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ ሳኦል ናብ ቅዒላ መጺኡ ብሰረይ ነዛ ኸተማ ኼጥፍኣ ኸም ዝሓሰበ፡ ጊልያኻ ብርግጽ ሰሚዑ ኣሎ።+ 11 መራሕቲ* ቅዒላ ኣብ ኢዱ ኣሕሊፎምዶ ኺህቡኒ እዮም፧ ሳኦልከ ኸምቲ ጊልያኻ ዝሰምዖ ኺወርድ ድዩ፧ ኦ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል፡ በጃኻ ንጊልያኻ ንገሮ” በለ። የሆዋ ድማ፡ “እወ ኺወርድ እዩ” በለ። 12 ዳዊት ከኣ፡ “መራሕቲ ቅዒላኸ ንዓይን ንሰበይን ኣብ ኢድ ሳኦል ኣሕሊፎምዶ ኺህቡና እዮም፧” ኢሉ ሓተተ። የሆዋ ድማ፡ “ኣሕሊፎም ኪህቡኻ እዮም” ኢሉ መለሰ።

13 ሽዑ፡ ዳዊትን እቶም ኣስታት 600 ሰቡን ተንሲኦም ካብ ቅዒላ ወጹ፡+ ኪኸድዎ ናብ ዚኽእሉ ዘበለ ድማ ከዱ። ንሳኦል ከኣ ዳዊት ካብ ቅዒላ ኸም ዘምለጠ ምስ ተነግሮ፡ ደድሕሪኡ ኣይወጸን። 14 ዳዊት ድማ ኣብ በረኻ፡ ንምብጻሑ ኣብ ዜጸግም ቦታታት፡ ኣብ ኣኽራን በረኻ ዚፍ ይቕመጥ ነበረ።+ ሳኦል ከኣ ኵሉ ሳዕ ይደልዮ ነበረ፣+ የሆዋ ግና ኣብ ኢዱ ኣይሃቦን። 15 ዳዊት ኣብ በረኻ ዚፍ ኣብ ሖሬሽ ከሎ ድማ፡ ሳኦል ንህይወቱ* ኺደልያ ኸም ዝወጸ፡ ዳዊት ፈለጠ።*

16 ዮናታን ወዲ ሳኦል ከኣ ናብ ዳዊት ናብ ሖሬሽ ከደ፣ ብየሆዋ ኺብርትዕ ድማ ሓገዞ።*+ 17 “ኣቦይ ሳኦል ኣይኪረኽበካን እዩ፣ ንስኻ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ክትነግስ ኢኻ፡+ ኣነ እውን ካልኣይካ ክኸውን እየ፣ ነዚ ድማ ኣቦይ ሳኦል ፈሊጥዎ እዩ እሞ፡+ ኣይትፍራህ” ከኣ በሎ። 18 ክልቲኦም ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኺዳን ተኣታተዉ፣+ ዳዊት ከኣ ኣብ ሖሬሽ ጸንሐ፣ ዮናታን ድማ ናብ ቤቱ ኸደ።

19 ሰብ ዚፍ ከኣ ናብ ሳኦል ናብ ጊብዓ+ ደዪቦም ከምዚ በሉ፦ “ዳዊት ኣብ ጥቓና+ ኣብ ሖሬሽ+ ኣብቲ ንምብጻሑ ዜጸግም ቦታታት፡ ኣብታ ብደቡብ* የሺሞን*+ ዘላ ዅርባ ሓኪላ+ ተሓቢኡዶ የሎን፧ 20 ኦ ንጉስ፡ ኣብ ባህ ዝበለካ* ግዜ ውረድ፡ ንሕና ድማ ኣብ ኢድ ንጉስ ኣሕሊፍና ኽንህቦ ኢና።”+ 21 ሳኦል ከኣ ከምዚ በለ፦ “ራሕሪሕኩምለይ ኢኹም እሞ፡ ብየሆዋ ተባረኹ። 22 ንሱ ኣዝዩ ጐራሕ ከም ዝዀነ ተነጊሩኒ ኣሎ እሞ፡ በጃኹም ኬድኩም ብልክዕ ኣበይ ከም ዘሎን መን ኣብኡ ኸም ዝረኣዮን ክትፈልጡ ፈትኑ። 23 ኵሉ መሕብኢታቱ ኣበይ ከም ዝዀነ ተጠንቂቕኩም ኣረጋግጹ፣ መርትዖ ሒዝኩም ከኣ ናባይ ተመለሱ። ሽዑ፡ ኣነ ምሳኻትኩም ክኸይድ እየ፣ ኣብታ ምድሪ እንተ ኣልዩ ድማ፡ ኣብ መንጎ ኣሽሓት* ይሁዳ ኽደልዮ እየ።”

24 ንሳቶም ከኣ ተንሲኦም ቀቅድሚ ሳኦል ናብ ዚፍ ከዱ፣+ ዳዊትን ሰቡን ድማ ኣብ በረኻ ማዖን፡+ ኣብ ዓራባ+ ብደቡብ የሺሞን ነበሩ። 25 ሳኦል ከኣ ምስ ሰቡ ኺደልዮ መጸ።+ ንዳዊት ምስ ተነግሮ ድማ፡ ናብቲ ኸውሒ+ ወሪዱ፡ ኣብ በረኻ ማዖን ጸንሐ። ሳኦል ከኣ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ደድሕሪ ዳዊት ናብ በረኻ ማዖን ሰዓበ። 26 ሳኦል ድማ ናብ ሓደ ሸነኽ እቲ ኸረን መጸ፣ ዳዊትን ሰቡን ከኣ በቲ ሓደ ሸነኽ እቲ ኸረን ነበሩ። ዳዊት ከኣ ካብ ሳኦል ኪሃድም ይቀላጠፍ ነበረ፣+ ሳኦልን ሰቡን ግና ንዳዊትን ንሰቡን ኪሕዝዎም ይቐርቡ ነበሩ።+ 27 ሽዑ ግና፡ ልኡኽ ናብ ሳኦል መጺኡ፡ “ፍልስጥኤማውያን ነዛ ምድሪ ወሪሮምዋ ኣለዉ እሞ፡ ቀልጢፍካ ንዓ!” በሎ። 28 ሳኦል ድማ ደድሕሪ ዳዊት ምስዓብ ሓዲጉ፡+ ምስ ፍልስጥኤማውያን ኪገጥም ከደ። ስለዚ እያ እታ ቦታ እቲኣ ኸውሒ ኽፍፍል ተባሂላ እተሰምየት።

29 ዳዊት ከኣ ካብኡ ደዪቡ ንምብጻሑ ኣብ ዜጸግም ቦታታት ኣብ ዔን-ገዲ ተቐመጠ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ