ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ዮናታን ኣብ ሚኽማሽ ዝፈጸሞ ጅግንነት (1-14)

      • ኣምላኽ ንጸላእቲ እስራኤል ሰጐጎም (15-23)

      • ሳኦል ብታህዋኽ ዝመሓሎ ማሕላ (24-46)

        • እቶም ህዝቢ ነቲ ስጋ ምስ ደሙ በልዕዎ (32-34)

      • ሳኦል እተዋግኦ ውግኣት፣ ስድራ ቤቱ (47-52)

1 ሳሙኤል 14:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:49፣ 18:1፣ 2ሳሙ 1:4

1 ሳሙኤል 14:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 10:26
  • +1ሳሙ 13:15

1 ሳሙኤል 14:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 22:9
  • +1ሳሙ 4:21
  • +1ሳሙ 2:12፣ 4:17
  • +1ሳሙ 1:9
  • +እያ 18:1፣ 1ሳሙ 1:3
  • +ዘጸ 29:5፣ ዘሁ 27:21

1 ሳሙኤል 14:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:2, 3

1 ሳሙኤል 14:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 17:9, 10፣ መሳ 14:3፣ 15:18፣ 1ሳሙ 17:36፣ 1ዜና 10:4
  • +መሳ 7:2፣ 2ነገ 6:15, 16፣ 2ዜና 14:11

1 ሳሙኤል 14:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 24:14፣ መሳ 7:11፣ 1ሳሙ 10:7

1 ሳሙኤል 14:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:6፣ 14:22

1 ሳሙኤል 14:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:10
  • +1ሳሙ 14:6፣ 2ሳሙ 5:23, 24፣ 2ነገ 6:15, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 2

1 ሳሙኤል 14:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 2

1 ሳሙኤል 14:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2007፡ ገጽ 18-19

1 ሳሙኤል 14:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 10:26፣ 14:2
  • +1ሳሙ 14:20

1 ሳሙኤል 14:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “በታ መዓልቲ እቲኣ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:3

1 ሳሙኤል 14:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኢድካ ምለስ።”

1 ሳሙኤል 14:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:6

1 ሳሙኤል 14:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 33:29፣ መሳ 2:18
  • +1ሳሙ 13:5

1 ሳሙኤል 14:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:4፣ ዘሁ 30:2፣ ዘዳ 23:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ፡ ዓንቀጽ 2

1 ሳሙኤል 14:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵላ እታ ምድሪ።”

1 ሳሙኤል 14:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2005፡ ገጽ 22

1 ሳሙኤል 14:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:24

1 ሳሙኤል 14:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነዛ ምድሪ ኸም እትግለል ገይርዋ።”

1 ሳሙኤል 14:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:26

1 ሳሙኤል 14:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 10:12

1 ሳሙኤል 14:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 17:10፣ ዘዳ 12:16፣ ግብ 15:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1994፡ ገጽ 31

1 ሳሙኤል 14:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 12:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1994፡ ገጽ 31

1 ሳሙኤል 14:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:32

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/1994፡ ገጽ 31

1 ሳሙኤል 14:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 7:15, 17

1 ሳሙኤል 14:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 27:21፣ 1ሳሙ 30:7, 8

1 ሳሙኤል 14:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 1:1፣ 1ሳሙ 30:8፣ 2ሳሙ 5:19

1 ሳሙኤል 14:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:30፣ ዘዳ 33:8፣ እዝ 2:62, 63

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 9/2020፡ ገጽ 4-5

1 ሳሙኤል 14:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 16:33

1 ሳሙኤል 14:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:27

1 ሳሙኤል 14:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:24

1 ሳሙኤል 14:45

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ድሕነት።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ተበጀውዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 14:14
  • +1ሳሙ 14:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2007፡ ገጽ 18-19

1 ሳሙኤል 14:47

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 12:9
  • +1ሳሙ 11:11
  • +ዘፍ 36:8
  • +2ሳሙ 10:6
  • +1ሳሙ 9:16, 17

1 ሳሙኤል 14:48

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 17:14፣ ዘዳ 25:19፣ 1ሳሙ 15:3

1 ሳሙኤል 14:49

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 31:2፣ 1ዜና 8:33፣ 9:39
  • +1ሳሙ 18:17
  • +1ሳሙ 18:27፣ 25:44፣ 2ሳሙ 3:13፣ 6:20

1 ሳሙኤል 14:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 17:55፣ 2ሳሙ 2:8፣ 3:27

1 ሳሙኤል 14:51

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 9:1
  • +1ነገ 2:5

1 ሳሙኤል 14:52

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 49:27፣ 1ሳሙ 9:16, 17
  • +1ሳሙ 8:11፣ 10:26

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 14:11ሳሙ 14:49፣ 18:1፣ 2ሳሙ 1:4
1 ሳሙ. 14:21ሳሙ 10:26
1 ሳሙ. 14:21ሳሙ 13:15
1 ሳሙ. 14:31ሳሙ 22:9
1 ሳሙ. 14:31ሳሙ 4:21
1 ሳሙ. 14:31ሳሙ 2:12፣ 4:17
1 ሳሙ. 14:31ሳሙ 1:9
1 ሳሙ. 14:3እያ 18:1፣ 1ሳሙ 1:3
1 ሳሙ. 14:3ዘጸ 29:5፣ ዘሁ 27:21
1 ሳሙ. 14:51ሳሙ 13:2, 3
1 ሳሙ. 14:6ዘፍ 17:9, 10፣ መሳ 14:3፣ 15:18፣ 1ሳሙ 17:36፣ 1ዜና 10:4
1 ሳሙ. 14:6መሳ 7:2፣ 2ነገ 6:15, 16፣ 2ዜና 14:11
1 ሳሙ. 14:10ዘፍ 24:14፣ መሳ 7:11፣ 1ሳሙ 10:7
1 ሳሙ. 14:111ሳሙ 13:6፣ 14:22
1 ሳሙ. 14:121ሳሙ 14:10
1 ሳሙ. 14:121ሳሙ 14:6፣ 2ሳሙ 5:23, 24፣ 2ነገ 6:15, 16
1 ሳሙ. 14:151ሳሙ 13:17
1 ሳሙ. 14:161ሳሙ 10:26፣ 14:2
1 ሳሙ. 14:161ሳሙ 14:20
1 ሳሙ. 14:181ሳሙ 14:3
1 ሳሙ. 14:221ሳሙ 13:6
1 ሳሙ. 14:23ዘዳ 33:29፣ መሳ 2:18
1 ሳሙ. 14:231ሳሙ 13:5
1 ሳሙ. 14:24ዘሌ 5:4፣ ዘሁ 30:2፣ ዘዳ 23:21
1 ሳሙ. 14:271ሳሙ 14:17
1 ሳሙ. 14:281ሳሙ 14:24
1 ሳሙ. 14:301ሳሙ 14:26
1 ሳሙ. 14:31እያ 10:12
1 ሳሙ. 14:32ዘፍ 9:4፣ ዘሌ 3:17፣ 17:10፣ ዘዳ 12:16፣ ግብ 15:29
1 ሳሙ. 14:33ዘዳ 12:23
1 ሳሙ. 14:341ሳሙ 14:32
1 ሳሙ. 14:351ሳሙ 7:15, 17
1 ሳሙ. 14:36ዘሁ 27:21፣ 1ሳሙ 30:7, 8
1 ሳሙ. 14:37መሳ 1:1፣ 1ሳሙ 30:8፣ 2ሳሙ 5:19
1 ሳሙ. 14:41ዘጸ 28:30፣ ዘዳ 33:8፣ እዝ 2:62, 63
1 ሳሙ. 14:42ምሳ 16:33
1 ሳሙ. 14:431ሳሙ 14:27
1 ሳሙ. 14:441ሳሙ 14:24
1 ሳሙ. 14:451ሳሙ 14:14
1 ሳሙ. 14:451ሳሙ 14:6
1 ሳሙ. 14:471ሳሙ 12:9
1 ሳሙ. 14:471ሳሙ 11:11
1 ሳሙ. 14:47ዘፍ 36:8
1 ሳሙ. 14:472ሳሙ 10:6
1 ሳሙ. 14:471ሳሙ 9:16, 17
1 ሳሙ. 14:48ዘጸ 17:14፣ ዘዳ 25:19፣ 1ሳሙ 15:3
1 ሳሙ. 14:491ሳሙ 31:2፣ 1ዜና 8:33፣ 9:39
1 ሳሙ. 14:491ሳሙ 18:17
1 ሳሙ. 14:491ሳሙ 18:27፣ 25:44፣ 2ሳሙ 3:13፣ 6:20
1 ሳሙ. 14:501ሳሙ 17:55፣ 2ሳሙ 2:8፣ 3:27
1 ሳሙ. 14:511ሳሙ 9:1
1 ሳሙ. 14:511ነገ 2:5
1 ሳሙ. 14:52ዘፍ 49:27፣ 1ሳሙ 9:16, 17
1 ሳሙ. 14:521ሳሙ 8:11፣ 10:26
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 14:1-52

1 ሳሙኤል

14 ሓደ መዓልቲ፡ ዮናታን+ ወዲ ሳኦል ነቲ ኣጽዋሩ ዚስከም ጊልያኡ፡ “ንዓናይ፡ ናብቲ ኣብ ስግር ዘሎ ጭፍራ ፍልስጥኤማውያን ንሳገር” በሎ። ንኣቦኡ ግና ኣይነገሮን። 2 ሳኦል ድማ ኣብ ወሰን ጊብዓ+ ኣብ ትሕቲ እታ ኣብ ሚግሮን ዘላ ኦም ሮማን ተቐሚጡ ነበረ፣ ኣስታት 600 ሰባት ከኣ ምስኡ ነበሩ።+ 3 (ኣሒያ ወዲ ኣሒጡብ፡+ ሓው ኢካቦድ፡+ ወዲ ፊንሃስ፡+ ወዲ ኤሊ፡+ እቲ ኣብ ሺሎ ኻህን የሆዋ ዝነበረ ድማ፡+ ኤፎድ ይጸውር ነበረ።)+ እቲ ህዝቢ ኸኣ ዮናታን ከም ዝኸደ ኣይፈለጠን ነበረ። 4 ኣብ መንጎ እቲ ዮናታን ናብ ጭፍራ ፍልስጥኤማውያን ኪሳገረሉ ዝደለየ መሳገሪታት ብሓደ ሸነኽ ስኒ ዝመስል ከውሒ፡ በቲ ኻልእ ሸነኽ እውን ስኒ ዚመስል ከውሒ ነበረ፣ ስም እቲ ሓደ ቦጼጽ፡ ስም እቲ ኻልኣይ ድማ ሴኔህ ነበረ። 5 እቲ ሓደ ኸውሒ ብሰሜን ናብ ሚኽማሽ ገጹ ዝገበረ ሓወልቲ ነበረ፣ እቲ ኻልኣይ ከኣ ብደቡብ ናብ ጌባዕ ገጹ ገይሩ ነበረ።+

6 ዮናታን ድማ ነቲ ተሰካም ኣጽዋሩ፡ “ንዓናይ ናብ ጭፍራ እዞም ዘይግዙራት እዚኦም ንሳገር።+ የሆዋ ብብዙሓት ኰነ ብሒደት ካብ ምድሓን ኪዓግቶ ዚኽእል ነገር ስለ ዘየልቦ፡ ምናልባት የሆዋ ገለ ይገብረልና ይኸውን” በሎ።+ 7 እቲ ተሰካም ኣጽዋሩ ኸኣ፡ “ልብኻ ዚድርኸካ ዘበለ ግበር። ናብ ዝደለኻዮ ኺድ፡ ልብኻ ናብ ዚድርኸካ ዘበለ ድማ ኣነ ኽስዕበካ እየ” በሎ። 8 ዮናታን ከኣ፡ “ናብቶም ሰባት ክንሳገርን ክንረኣዮምን ኢና። 9 ‘ክሳዕ እንመጸኩም ደው በሉ’ እንተ ኢሎምና፡ ኣብቲ ዘለናዮ ንጸንሕ፡ ናባታቶም እውን ኣይንድይብን። 10 ‘ናባና ደይቡ’ እንተ ኢሎምና ግና፡ የሆዋ ንዓታቶም ኣብ ኢድና ኺህበና እዩ እሞ፡ ክንድይብ ኢና። እዚ ምልክት ኪዀነና እዩ” በለ።+

11 ክልቲኦም ድማ ነቶም ጭፍራ ፍልስጥኤማውያን ተራእይዎም። እቶም ፍልስጥኤማውያን ከኣ፡ “እንሆ፡ እብራውያን ካብቲ ተሓቢኦምሉ ዝነበሩ ጐዳጕዲ ይወጹ ኣለዉ” በሉ።+ 12 እቶም ሰብ ጭፍራ ድማ ንዮናታንን ነቲ ተሰካም ኣጽዋሩን፡ “ናባና ደይቡ እሞ፡ ከነርእየኩም ኢና” በልዎም።+ ሽዑ፡ ዮናታን ነቲ ተሰካም ኣጽዋሩ፡ “የሆዋ ኣብ ኢድ እስራኤል ኪህቦም እዩ እሞ፡ ስዓበኒ” በሎ።+ 13 ዮናታን ከኣ ብኣእዳዉን ብኣእጋሩን ሓዀረ፣ እቲ ተሰካም ኣጽዋሩ ድማ ደድሕሪኡ ነበረ። እቶም ፍልስጥኤማውያን ከኣ ኣብ ቅድሚ ዮናታን ወደቑ፣ እቲ ተሰካም ኣጽዋሩ እውን ደድሕሪኡ ዀይኑ ይቐትሎም ነበረ። 14 ኣብቲ ዮናታንን እቲ ተሰካም ኣጽዋሩን ዝገበርዎ ቐዳማይ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ውሽጢ ፍርቂ ንውሓት ትልሚ ናይ መዓል ጽምዲ እትኣክል ግራት ኣስታት 20 ሰባት ቀተሉ።

15 ሽዑ፡ ኣብቲ ሰፈር መሮርን ኣብ ኵሎም እቶም ሰብ ጭፍራን ሽበራ ሰፈነ፣ እቶም ወረርቲ+ እውን ከይተረፉ ተሸበሩ። ምድሪ ድማ ኣንቀጥቀጠት፡ ኣምላኽ ከኣ ሽበራ ሰደደ። 16 እቶም ኣብ ጊብዓ ናይ ብንያም ዝነበሩ ሓለውቲ ሳኦል ድማ፡+ እቲ ህውከት ናብ ኵሉ ኣንፈት የስፋሕፍሕ ከም ዘሎ ረኣዩ።+

17 ሳኦል ድማ ነቶም ምስኡ ዘለዉ ህዝቢ፡ “በጃኹም እስከ፡ ቈጺርኩም ካባና መን ከም ዝኸደ ርኣዩ” በሎም። ንሳቶም ምስ ቈጸሩ ኸኣ፡ ዮናታንን እቲ ተሰካም ኣጽዋሩን ኣብኡ ኣይነበሩን። 18 በቲ ግዜ እቲ* ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ምስ እስራኤላውያን ነበረ እሞ፡ ሳኦል ንኣሒያ፡+ “ታቦት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ናብዚ ኣምጽእ” በሎ። 19 ሳኦል ነቲ ኻህን እናተዛረቦ ኸሎ፡ እቲ ኣብ ሰፈር ፍልስጥኤማውያን ዝነበረ ህውከት እናበርትዐ ኸደ። ሳኦል ድማ ነቲ ኻህን፡ “ሕደጎ”* በሎ። 20 ሳኦልን ኵሉ እቲ ምስኡ ዝነበረ ህዝብን ከኣ ተኣኪቦም ናብቲ ውግእ ከዱ፣ ኣብኡ ድማ ፍልስጥኤማውያን ንሓድሕዶም ብሰይፊ ኺዋግኡ ጸንሕዎም፣ ኣዝዩ ዓብዪ ዕግርግር ከኣ ነበረ። 21 እቶም ኣቐዲሞም ምስ ፍልስጥኤማውያን ወጊኖም ዝነበሩ እሞ ምሳታቶም ናብቲ ሰፈር ደዪቦም ዝነበሩ እብራውያን እውን፡ ምስቶም ኣብ ትሕቲ ሳኦልን ዮናታንን ዝነበሩ እስራኤላውያን ኰኑ። 22 ኵሎም እቶም ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም ተሓቢኦም ዝነበሩ ሰብ እስራኤል ከኣ፡+ ፍልስጥኤማውያን ከም ዝሃደሙ ሰምዑ፣ ንሳቶም እውን ናብቲ ውግእ ኣትዮም ሰጐጕዎም። 23 የሆዋ ድማ በታ መዓልቲ እቲኣ ንእስራኤል ኣድሓኖ፣+ እቲ ውግእ ከኣ ክሳብ ቤት-ኣዌን በጽሐ።+

24 ግናኸ፡ ሳኦል ነቲ ህዝቢ፡ “ንጸላእተይ ሕነ ኽሳዕ ዝፈዲ፡ ክሳዕ ምሸት እንጌራ ዚበልዕ ርጉም ይኹን” ኢሉ ኣምሒልዎ ነበረ እሞ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ እቶም ሰብ እስራኤል ጸቕጢ በርቲዕዎም ነበረ። ካብቲ ህዝቢ ድማ ሓደ እኳ እንጌራ ኣይጠዓመን።+

25 ኵሉ እቲ ህዝቢ* ኸኣ ናብ ዱር መጸ፣ መዓር ድማ ኣብ ምድሪ ነበረ። 26 እቲ ህዝቢ ናብቲ ዱር ምስ መጸ፡ መዓር ኬንጠብጥብ ረኣየ፣ ነቲ ማሕላ ስለ ዝፈርሀ ግና፡ ሓደ እኳ ኢዱ ናብ ኣፉ ኣየእተወን። 27 ዮናታን ግና ኣቦኡ ነቲ ህዝቢ ኼምሕሎ ኸሎ ኣይሰምዐን ነበረ፣+ ስለዚ፡ እታ ኣብ ኢዱ ዝነበረት በትሪ ዘርጊሑ በቲ ጫፋ ኣብቲ ጎጎ መዓር ጠምዐ። ኢዱ ናብ ኣፉ ምስ መለሳ ኸኣ፡ ኣዒንቱ በርሀ። 28 ሽዑ፡ ሓደ ኻብቶም ህዝቢ፡ “ኣቦኻ፡ ‘ሎሚ እንጌራ ዚበልዕ ርጉም ይኹን’ ኢሉ ንህዝቢ ብጽኑዕ ኣምሒልዎ እዩ።+ ስለዚ እዩ እቲ ህዝቢ ኣዝዩ ደኺሙ ዘሎ” በሎ። 29 ዮናታን ግና፡ “ኣቦይ ኣብዛ ምድሪ ብዙሕ ጭንቂ ኣምጺኡ* ኣሎ። ካብዚ መዓር ሒደት ስለ ዝጠዓምኩ፡ ኣዒንተይ ከመይ ከም ዝበርሃ ርኣዩ። 30 እዚ ህዝቢ ሎሚ ኻብቲ ዝረኸቦ ምርኮ ጸላእቱ ኣጸቢቑ እንተ ዚበልዕ ደኣ ኽንደይ ምጸበቐ ነይሩ!+ ሽዑስ ብዙሓት ፍልስጥኤማውያን ምተቐትሉ ነይሮም” በለ።

31 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ንፍልስጥኤማውያን ካብ ሚኽማሽ ክሳብ ኣያሎን+ ወቕዕዎም፣ እቲ ህዝቢ ኸኣ ኣዝዩ ደኸመ። 32 እቶም ህዝቢ ድማ ናብቲ ምርኮ ጐይዮም ኣባጊዕን ከብትን ምራኹትን ወሲዶም ኣብ ምድሪ ሓረዱ፣ ነቲ ስጋ ኸኣ ምስ ደሙ በልዕዎ።+ 33 ሽዑ፡ ንሳኦል፡ “እንሆ፡ እቲ ህዝቢ ነቲ ስጋ ምስ ደሙ ብምብላዑ፡ ንየሆዋ ይብድሎ ኣሎ” ተባሂሉ ተነግሮ።+ ንሱ ኸኣ፡ “ጠሊምኩም። ሕጂ ሕጂ፡ ዓብዪ እምኒ ኣንከባሊልኩም ኣምጽኡለይ” በለ። 34 ሳኦል ድማ፡ “ኣብቲ ህዝቢ ፋሕ ኢልኩም፡ ‘ነፍሲ ወከፍኩም ብዕራዩን በጊዑን ናብዚ ኣምጺኡ ሓሪዱ ይብላዕ። ስጋ ምስ ደሙ ብምብላዕ፡ ንየሆዋ ኣይትበድልዎ’ በልዎም” በለ።+ ነፍሲ ወከፎም ድማ በታ ለይቲ እቲኣ ብዕራዩ ምስኡ ኣምጽአ፡ ኣብኡ ኸኣ ሓረዶ። 35 ሳኦል ድማ ንየሆዋ መሰውኢ ሰርሐ።+ እቲ ንየሆዋ ዝሰርሓሉ ቐዳማይ መሰውኢ እዚ ነበረ።

36 ሳኦል ከኣ፡ “ብለይቲ ደድሕሪ ፍልስጥኤማውያን ንውረድ፡ ክሳዕ ዚነግህ ድማ ንዝመቶም። ሓደ ሰብ እኳ ኣይነትርፈሎም” በለ። ንሳቶም ድማ፡ “ኣብ ኣዒንትኻ ጽቡቕ ዝመሰለካ ዘበለ ግበር” በሉ። እቲ ኻህን ከኣ፡ “ኣብዚ ናብቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንቕረብ” በለ።+ 37 ሳኦል ድማ ንኣምላኽ፡ “ደድሕሪ ፍልስጥኤማውያንዶ ኽወርድ፧+ ኣብ ኢድ እስራኤልከ ኣሕሊፍካ ኽትህቦም ዲኻ፧” ኢሉ ሓተቶ። ኣምላኽ ግና በታ መዓልቲ እቲኣ ኣይመለሰሉን። 38 ሳኦል ከኣ፡ “ኵልኹም ኣሕሉቕ ህዝቢ፡ ናብዚ ንዑ እሞ፡ ሎሚ እንታይ ሓጢኣት ከም እተገብረ መርሚርኩም ፍለጡ። 39 ከምቲ እቲ ንእስራኤል ዘናገፈ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ እቲ እዚ ዝገበረ ዮናታን ወደይ እኳ እንተ ዀይኑ፡ ኪመውት እዩ” በለ። ካብቲ ህዝቢ ግና ሓደ እኳ ኣይመለሰሉን። 40 ሽዑ፡ ንዅሎም እስራኤል፡ “ንስኻትኩም ብሓደ ሸነኽ ኩኑ፣ ኣነን ወደይ ዮናታንን ድማ ብሓደ ሸነኽ ክንከውን ኢና” በሎም። እቶም ህዝቢ ኸኣ ንሳኦል፡ “ኣብ ኣዒንትኻ ጽቡቕ ዝመሰለካ ግበር” በልዎ።

41 ሳኦል ድማ ንየሆዋ፡ “ኦ ኣምላኽ እስራኤል፡ ብቱሚም መልስ” በሎ።+ ሽዑ፡ ዮናታንን ሳኦልን ተሓርዩ፣ እቲ ህዝቢ ኸኣ ሓራ ወጸ። 42 ሳኦል ድማ፡ “ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎ ወደይ ዮናታንን ዕጫ ኣውድቑ”+ በለ። ዮናታን ከኣ ተሓርየ። 43 ሳኦል ድማ ንዮናታን፡ “እንታይ ኢኻ ጌርካ፧ ንገረኒ” በሎ። ዮናታን ከኣ፡ “ብጫፍ እታ ኣብ ኢደይ ዝነበረት በትሪ ሒደት መዓር ጥራይ እየ ጥዒመ።+ እነኹ፡ ክመውት ድሉው እየ” በሎ።

44 ሳኦል ድማ፡ “ዮናታን፡ እንተ ዘይሞይትካ፡ ኣምላኽ ከምዚ ይግበር፡ ከምዚ ኸኣ ይወስኸሉ” በለ።+ 45 እቶም ህዝቢ ግና ንሳኦል፡ “እቲ ናብ እስራኤል እዚ ዓብዪ ዓወት* እዚ ዘምጽአ ዮናታንዶ ኺመውት እዩ፧+ እዝስ ዘይሕሰብ እዩ! ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ ካብ ጸጕሪ ርእሱ ሓንቲ እኳ ኣብ ምድሪ ኣይትወድቕን እያ፣ በዛ መዓልቲ እዚኣስ ምስ ኣምላኽ ኰይኑ ዓይዩ እዩ” በልዎ።+ በዚ ኸምዚ፡ እቶም ህዝቢ ንዮናታን ከይመውት ኣናገፍዎ።*

46 ሳኦል ድማ ንፍልስጥኤማውያን ምስዓብ ሓደጎ፣ ፍልስጥኤማውያን ከኣ ናብ ቦታኦም ከዱ።

47 ሳኦል ድማ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንግስና ምስ ኣጽንዐ፡ ኣብ ዙርያኡ ምስ ዘለዉ ዅሎም ጸላእቱ፡ ምስ ሞኣባውያንን+ ምስ ዓሞናውያንን+ ምስ ኤዶማውያንን+ ምስ ነገስታት ጾባን+ ምስ ፍልስጥኤማውያንን+ ተዋግአ፣ ኣብ ዝኸዶ ዘበለ ኸኣ ሰዓረ። 48 ብትብዓት ተዋጊኡ ድማ ንኣማሌቃውያን ሰዓሮም፣+ ንእስራኤል እውን ካብ ኢድ ዘመትቱ ኣናገፎ።

49 ኣወዳት ሳኦል ከኣ ዮናታንን ዪሽዊን ማልኪ-ሹዓን ነበሩ።+ ክልተ ኣዋልድ ድማ ነበራኦ፣ ስም እታ ዓባይ ሜራብ፡+ ስም እታ ንእሽቶ ኸኣ ሚካል እዩ።+ 50 ስም ሰበይቲ ሳኦል ድማ ኣሒኖዓም እዩ፣ ንሳ ጓል ኣሒማዓጽ እያ። ስም ሓለቓ ሰራዊቱ ኸኣ ኣብኔር+ ወዲ ኔር እዩ፣ ንሱ ሓው ኣቦ ሳኦል እዩ። 51 ቂስ+ ኣቦ ሳኦልን ኔር+ ኣቦ ኣብኔርን ድማ ደቂ ኣቢኤል እዮም።

52 ብዅሉ ዘመን ሳኦል ከኣ ምስ ፍልስጥኤማውያን ብርቱዕ ውግእ ነበረ።+ ሳኦል ድማ ብርቱዕ ወይ ተባዕ ሰብኣይ ዘበለ እንተ ርእዩ፡ ናብ ኣገልግሎቱ ይኸትቦ ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ