ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 46
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ያእቆብን ቤተ ሰቡን ናብ ግብጺ ገዓዙ (1-7)

      • ስማት እቶም ናብ ግብጺ ዝገዓዙ (8-27)

      • ዮሴፍ ንያእቆብ ኣብ ጎሼን ተቐበሎ (28-34)

ዘፍጥረት 46:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናቱ ዘበሉ ዅሎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 21:31
  • +ዘፍ 31:42፣ ዘጸ 3:6

ዘፍጥረት 46:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:13
  • +ዘፍ 12:1, 2፣ ዘጸ 1:7፣ ዘዳ 26:5

ዘፍጥረት 46:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ያእቆብ ምስ ሞተ፡ ንኣዒንቱ ኪኸድነን እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 15:16፣ 28:15፣ 47:29, 30፣ 50:13
  • +ዘፍ 50:1

ዘፍጥረት 46:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 1:1-4
  • +ዘፍ 35:23፣ 1ዜና 5:1

ዘፍጥረት 46:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:5, 6

ዘፍጥረት 46:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:33
  • +ዘሁ 26:12, 13፣ 1ዜና 4:24

ዘፍጥረት 46:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:34
  • +1ዜና 6:16

ዘፍጥረት 46:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:35፣ ራእ 5:5
  • +ዘፍ 38:2-5
  • +ሉቃ 3:23, 33
  • +ዘፍ 38:30
  • +ዘፍ 38:7, 9, 10
  • +ዘሁ 26:21፣ 1ዜና 2:5

ዘፍጥረት 46:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:23, 24፣ 1ዜና 7:1

ዘፍጥረት 46:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:20
  • +ዘሁ 26:26

ዘፍጥረት 46:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኵሎም ነፍሳት ደቁን ኣዋልዱን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:21

ዘፍጥረት 46:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:11
  • +ዘሁ 26:15-17

ዘፍጥረት 46:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:13
  • +ዘሁ 26:44, 45

ዘፍጥረት 46:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:24

ዘፍጥረት 46:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:24
  • +ዘፍ 35:18

ዘፍጥረት 46:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ሄልዮጶሊስ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:50
  • +ዘፍ 41:51
  • +ዘፍ 41:52

ዘፍጥረት 46:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 7:6
  • +1ዜና 8:1, 3
  • +1ዜና 7:12
  • +ዘሁ 26:38-40

ዘፍጥረት 46:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ዘፍጥረት 46:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:6
  • +ዘሁ 26:42

ዘፍጥረት 46:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 30:8
  • +ዘሁ 26:48, 49

ዘፍጥረት 46:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ዘፍጥረት 46:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 35:10, 11

ዘፍጥረት 46:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክልተ ነፍሳት።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 1:5፣ ዘዳ 10:22፣ ግብ 7:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2002፡ ገጽ 27

ዘፍጥረት 46:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 43:8፣ 44:18
  • +ዘፍ 45:10፣ 47:1

ዘፍጥረት 46:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ክሳዱ ወዲቑ።”

ዘፍጥረት 46:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 41:39, 40
  • +ዘፍ 45:19፣ ግብ 7:13

ዘፍጥረት 46:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 31:17, 18፣ 47:3
  • +ዘፍ 31:38
  • +ዘፍ 46:6

ዘፍጥረት 46:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 43:32
  • +ዘፍ 45:17, 18፣ 47:27
  • +ዘፍ 30:35, 36

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 46:1ዘፍ 21:31
ዘፍ. 46:1ዘፍ 31:42፣ ዘጸ 3:6
ዘፍ. 46:3ዘፍ 28:13
ዘፍ. 46:3ዘፍ 12:1, 2፣ ዘጸ 1:7፣ ዘዳ 26:5
ዘፍ. 46:4ዘፍ 15:16፣ 28:15፣ 47:29, 30፣ 50:13
ዘፍ. 46:4ዘፍ 50:1
ዘፍ. 46:8ዘጸ 1:1-4
ዘፍ. 46:8ዘፍ 35:23፣ 1ዜና 5:1
ዘፍ. 46:9ዘሁ 26:5, 6
ዘፍ. 46:10ዘፍ 29:33
ዘፍ. 46:10ዘሁ 26:12, 13፣ 1ዜና 4:24
ዘፍ. 46:11ዘፍ 29:34
ዘፍ. 46:111ዜና 6:16
ዘፍ. 46:12ዘፍ 29:35፣ ራእ 5:5
ዘፍ. 46:12ዘፍ 38:2-5
ዘፍ. 46:12ሉቃ 3:23, 33
ዘፍ. 46:12ዘፍ 38:30
ዘፍ. 46:12ዘፍ 38:7, 9, 10
ዘፍ. 46:12ዘሁ 26:21፣ 1ዜና 2:5
ዘፍ. 46:13ዘሁ 26:23, 24፣ 1ዜና 7:1
ዘፍ. 46:14ዘፍ 30:20
ዘፍ. 46:14ዘሁ 26:26
ዘፍ. 46:15ዘፍ 30:21
ዘፍ. 46:16ዘፍ 30:11
ዘፍ. 46:16ዘሁ 26:15-17
ዘፍ. 46:17ዘፍ 30:13
ዘፍ. 46:17ዘሁ 26:44, 45
ዘፍ. 46:18ዘፍ 29:24
ዘፍ. 46:19ዘፍ 30:24
ዘፍ. 46:19ዘፍ 35:18
ዘፍ. 46:20ዘፍ 41:50
ዘፍ. 46:20ዘፍ 41:51
ዘፍ. 46:20ዘፍ 41:52
ዘፍ. 46:211ዜና 7:6
ዘፍ. 46:211ዜና 8:1, 3
ዘፍ. 46:211ዜና 7:12
ዘፍ. 46:21ዘሁ 26:38-40
ዘፍ. 46:23ዘፍ 30:6
ዘፍ. 46:23ዘሁ 26:42
ዘፍ. 46:24ዘፍ 30:8
ዘፍ. 46:24ዘሁ 26:48, 49
ዘፍ. 46:26ዘፍ 35:10, 11
ዘፍ. 46:27ዘጸ 1:5፣ ዘዳ 10:22፣ ግብ 7:14
ዘፍ. 46:28ዘፍ 43:8፣ 44:18
ዘፍ. 46:28ዘፍ 45:10፣ 47:1
ዘፍ. 46:31ዘፍ 41:39, 40
ዘፍ. 46:31ዘፍ 45:19፣ ግብ 7:13
ዘፍ. 46:32ዘፍ 31:17, 18፣ 47:3
ዘፍ. 46:32ዘፍ 31:38
ዘፍ. 46:32ዘፍ 46:6
ዘፍ. 46:34ዘፍ 43:32
ዘፍ. 46:34ዘፍ 45:17, 18፣ 47:27
ዘፍ. 46:34ዘፍ 30:35, 36
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 46:1-34

ዘፍጥረት

46 እስራኤል ድማ ዘለዎ ዅሉ* ሒዙ ነቐለ። ኣብ ብኤር-ሸባዕ+ ምስ በጽሐ፡ ንኣምላኽ ኣቦኡ ይስሃቅ መስዋእቲ ሰውአ።+ 2 ኣምላኽ ከኣ ንእስራኤል ተዛረቦ፣ ብራእይ ለይቲ እውን፡ “ያእቆብ፡ ያእቆብ” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “እነኹ” በለ። 3 ንሱ ድማ፡ “ኣነ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ኣምላኽ ኣቦኻ እየ።+ ኣብኡ ዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካ እየ እሞ፡ ናብ ግብጺ ንምውራድ ኣይትፍራህ።+ 4 ኣነ ባዕለይ ምሳኻ ናብ ግብጺ ኽወርድ እየ፣ ኣነ ባዕለይ ድማ ካብኡ ኸደይበካ እየ።+ ዮሴፍ ከኣ ኢዱ ኣብ ኣዒንትኻ ኼንብር እዩ”* በሎ።+

5 ድሕርዚ፡ ያእቆብ ካብ ብኤር-ሸባዕ ነቐለ፣ ደቂ እስራኤል ከኣ ንኣቦኦም ያእቆብን ንቘልዑኦምን ንኣንስቶምን በቲ ኺመጹሉ ኢሉ ፈርኦን ዝሰደደሉ ሰረገላታት ኣግዓዙ። 6 ኣብ ምድሪ ከነኣን ዘጥረይዎ ዅሉ መጓሰኦምን ጥሪቶምን እውን ተማልኡ። ያእቆብን ኵሉ ዘርኡን ከኣ ናብ ግብጺ መጹ። 7 ንሱ ድማ ንደቁን ንደቂ ደቁን፡ ንኣዋልዱን ንኣዋልድ ደቁን፡ ኰታስ ንዅሎም ዘርኡ ምስኡ ናብ ግብጺ ኣምጽአ።

8 እቶም ናብ ግብጺ ዝመጹ ደቂ እስራኤል፡ ያእቆብን ደቁን፡ ስማቶም እዚ እዩ፦+ በዅሪ ያእቆብ ሮቤል።+

9 ደቂ ሮቤል፡ ሓኖክን ፋሉን ሔጽሮንን ካርሚን።+

10 ደቂ ስምኦን፡+ የሙኤልን ያሚንን ኦሃድን ያኪንን ጾሓርን ሻኡል+ ወዲ እታ ከነኣናዊትን።

11 ደቂ ሌዊ፡+ ጌርሾንን ቀሃትን መራሪን።+

12 ደቂ ይሁዳ፡+ ዔርን ኦናንን ሸላሕን+ ፋሬስን+ ዜራሕን።+ ዔርን ኦናንን ግና ኣብ ምድሪ ከነኣን ሞቱ።+

ደቂ ፋሬስ፡ ሔጽሮንን ሓሙልን።+

13 ደቂ ይሳኮር፡ ቶላዕን ፉዋን ዮብን ሺምሮንን።+

14 ደቂ ዛብሎን፡+ ሰረድን ኤሎንን ያሕልኤልን።+

15 እዚኣቶምን ጓሉ ዲናን፡+ ልያ ንያእቆብ ኣብ ጳዳን-ኣራም ዝወለደትሉ ደቂ እዮም። ኵሎም ደቁን ኣዋልዱን* 33 እዮም።

16 ደቂ ጋድ፡+ ጺፍዮንን ሓጊን ሹኒን ኤጽቦንን ዔሪን ኣሮዲን ኣርኤሊን።+

17 ደቂ ኣሴር፡+ ዪምናን ዪሽዋን ዪሽዊን በሪዓን ሓብቶም ሴራሕን።

ደቂ በሪዓ፡ ሔበርን ማልኪኤልን።+

18 እዚኣቶም ደቂ እታ ላባን ንጓሉ ልያ ዝሃባ ዚልጳ እዮም።+ ንሳ ንያእቆብ፡ ነዚኣቶም ወለደትሉ፦ ኵላቶም 16 ሰባት* እዮም።

19 ደቂ ራሄል ሰበይቲ ያእቆብ፡ ዮሴፍን+ ብንያምን።+

20 ንዮሴፍ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተወልዱሉ፡ ኣሰናት+ ጓል ጶጢፌራዕ ካህን ኦን* ዝወለደትሉ፡ ምናሴን+ ኤፍሬምን።+

21 ደቂ ብንያም፡+ ቤላዕን ቤከርን ኣሽቤልን ጌራን+ ንእማንን ኤሒን ሮሽን ሙጲምን ሑጲምን+ ኣርድን።+

22 እዚኣቶም ንያእቆብ እተወልዱሉ ደቂ ራሄል፡ ኵላቶም 14 ሰባት* እዮም።

23 ወዲ* ዳን፡+ ሑሺም።+

24 ደቂ ንፍታሌም፡+ ያሕጽኤልን ጉኒን የጸርን ሺሌምን።+

25 እዚኣቶም ደቂ እታ ላባን ንጓሉ ራሄል ዝሃባ ቢልሃ እዮም። ንሳ ንያእቆብ፡ ነዚኣቶም ወለደትሉ፦ ኵላቶም ሸውዓተ ሰባት* እዮም።

26 ኵሎም እቶም ካብ ያእቆብ እተወልዱ ናብ ግብጺ ዝኸዱ ሰባት፡* ብዘይካ ኣንስቲ ደቂ ያእቆብ፡ 66 ነበሩ።+ 27 ኣብ ግብጺ እተወልዱሉ ደቂ ዮሴፍ ከኣ ክልተ* ነበሩ። ናብ ግብጺ ዝመጹ ዅሎም ሰባት* ቤት ያእቆብ 70 ነበሩ።+

28 ያእቆብ፡ ናብ ጎሼን ይጕዓዝ ከም ዘሎ፡ ኣቐዲሙ ኸይዱ ንዮሴፍ ኪነግሮ ኢሉ ንይሁዳ ለኣኾ።+ ናብ ምድሪ ጎሼን ምስ መጹ፡+ 29 ዮሴፍ ሰረገላኡ ኣጽዒኑ፡ ንኣቦኡ እስራኤል ኣብ ጎሼን ኪቕበሎ ደየበ። ምስ ረኸቦ ኸኣ፡ ብኡብኡ ሓቚፍዎ* ንንውሕ ዝበለ ግዜ በኸየ። 30 እስራኤል ድማ ንዮሴፍ፡ “ገና ብህይወት ከም ዘለኻ፡ ገጽካ ኻብ ረኣኹ፡ ሕጅስ እሙት” በሎ።

31 ሽዑ፡ ዮሴፍ ንኣሕዋቱን ንቤተ ሰብ ኣቦኡን ከምዚ በሎም፦ “ናብ ፈርኦን+ ደዪበ፡ ‘ኣብ ምድሪ ከነኣን ዝነበሩ ኣሕዋተይን ቤተ ሰብ ኣቦይን ናባይ መጺኦም ኣለዉ።+ 32 እዞም ሰባት እዚኦም ጓሶትን+ ሰብ ማልን+ እዮም፣ ጤለ በጊዖምን ከብቶምን ዘለዎም ኵሉን ድማ ኣምጺኦም ኣለዉ’ ኢለ ኽነግሮ እየ።+ 33 ፈርኦን ጸዊዑ፡ ‘ስራሕኩም እንታይ እዩ፧’ ኢሉ እንተ ሓቲቱኩም፡ 34 ጓሳ ኣባጊዕ ዘበለ ኣብ ግብጻውያን ፍንፉን እዩ እሞ፡+ ኣብ ምድሪ ጎሼን ምእንቲ ኽትቅመጡስ፡+ ‘ገላዉኻ፡ ንሕናን ኣቦታትናን ካብ ንእስነትና ኽሳዕ ሕጂ ሰብ ማል ኢና’+ በሉ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ