ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 47
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • ካብታ ቤተ መቕደስ ዚውሕዝ ውሒዝ (1-12)

        • ማይ በብቝሩብ እናዓመቘ ይኸይድ (2-5)

        • ማይ ምዉት ባሕሪ ይሓዊ (8-10)

        • ዓዘቕቲ ይሓዊ (11)

        • ንምግብን ንፈውስን ዚኸውን ኣእዋም (12)

      • ዶባት እታ ምድሪ (13-23)

ህዝቅኤል 47:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 41:2
  • +ዘካ 13:1፣ 14:8፣ ራእ 22:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 202-203፡ 205-208

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2007፡ ገጽ 11

    1/3/1999፡ ገጽ 10-11፡ 18-20

ህዝቅኤል 47:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 40:20
  • +ህዝ 40:6፣ 44:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 206

ህዝቅኤል 47:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዚ ንነዊሕ እመት የመልክት። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 40:3፣ ራእ 21:15

ህዝቅኤል 47:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 202-203፡ 206-208

ህዝቅኤል 47:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 22:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1999፡ ገጽ 10-11

ህዝቅኤል 47:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጐልጐል ምድረ በዳ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:47, 49
  • +ዘካ 14:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 202-205፡ 209-210

ህዝቅኤል 47:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እቲ ኽልተ ውሒዝ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 202-207፡ 209-210

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2007፡ ገጽ 11

    1/3/1999፡ ገጽ 10-11፡ 18-19፡ 21-22

ህዝቅኤል 47:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ባሕሪ መዲተራነያን።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:20, 62፣ 2ዜና 20:2
  • +ዘሁ 34:2, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 203-205

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1999፡ ገጽ 21

ህዝቅኤል 47:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 29:22, 23፣ መዝ 107:33, 34፣ ኤር 17:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 203-208፡ 209-210

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2007፡ ገጽ 11

    1/3/1999፡ ገጽ 21-22

ህዝቅኤል 47:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 47:1
  • +ራእ 22:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 202-203፡ 205-206፡ 207-208፡ 210

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2007፡ ገጽ 11

    1/3/1999፡ ገጽ 20-22

ህዝቅኤል 47:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 48:5፣ 1ዜና 5:1፣ ህዝ 48:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 213-215

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1999፡ ገጽ 18፡ 22-23

ህዝቅኤል 47:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ነፍሲ ወከፍ ከም ሓዉ ኽትወርስዋ ኢኹም።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ወዲቓ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 26:3፣ 28:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 213-216

ህዝቅኤል 47:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 48:1
  • +ዘሁ 34:2, 8

ህዝቅኤል 47:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 13:21
  • +2ሳሙ 8:8
  • +ህዝ 47:18

ህዝቅኤል 47:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 34:2, 9
  • +ህዝ 48:1

ህዝቅኤል 47:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ምዉት ባሕሪ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 32:1

ህዝቅኤል 47:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቡባዊ ሸነኽ እቲ ደቡብ።”

  • *

    ማለት፡ ርባ ግብጺ።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቡባዊ ሸነኽ እቲ ደቡብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:51
  • +ህዝ 48:28

ህዝቅኤል 47:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መእተዊ ሓማት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 34:2, 8

ህዝቅኤል 47:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 216-217

ሓፈሻዊ

ህዝ. 47:1ህዝ 41:2
ህዝ. 47:1ዘካ 13:1፣ 14:8፣ ራእ 22:1
ህዝ. 47:2ህዝ 40:20
ህዝ. 47:2ህዝ 40:6፣ 44:1, 2
ህዝ. 47:3ህዝ 40:3፣ ራእ 21:15
ህዝ. 47:7ራእ 22:1, 2
ህዝ. 47:8ዘዳ 4:47, 49
ህዝ. 47:8ዘካ 14:8
ህዝ. 47:10እያ 15:20, 62፣ 2ዜና 20:2
ህዝ. 47:10ዘሁ 34:2, 6
ህዝ. 47:11ዘዳ 29:22, 23፣ መዝ 107:33, 34፣ ኤር 17:6
ህዝ. 47:12ህዝ 47:1
ህዝ. 47:12ራእ 22:1, 2
ህዝ. 47:13ዘፍ 48:5፣ 1ዜና 5:1፣ ህዝ 48:5
ህዝ. 47:14ዘፍ 26:3፣ 28:13
ህዝ. 47:15ህዝ 48:1
ህዝ. 47:15ዘሁ 34:2, 8
ህዝ. 47:16ዘሁ 13:21
ህዝ. 47:162ሳሙ 8:8
ህዝ. 47:16ህዝ 47:18
ህዝ. 47:17ዘሁ 34:2, 9
ህዝ. 47:17ህዝ 48:1
ህዝ. 47:18ዘሁ 32:1
ህዝ. 47:19ዘዳ 32:51
ህዝ. 47:19ህዝ 48:28
ህዝ. 47:20ዘሁ 34:2, 8
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 47:1-23

ህዝቅኤል

47 ሽዑ፡ ናብ መእተዊ እታ ቤተ መቕደስ መለሰኒ፣+ ቅድሚት እታ ቤተ መቕደስ ናብ ምብራቕ ዜብል እዩ ነይሩ እሞ፡ ኣብኡ ኻብ ትሕቲ ድርኵዂት እታ ቤተ መቕደስ ናብ ምብራቕ ኣቢሉ ዚውሕዝ ማይ ረኣኹ።+ እቲ ማይ ካብ ትሕቲ የማናይ ሸነኽ እታ ቤተ መቕደስ፡ ካብ ደቡብ እቲ መሰውኢ ይውሕዝ ነበረ።

2 ሽዑ፡ ብመገዲ እቲ ሰሜናዊ ኣፍ ደገ+ መሪሑ ኣውጽኣኒ፡ ናብ ወጻኢ ኸኣ ወሰደኒ፡ ናብቲ ናብ ምብራቕ ገጹ ዜብል ናይ ወጻኢ ኣፍ ደገ+ እውን ኣዞረኒ፣ ካብ የማናይ ሸነኽ ድማ ማይ ቀስ ኢሉ ይውሕዝ ነበረ።

3 እቲ ሰብኣይ ገመድ መለክዒ ኣብ ኢዱ ሒዙ+ ናብ ምብራቕ ኣቢሉ ኺወጽእ ከሎ፡ 1,000 እመት* ለክዐ እሞ በቲ ማይ ኣሳገረኒ፣ እቲ ማይ እውን ክሳብ ዓካሪቶይ በጽሐ።

4 ሽዑ፡ ካልእ 1,000 እመት ለክዐ እሞ በቲ ማይ ኣሳገረኒ፣ እቲ ማይ እውን ክሳብ ኣብራኸይ በጽሐ።

ካልእ 1,000 እመት ለክዐ እሞ በቲ ማይ ኣሳገረኒ፣ እቲ ማይ እውን ክሳብ ምሕኵልተይ በጽሐ።

5 ካልእ 1,000 እመት ምስ ለክዐ፡ እቲ ማይ እናኸድኩ ኽሰግሮ ዘይከኣል ኰነ፣ እቲ ማይሲ ኸይሓምበስካ ኺስገር ዘይከኣል ዓሚቝ፡ ብእግሪ ኺስገር ዘይከኣል ውሒዝ ኰነ።

6 ንሱ ኸኣ፡ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ነዝስ ትርእዮዶ ኣለኻ፧” ኢሉ ሓተተኒ።

ሽዑ፡ መሪሑ ናብ ገምገም እቲ ውሒዝ መለሰኒ። 7 ምስ ተመለስኩ፡ ኣብ ገምገም እቲ ውሒዝ ብኽልቲኡ ሸነኽ ኣዝዩ ብዙሕ ኣእዋም ምህላዉ ረኣኹ።+ 8 ሽዑ፡ ከምዚ በለኒ፦ “እዚ ማይ እዚ ናብ ምብራቓዊ ዞባ ይውሕዝ፡ ናብ ዓራባ*+ ይወርድ፡ ናብ ባሕሪ ድማ ይኣቱ እዩ። ናብ ባሕሪ+ ምስ ኣተወ ኸኣ፡ እቲ ኣብኡ ዘሎ ማይ ኪሓዊ እዩ። 9 ኣብቲ እቲ ማያት* ዝወሓዞ ዘበለ፡ ሓሰኽሰኽ ዚብሉ ህያዋን ፍጡራት* ብህይወት ኪነብሩ እዮም። እዚ ማይ እዚ ናብኡ ኺውሕዝ እዩ እሞ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ዓሳታት ኪህልዉ እዮም። እቲ ማይ ባሕሪ ኺሓዊ እዩ፣ እቲ ውሒዝ ኣብ ዚኸዶ ዘበለ ድማ፡ ኵሉ ብህይወት ኪነብር እዩ።

10 “ገፈፍቲ ዓሳ ኣብ ጥቓኡ ኪቘሙ፡ ካብ ዔን-ገዲ+ ኽሳብ ዔን-ኤግላይም እውን መስጥሒ መርበብ ኪኸውን እዩ። ከም ዓሳታት እቲ ዓብዪ ባሕሪ*+ ኣዝዮም ብዙሓት ዓይነት ዓሳታት ኪህልዉ እዮም።

11 “ዓዘቕትን ረግረግን ኪህልዎ እዩ፣ እዚ ግና ኣይኪሓውን እዩ። ንጨው ደኣ ኺሕደግ እዩ።+

12 “ኣብ ክልቲኡ ገምገም እቲ ውሒዝ ኵሉ ዓይነት ዚብላዕ ኣእዋም ኪበቍል እዩ። ኣቝጽልቱ ኸኣ ኣይኪጽምሉን፡ ፍሪኡ እውን ኣይኬቋርጽን እዩ። እቲ ንዕኡ ዚኸውን ማይ ካብታ መቕደስ ስለ ዚውሕዝ፡ ኣብ ወወርሒ ሓድሽ ፍረ ኺፈሪ እዩ።+ ፍሪኡ ንምግቢ፡ ኣቝጽልቱ እውን ንፈውሲ ኪኸውን እዩ።”+

13 እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እታ ን12 ነገዳት እስራኤል ርስቲ ጌርኩም እትምድብዋ ሃገር እዚኣ እያ፣ ዮሴፍ ከኣ ክልተ ግደ ኺረክብ እዩ።+ 14 ክትወርስዋን ማዕረ ብጽሒት ክትቅበሉን ኢኹም።* እዛ ምድሪ እዚኣ ንኣቦታትኩም ክህቦም ምሒለ እየ፣+ ሕጂ ኸኣ ንዓኻትኩም ርስትኹም ክትከውን ተመዲባ* እያ።

15 “ሰሜናዊ ሸነኽ ዶብ እታ ምድሪ እዚ እዩ፦ ካብቲ ዓብዪ ባሕሪ ኣትሒዙ ብመገዲ ሔትሎን+ ናብ ጸዳድን+ 16 ሓማትን+ ቤሮታን+ ሲብራይምን ይበጽሕ፣ እዚ ኣብ መንጎ ሃገር ደማስቆን ሃገር ሓማትን ክሳብ እቲ ኣብ ዶብ ሓውራን+ ዘሎ ሓጸር-ሓቲኮን ዚርከብ እዩ። 17 ስለዚ፡ እቲ ዶብ ካብ ባሕሪ ኽሳብ ሓጻር-ዔኖን+ ኪበጽሕ፡ በቲ ብሰሜን ዘሎ ዶብ ደማስቆን ዶብ ሓማትን+ ኣቢሉ እውን ኪሓልፍ እዩ። እቲ ሰሜናዊ ዶብ እዚ እዩ።

18 “እቲ ምብራቓዊ ዶብ ከኣ ኣብ መንጎ ሓውራንን ደማስቆን ኣብ መንጎ ጊልዓድን+ ምድሪ እስራኤልን ብዮርዳኖስ ይዝርጋሕ። ካብ ዶብ ናብቲ ምብራቓዊ ባሕሪ* ለክዑ። እቲ ምብራቓዊ ዶብ እዚ እዩ።

19 “እቲ ደቡባዊ ዶብ* ድማ ካብ ታማር ናብ ማያት መሪባ-ቃዴስ፡+ ካብኡ እውን ናብቲ ርባን* ናብቲ ዓብዪ ባሕርን+ ኪኸውን እዩ። እቲ ደቡባዊ ዶብ* እዚ እዩ።

20 “ኣብ ምዕራባዊ ሸነኽ ከኣ ካብቲ ዶብ ክሳብ እቲ ኣብ መንጽር ለቦ-ሓማት*+ ዘሎ ነቝጣ፡ እቲ ዓብዪ ባሕሪ ኣሎ። እቲ ምዕራባዊ ዶብ እዚ እዩ።”

21 “ነዛ ምድሪ እዚኣ ኣብ መንጎኹም፡ ኣብ መንጎ እቶም 12 ነገዳት እስራኤል ተማቐልዋ። 22 ንዓኻትኩምን ነቶም ኣብ መንጎኹም እናነበሩ ውሉዳት ዝወለዱ ምሳኻትኩም ዚነብሩ ጓኖትን ርስቲ ኽትከውን ተማቐልዋ፣ ንሳቶም ከኣ ከም ደቂ ዓዲ ዝዀኑ እስራኤላውያን ኪዀኑልኩም እዮም። ኣብ መንጎ ነገዳት እስራኤል ድማ ምሳኻትኩም ርስቲ ኪቕበሉ እዮም። 23 ንጓና ኣብ ሃገር እቲ ዚነብረሉ ነገድ ርስቲ ሃብዎ” ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ