ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ሃናንያን ሰጲራን (1-11)

      • ሃዋርያት ብዙሕ ትእምርትታት ገበሩ (12-16)

      • ተኣስሩ፡ ሓራ ወጹ (17-21ሀ)

      • መሊሶም ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ቐረቡ (21ለ-32)

        • “ካብ ንሰብሲ ንኣምላኽ ኢና ኽንእዘዝ ዚግባእ” (29)

      • ምኽሪ ገማልኤል (33-40)

      • ኣብ በቤት ይሰብኩ ነበሩ (41, 42)

ግብሪ ሃዋርያት 5:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 6

    15/6/2006፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 5:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:34, 35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 35

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 6

    15/6/2006፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 5:9
  • +መዝ 101:7፣ ኤፌ 4:25፣ ቈሎ 3:9

ግብሪ ሃዋርያት 5:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 5:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:29, 30፣ 6:8፣ 14:3፣ 15:12፣ ሮሜ 15:18, 19፣ 2ቈረ 12:12
  • +ዮሃ 10:23፣ ግብ 3:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 37-38

ግብሪ ሃዋርያት 5:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 6:7

ግብሪ ሃዋርያት 5:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 9:20, 21

ግብሪ ሃዋርያት 5:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 38

ግብሪ ሃዋርያት 5:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 21:12

ግብሪ ሃዋርያት 5:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:7፣ ግብ 12:7፣ 16:26፣ እብ 1:7, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 38

ግብሪ ሃዋርያት 5:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 38

ግብሪ ሃዋርያት 5:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2020፡ ገጽ 31

ግብሪ ሃዋርያት 5:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 20:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2020፡ ገጽ 31

ግብሪ ሃዋርያት 5:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 36፡ 39

ግብሪ ሃዋርያት 5:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:18
  • +ማቴ 27:25፣ ግብ 3:14, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 37

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 21

ግብሪ ሃዋርያት 5:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኽንግዛእ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዳን 3:17, 18፣ ግብ 4:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 39

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2006፡ ገጽ 8-9

    15/12/2005፡ ገጽ 19-20

    1/11/2002፡ ገጽ 18-19

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 17

ግብሪ ሃዋርያት 5:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኦም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:23, 24

ግብሪ ሃዋርያት 5:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:11፣ ግብ 2:38፣ 10:43
  • +ግብ 3:15
  • +ማቴ 1:21፣ እብ 2:10
  • +ግብ 2:32, 33፣ ፊል 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1510

ግብሪ ሃዋርያት 5:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዚግዝእዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:46-48፣ ግብ 1:8
  • +ዮሃ 15:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    3/2001፡ ገጽ 3

ግብሪ ሃዋርያት 5:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 22:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 40

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 31

    15/9/2006፡ ገጽ 9

ግብሪ ሃዋርያት 5:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 40

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 21

ግብሪ ሃዋርያት 5:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 21:30
  • +ግብ 26:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 40

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2005፡ ገጽ 21-24

ግብሪ ሃዋርያት 5:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 10:17፣ ማር 13:9

ግብሪ ሃዋርያት 5:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:12፣ ግብ 16:25፣ ሮሜ 5:3፣ 2ቈረ 12:10፣ ፊል 1:29፣ እብ 10:34፣ 1ጴጥ 4:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 40-41

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 135

ግብሪ ሃዋርያት 5:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:20
  • +ግብ 4:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 41-42

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 18

ሓፈሻዊ

ግብ. 5:2ግብ 4:34, 35
ግብ. 5:3ግብ 5:9
ግብ. 5:3መዝ 101:7፣ ኤፌ 4:25፣ ቈሎ 3:9
ግብ. 5:12ግብ 4:29, 30፣ 6:8፣ 14:3፣ 15:12፣ ሮሜ 15:18, 19፣ 2ቈረ 12:12
ግብ. 5:12ዮሃ 10:23፣ ግብ 3:11
ግብ. 5:14ግብ 6:7
ግብ. 5:15ማቴ 9:20, 21
ግብ. 5:18ሉቃ 21:12
ግብ. 5:19መዝ 34:7፣ ግብ 12:7፣ 16:26፣ እብ 1:7, 14
ግብ. 5:26ሉቃ 20:19
ግብ. 5:28ግብ 4:18
ግብ. 5:28ማቴ 27:25፣ ግብ 3:14, 15
ግብ. 5:29ዳን 3:17, 18፣ ግብ 4:19, 20
ግብ. 5:30ግብ 2:23, 24
ግብ. 5:31ኢሳ 53:11፣ ግብ 2:38፣ 10:43
ግብ. 5:31ግብ 3:15
ግብ. 5:31ማቴ 1:21፣ እብ 2:10
ግብ. 5:31ግብ 2:32, 33፣ ፊል 2:9
ግብ. 5:32ሉቃ 24:46-48፣ ግብ 1:8
ግብ. 5:32ዮሃ 15:26
ግብ. 5:34ግብ 22:3
ግብ. 5:39ምሳ 21:30
ግብ. 5:39ግብ 26:14
ግብ. 5:40ማቴ 10:17፣ ማር 13:9
ግብ. 5:41ማቴ 5:12፣ ግብ 16:25፣ ሮሜ 5:3፣ 2ቈረ 12:10፣ ፊል 1:29፣ እብ 10:34፣ 1ጴጥ 4:13
ግብ. 5:42ግብ 20:20
ግብ. 5:42ግብ 4:31
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 5:1-42

ግብሪ ሃዋርያት

5 ሃናንያ ዝስሙ ሰብኣይ ምስ ሰበይቱ ሰጲራ መሬቱ ሸጠ። 2 ሰበይቱ እናፈለጠት ከኣ፡ ካብቲ ዋጋ መቒሉ ብሕቡእ ኣትረፈ፣ ነቲ ሓደ ምቃል ድማ ኣብ ኣእጋር ሃዋርያት ኣንበሮ።+ 3 ጴጥሮስ ከኣ፡ “ሃናንያ፡ ንመንፈስ ቅዱስ+ ክትሕሱን+ ካብ ዋጋ እቲ መሬት መቒልካ ብሕቡእ ከተትርፍንሲ፡ ስለምንታይ ሰይጣን ኣደፋፊሩካ፧ 4 ምሳኻ ኸሎስ፡ ናትካዶ ኣይነበረን፧ ምስ ሸጥካዮስ፡ ኣብ ኢድካዶ ኣይነበረን፧ ንኣምላኽ እምበር፡ ንሰብ ኣይሓሰኻን” በሎ። 5 ሃናንያ እዚ ቓል እዚ ምስ ሰምዐ፡ ወደቐ እሞ ሞተ። ኵሎም እቶም እዚ ዝሰምዑ ድማ ኣዝዮም ፈርሁ። 6 ኣጕባዝ ከኣ ተንሲኦም ገነዝዎ፣ ተሰኪሞም ኣውጺኦም እውን ቀበርዎ።

7 ድሕሪ ሰለስተ ሰዓት ኣቢሉ ድማ ሰበይቱ፡ እቲ ዝዀነ ኸይፈለጠት፡ መጸት። 8 ጴጥሮስ ከኣ፡ “እስከ ንገርኒ፡ ንመሬትኩም ብኽንድዚ ዲኹም ሼጥኩምዎ፧” በላ። ንሳ ድማ፡ “እወ፡ ብኽንድኡ እዩ” በለት። 9 ጴጥሮስ ከኣ፡ “ስለምንታይከ ንመንፈስ የሆዋ* ኽትፍትኑ እተሰማማዕኩም፧ እንሆ፡ ኣእጋር እቶም ንሰብኣይኪ ዝቐበሩ ኣብ ኣፍ ደገ ኣለዋ፣ ንዓኺ እውን ተሰኪሞም ኬውጽኡኺ እዮም” በላ። 10 ብቕጽበት ኣብ ኣእጋሩ ወደቐት እሞ ሞተት። እቶም ኣጕባዝ ምስ ኣተዉ፡ ሞይታ ረኸብዋ፣ ተሰኪሞም ኣውጺኦም ከኣ፡ ኣብ ጥቓ ሰብኣያ ቐበርዋ። 11 ኣብ ምልእቲ እታ ጉባኤን ኣብ ኵሎም እቶም ነዚ ዝሰምዑን ከኣ ዓብዪ ፍርሃት ኰነ።

12 ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ድማ ብኢድ ሃዋርያት ብዙሕ ትእምርትታትን ተኣምራትን ይግበር ነበረ፣+ ኵላቶም ድማ ብሓባር ኣብ ገበላ ሰሎሞን ይእከቡ ነበሩ።+ 13 ካብቶም ካልኦት ደፊሩ እተጸምበሮም ኣይነበረን፣ እቲ ህዝቢ ግና የሞግሶም ነበረ። 14 ኣብ ርእሲ እዚ፡ ብጐይታ ዚኣምኑ ብዙሓት ሰብኡትን ኣንስትን ይውሰኽዎም ነበሩ።+ 15 ጴጥሮስ ኪሓልፍ ከሎ፡ ጽላሎቱ ኣብ ገሊኦም ምእንቲ ኺወድቕ ኢሎም፡ ንሕሙማት ናብ ጐደናታት ኣውጺኦም ኣብኡ ኣብ ዓራውትን ኣብ ምንጻፋትን የደቅስዎም ነበሩ።+ 16 ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ካብ ዝነበራ ኸተማታት ከኣ፡ ብዙሓት ህዝቢ፡ ሕሙማትን ብርኹሳት መናፍስቲ ዚሳቐዩን ጾይሮም ይመጹ ነበሩ፣ ኵላቶም እውን ይሓውዩ ነበሩ።

17 ግናኸ፡ እቲ ሊቀ ኻህናት ምስ ኵሎም እቶም ምስኡ ዝነበሩ ወገን ሰዱቃውያን ተንስአ፣ ብቕንኢ ተመሊኦም ድማ ነበሩ። 18 ኣእዳዎም ዘርጊሖም ንሃዋርያት ሓዝዎም፡ ናብ ቤት ማእሰርቲ ህዝቢ እውን ኣእተውዎም።+ 19 ብለይቲ ግና፡ መልኣኽ የሆዋ* ንመዓጹ ቤት ማእሰርቲ ኸፊቱ+ ንወጻኢ ኣውጽኦም እሞ፡ 20 “ኪዱ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ደው ኢልኩም ከኣ፡ ኵሉ ቓል ህይወት ንህዝቢ ንገሩ” በሎም። 21 እዚ ምስ ሰምዑ፡ ኣብ ምውጋሑ ናብ ቤተ መቕደስ ኣትዮም መሃሩ።

እቲ ሊቀ ኻህናትን እቶም ምስኡ ዝነበሩን ምስ መጹ፡ ነቲ ዋዕላን ንዅሎም ዓበይቲ ደቂ እስራኤልን ኪእከቡ ጸውዑ፣ ንሃዋርያት ናብ ቅድሚኦም ኬምጽእዎም ከኣ ናብ ቤት ማእሰርቲ ለኣኹ። 22 እቶም ገላዉ ናብኡ ምስ ከዱ ግና፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣይረኸብዎምን። ተመሊሶም ከኣ፡ 23 “እቲ ቤት ማእሰርቲ ብጽኑዕ ተሸጒሩ፡ ሓለውቲ ድማ ኣብ ኣፍ ደገ ደው ኢሎም ረኺብናዮም፣ ምስ ከፈትናዮ ግና፡ ኣብ ውሽጡ ሓደ እኳ ኣይረኸብናን” ኢሎም ነገርዎም። 24 እቲ ሓለቓ ቤተ መቕደስን እቶም ሊቃውንቲ ኻህናትን ነዚ ቓል እዚ ምስ ሰምዑ፡ እዚ ነገር እዚ እንታይ ከም ዚኸውን ደንጸዎም። 25 ሓደ መጺኡ ግና፡ “እቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘእቶኹምዎም ሰብኡት፡ እነዉ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ደው ኢሎም ንህዝቢ ይምህሩ ኣለዉ” ኢሉ ነገሮም። 26 ሽዑ፡ እቲ ሓለቓ ምስ ገላዉኡ ኸይዱ ኣምጽኦም፣ እቲ ህዝቢ ብዳርባ እምኒ ኸይቀትሎም ስለ ዝፈርሁ ግና፡ ኣየጋፍዕዎምን።+

27 ኣምጺኦም ድማ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ደው ኣበልዎም። እቲ ሊቀ ኻህናት ከኣ ሓተቶም፡ 28 “በዚ ስም እዚ ኸይትምህሩ ብጽኑዕ ኣዚዝናኩም ኔርና፣+ እንሆ ግና፡ ንየሩሳሌም ብትምህርትኹም መሊእኩምዋ፣ ደም እዚ ሰብ እዚ ኣብ ልዕሌና ኸተምጽኡ ቘሪጽኩም ኣለኹም” ድማ በሎም።+ 29 ጴጥሮስን እቶም ካልኦት ሃዋርያትን ከኣ፡ “ካብ ንሰብሲ ንኣምላኽ ኢና ኽንእዘዝ* ዚግባእ።+ 30 ኣምላኽ ኣቦታትና ነቲ ንስኻትኩም ኣብ ጕንዲ* ሰቒልኩም ዝቐተልኩምዎ የሱስ ኣተንሲእዎ እዩ።+ 31 ንእስራኤል ንስሓን ሕድገት ሓጢኣትን ምእንቲ ኺህብሲ፡+ ኣምላኽ ንዕኡ ቐንዲ ወኪልን+ መድሓንን+ ገይሩ ናብ የማኑ+ ልዕል ኣቢልዎ እዩ። 32 ንሕና ድማ ነዚ ነገር እዚ መሰኻኽር ኢና፣+ እቲ ኣምላኽ ነቶም ዚእዘዝዎ* ዝሃቦም መንፈስ ቅዱስ እውን ከምኡ”+ ኢሎም መለሱ።

33 እዚ ምስ ሰምዑ፡ ነደሩ፡ ኪቐትልዎም ከኣ ደለዩ። 34 ግናኸ፡ ሓደ ገማልኤል ዝስሙ ፈሪሳዊ፡+ ብዅሉ እቲ ህዝቢ ዚኽበር መምህር ሕጊ፡ ኣብቲ ዋዕላ ተንሲኡ፡ ነቶም ሰባት ሓንሳእ ኣብ ወጻኢ ኼጽንሕዎም ኣዘዘ። 35 ከምዚ ድማ በሎም፦ “ኣቱም ሰብ እስራኤል፡ ብዛዕባ እዞም ሰባት እዚኦም ክትገብርዎ እትሓስቡ ዘለኹም ነገር ተጠንቀቑሉ። 36 ንኣብነት፡ ቅድሚ እዘን መዓልትታት እዚአን፡ ቴዎዳስ፡ ‘ኣነ ዓብዪ እየ’ ኢሉ ተንሲኡ ነይሩ፣ 400 ዚኣኽሉ ሰብኡት ከኣ ሓቢሮምዎ። ግናኸ፡ ንሱ ተቐቲሉ፡ ኵሎም እቶም ዚስዕብዎ ዝነበሩ ኸኣ ተበቲኖም፡ ከም ዘይነበሩ እውን ኰይኖም። 37 ድሕሪኡ፡ ይሁዳ እቲ ገሊላዊ፡ በተን መዓልትታት ምዝገባ ተንሲኡ ነይሩ፣ ሰዓብቲ ድማ ገይሩ። ንሱ እውን ጠፊኡ፡ ኵሎም እቶም ዚእዘዝዎ ዝነበሩ ኸኣ ፋሕ ኢሎም። 38 ሕጂ ድማ፡ እብለኩም ኣለኹ፡ ነዞም ሰባት እዚኦም ኣይትተንክይዎም፡ ሕደግዎም። እዚ ውጥን እዚ ወይ እዚ ግብሪ እዚ ኻብ ሰብ እንተ ዀይኑስ፡ ኪፈርስ እዩ፣ 39 ካብ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ ግና፡ ግብሮም ከተፍርሱ ኣይትኽእሉን ኢኹም።+ እንተ ዘይኰነስ፡ ምናልባት ምስ ኣምላኽ እትብኣሱ ዄንኩም ክትርከቡ ኢኹም።”+ 40 ሽዑ፡ ነቲ ምኽሩ ተቐበልዎ፣ ንሃዋርያት ጸዊዖም ከኣ ገረፍዎም፣+ ብስም የሱስ ከይዛረቡ ኣዚዞም ድማ ሓደግዎም።

41 ንሳቶም ከኣ ምእንቲ ስሙ ኺሓስሩ ብቑዓት ኰይኖም ስለ እተቘጽሩ፡ ካብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እናተሓጐሱ ኸዱ።+ 42 ኵሉ መዓልቲ ድማ ኣብ ቤተ መቕደስን ኣብ በቤትን+ ብዛዕባ ክርስቶስ፡ ንሱ ኸኣ የሱስ፡ ከየቋረጹ ይምህሩን የበስሩን ነበሩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ