ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስ ንኣገልግሎቱ ተጣበቐሉ (1-18)

        • ኣጽዋርና ስጋዊ ኣይኰነን (4, 5)

2 ቈረንቶስ 10:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 2:3
  • +2ቈረ 10:10
  • +ማቴ 11:29, 30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2003፡ ገጽ 24

    1/8/1994፡ ገጽ 14-15

2 ቈረንቶስ 10:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 6:4, 7
  • +ማቴ 26:52፣ 1ጢሞ 1:18, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    9/2016፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2010፡ ገጽ 12-13

    15/9/2009፡ ገጽ 22

    1/10/1999፡ ገጽ 11-12

    1/2/1994፡ ገጽ 11

2 ቈረንቶስ 10:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:19, 20፣ 3:19, 20፣ 2ጢሞ 2:24, 25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2019፡ ገጽ 8-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 27

    15/2/2010፡ ገጽ 12-13

    1/10/1999፡ ገጽ 11-12

    1/2/1994፡ ገጽ 11

2 ቈረንቶስ 10:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 1:20

2 ቈረንቶስ 10:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 13:17

2 ቈረንቶስ 10:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2000፡ ገጽ 13

    15/11/1996፡ ገጽ 13

2 ቈረንቶስ 10:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብቓል ደብዳበታትና ዝዀንናዮ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብግብሪ ኸምኡ ምዃንና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 13:2

2 ቈረንቶስ 10:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 5:12
  • +ምሳ 26:12፣ ገላ 6:3

2 ቈረንቶስ 10:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:15፣ ገላ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 28

2 ቈረንቶስ 10:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 3:10፣ 4:15

2 ቈረንቶስ 10:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 9:24፣ 1ቈረ 1:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡

    5/2019፡ ገጽ 4

2 ቈረንቶስ 10:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 4:5፣ 2ጢሞ 2:15
  • +ሉቃ 18:10-14

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 10:11ቈረ 2:3
2 ቈረ. 10:12ቈረ 10:10
2 ቈረ. 10:1ማቴ 11:29, 30
2 ቈረ. 10:42ቈረ 6:4, 7
2 ቈረ. 10:4ማቴ 26:52፣ 1ጢሞ 1:18, 19
2 ቈረ. 10:51ቈረ 1:19, 20፣ 3:19, 20፣ 2ጢሞ 2:24, 25
2 ቈረ. 10:61ጢሞ 1:20
2 ቈረ. 10:8እብ 13:17
2 ቈረ. 10:112ቈረ 13:2
2 ቈረ. 10:122ቈረ 5:12
2 ቈረ. 10:12ምሳ 26:12፣ ገላ 6:3
2 ቈረ. 10:13ግብ 9:15፣ ገላ 2:8
2 ቈረ. 10:141ቈረ 3:10፣ 4:15
2 ቈረ. 10:17ኤር 9:24፣ 1ቈረ 1:31
2 ቈረ. 10:181ቈረ 4:5፣ 2ጢሞ 2:15
2 ቈረ. 10:18ሉቃ 18:10-14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 10:1-18

2 ቈረንቶስ

10 ምሳኻትኩም ገጽ ንገጽ ክኸውን ከለኹ ያኢ ዝትሑት፡+ ምሳኻትኩም ከየለኹ ግና ዝተብዓልኩም ኣነ ጳውሎስ ባዕለይ፡+ ብልእመትን ብለውሃትን ክርስቶስ እልምነኩም ኣለኹ።+ 2 ምሳኻትኩም ክኸውን ከለኹ፡ ነቶም ከም ስጋ ኸም እንመላለስ ዚቘጽሩና፡ ተቢዐ እቲ ዝሓለንክዎ ሓያል ስጕምቲ ኸይወስደሎም፡ እልምን ኣለኹ። 3 ብስጋ እንመላለስ ክነስናስ፡ ከም ስጋ ኣይንዋጋእን ኢና። 4 ኣጽዋር ውግእና ጽኑዕ ዕርድታት ዜፍርስ ሓይሊ ኣምላኽ ዘለዎ እዩ እምበር፡+ ስጋዊ ኣይኰነን።+ 5 ብእኡ ኸኣ ሓሳባትን ምስ ፍልጠት ኣምላኽ ዚጻረር ኵሉ ልዕል ዝበለን ነፍርስ ኣለና፣+ ኵሉ ሓሳብ ንክርስቶስ ምእንቲ ኺእዘዝ ድማ፡ ንማርኽ ኣለና፣ 6 ምሉእ ብምሉእ እዙዛት ምዃንኩም ምስ ተራእየ እውን፡ ንዅሉ ዘይተኣዛዝነት ንምቕጻዕ ተዳሊና ኣለና።+

7 ንስኻትኩምሲ ገጽ ኢኹም እትርእዩ። ናይ ክርስቶስ ከም ዝዀነ ብርእሱ ዚተኣማመን እንተሎ፡ ከምቲ ንሱ ናይ ክርስቶስ ዝዀነ፡ ንሕና እውን ከምኡ ኸም ዝዀንና ኸም ብሓድሽ ይሕሰብ። 8 በቲ ጐይታ ንምፍራስኩም ዘይኰነስ፡ ንምህናጽኩም ዝሃበና ስልጣን+ ቍሩብ ኣብዚሐ እንተ ዝምካሕሲ፡ ኣይምሓፈርኩን ነይረ። 9 ብደብዳበታተይ ከሰምብደኩም ከም ዝደለኹ ኽመስል ኣይደልን እየ። 10 ከመይሲ፡ “እተን ደብዳበታቱ ኸበድትን ሓያላትን እየን፣ ብኣካል ምሳና ኸሎ ግና ድኹም፡ ዘረባኡ እውን ንዑቕ እዩ” ይብሉ እዮም። 11 እቲ ኸምዚ ዝበለ ሰብ፡ ከምቲ ምሳኻትኩም ከየለና ብደብዳበታትና እንብሎ፡* ምሳኻትኩም ከለና እውን ከምኡ ኸም እንገብር* ይሕሰብ።+ 12 ምኽንያቱ፡ ምስቶም ርእሶም ዚንእዱ ኽንቍጸር ወይ ክንመዓራረ ኣይንደፍርን ኢና።+ ግናኸ፡ ንሳቶም ባዕላቶም ንርእሶም ካብ ዚልክዑ፡ ንርእሶም እውን ምስ ርእሶም ካብ ዜመዓራርዩ፡ ኣእምሮ የብሎምን።+

13 ንሕና ግና በቲ ኣብ ውሽጢ እቲ ኣምላኽ ለኪዑ ዝሃበና፡ ክሳዕ ኣባኻትኩም እውን ዚበጽሕ ደረት ዘሎ ኽሊ እምበር፡ በቲ ኻብቲ እተመደበልና ደረት ወጻኢ ዘሎ ኣይንምካሕን ኢና።+ 14 ብዛዕባ ክርስቶስ እናኣበሰርና ኽሳብ ናባኻትኩም ቀዲምና ዝበጻሕና ንሕና ኢና እሞ፡ ናባኻትኩም ከም ዘይበጻሕና ዄንናስ፡ እምብዛ ኣይንመጣጠርን ኢና።+ 15 ካብቲ እተመደበልና ደረት ወጺእና ብጻዕሪ ኻልኦት ኣይንምካሕን ኢና፣ ግናኸ፡ እምነትኩም እናወሰኸት ምስ ከደት፡ እቲ ኣብ ክልና ዝገበርናዮ ኺውስኽ ተስፋ ንገብር። ሽዑ፡ ብዝያዳ ኽንገብር፡ 16 በቲ ድሮ ኣብ ክሊ ኻልኦት እተገብረ ምእንቲ ኸይንምካሕ ድማ፡ ነተን ክንየውኩም ዘለዋ ሃገራት ከነበስር ኢና። 17 “ግናኸ፡ እቲ ዚምካሕ፡ ብየሆዋ* ይመካሕ።”+ 18 ከመይሲ፡ እቲ የሆዋ* ዚንእዶ እምበር፡+ እቲ ርእሱ ዚንእድ ኣይኰነን ብቕዓቱ ዘመስከረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ