ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ዳዊት ንሌዋውያን ወደቦም (1-32)

        • ኣሮንን ደቁን ተፈልዩ (13)

1 ዜና መዋእል 23:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:33, 39፣ 1ዜና 28:5

1 ዜና መዋእል 23:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:8, 9
  • +ዘሁ 3:6

1 ዜና መዋእል 23:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 4:2, 3

1 ዜና መዋእል 23:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 16:18፣ 1ዜና 26:29፣ 2ዜና 19:8

1 ዜና መዋእል 23:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:12
  • +1ዜና 6:31, 32

1 ዜና መዋእል 23:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከፋፈሎም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:16
  • +2ዜና 8:14፣ 31:2

1 ዜና መዋእል 23:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:21, 22

1 ዜና መዋእል 23:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:21
  • +ዘጸ 6:18

1 ዜና መዋእል 23:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 4:14፣ 6:20, 26
  • +ዘጸ 28:1
  • +ዘሌ 9:22፣ ዘሁ 6:23-27፣ ዘዳ 21:5

1 ዜና መዋእል 23:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 2:21, 22
  • +ዘጸ 18:3, 4

1 ዜና መዋእል 23:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:24

1 ዜና መዋእል 23:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 26:25

1 ዜና መዋእል 23:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:27
  • +1ዜና 24:20, 22

1 ዜና መዋእል 23:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 24:20, 23

1 ዜና መዋእል 23:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:22

1 ዜና መዋእል 23:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:19

1 ዜና መዋእል 23:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣሕዋተን።”

1 ዜና መዋእል 23:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:1
  • +1ነገ 8:12, 13፣ መዝ 135:21

1 ዜና መዋእል 23:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 4:15

1 ዜና መዋእል 23:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:9
  • +1ነገ 6:36

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1521

1 ዜና መዋእል 23:29

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ እንጌራ ምርኣይ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 24:5, 6፣ 1ዜና 9:32
  • +ዘጸ 29:1, 2፣ ዘሌ 2:4
  • +ዘሌ 7:12

1 ዜና መዋእል 23:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 29:39
  • +1ዜና 16:4, 37

1 ዜና መዋእል 23:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:10
  • +ዘሁ 10:10፣ መዝ 81:3
  • +ዘዳ 16:16

ሓፈሻዊ

1 ዜና 23:11ነገ 1:33, 39፣ 1ዜና 28:5
1 ዜና 23:2ዘጸ 29:8, 9
1 ዜና 23:2ዘሁ 3:6
1 ዜና 23:3ዘሁ 4:2, 3
1 ዜና 23:4ዘዳ 16:18፣ 1ዜና 26:29፣ 2ዜና 19:8
1 ዜና 23:51ዜና 26:12
1 ዜና 23:51ዜና 6:31, 32
1 ዜና 23:6ዘጸ 6:16
1 ዜና 23:62ዜና 8:14፣ 31:2
1 ዜና 23:81ዜና 26:21, 22
1 ዜና 23:12ዘጸ 6:21
1 ዜና 23:12ዘጸ 6:18
1 ዜና 23:13ዘጸ 4:14፣ 6:20, 26
1 ዜና 23:13ዘጸ 28:1
1 ዜና 23:13ዘሌ 9:22፣ ዘሁ 6:23-27፣ ዘዳ 21:5
1 ዜና 23:15ዘጸ 2:21, 22
1 ዜና 23:15ዘጸ 18:3, 4
1 ዜና 23:161ዜና 26:24
1 ዜና 23:171ዜና 26:25
1 ዜና 23:18ዘሁ 3:27
1 ዜና 23:181ዜና 24:20, 22
1 ዜና 23:191ዜና 24:20, 23
1 ዜና 23:20ዘጸ 6:22
1 ዜና 23:21ዘጸ 6:19
1 ዜና 23:252ሳሙ 7:1
1 ዜና 23:251ነገ 8:12, 13፣ መዝ 135:21
1 ዜና 23:26ዘሁ 4:15
1 ዜና 23:28ዘሁ 3:9
1 ዜና 23:281ነገ 6:36
1 ዜና 23:29ዘሌ 24:5, 6፣ 1ዜና 9:32
1 ዜና 23:29ዘጸ 29:1, 2፣ ዘሌ 2:4
1 ዜና 23:29ዘሌ 7:12
1 ዜና 23:30ዘጸ 29:39
1 ዜና 23:301ዜና 16:4, 37
1 ዜና 23:31ዘጸ 20:10
1 ዜና 23:31ዘሁ 10:10፣ መዝ 81:3
1 ዜና 23:31ዘዳ 16:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 23:1-32

1 ዜና መዋእል

23 ዳዊት ድማ ኣሪጉን ዕድመ ጸጊቡን ነበረ፣ ንወዱ ሰሎሞን ከኣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣንገሶ።+ 2 ንዅሎም መሳፍንቲ እስራኤልን ንኻህናትን+ ንሌዋውያንን+ ድማ ኣከቦም። 3 እቶም ካብ ወዲ 30 ንላዕሊ ዝዀኑ ሌዋውያን ከኣ ተቘጽሩ፣+ በብውልቂ፡ በብሰብኣይ እተቘጽረ ቝጽሮም 38,000 ነበረ። 4 ካብዚኣቶም 24,000 ኣብ ልዕሊ እቲ ዕዮ ቤት የሆዋ ተቘጻጸርቲ ዀይኖም የገልግሉ ነበሩ፣ 6,000 ከኣ ኣሕሉቕን ፈራዶን ነበሩ፣+ 5 4,000 ሓለውቲ ኣፍ ደገ፡+ 4,000 ድማ በቲ ዳዊት “ንውዳሰ ገይረዮ” ዝበለሉ ናውቲ ገይሮም ንየሆዋ ይውድስዎ ነበሩ።+

6 ዳዊት ከኣ በብደቂ ሌዊ፡ ጌርሾንን ቀሃትን መራሪን፡+ በብኽፍልታት ወደቦም።*+ 7 ካብ ጌርሾናውያን፡ ላዕዳንን ሺምዒን እዮም። 8 ደቂ ላዕዳን፡ የሒኤል እቲ ርእስን ዜታምን ዮኤልን፡+ ሰለስተ እዮም። 9 ደቂ ሺምዒ፡ ሸሎሞትን ሓዚኤልን ሃራንን፡ ሰለስተ እዮም። እዚኣቶም ርእሲ ማይ ቤታት ላዕዳን እዮም። 10 ደቂ ሺምዒ፡ ያሓትን ዚናን የዑሽን በሪዓን እዮም። እዞም ኣርባዕተ እዚኦም፡ ደቂ ሺምዒ እዮም። 11 ያሓት ርእሲ ነበረ፣ ዚዛህ ድማ ካልኣይ። የዑሽን በሪዓን ደቂ ስለ ዘይነበርዎም ግና፡ ከም ሓደ ማይ ቤት ተቘጽሩ፡ ሓደ ቦታ ሓላፍነት እውን ነበሮም።

12 ደቂ ቀሃት፡ ዓምራምን ይጽሃርን+ ኬብሮንን ዑዚኤልን፡+ ኣርባዕተ እዮም። 13 ደቂ ዓምራም፡ ኣሮንን ሙሴን እዮም።+ ኣሮን ከኣ ነታ ቕድስተ ቕዱሳን ኪቕድስ ንሓዋሩ ተፈልየ፣+ ንሱን ደቁን ድማ ኣብ ቅድሚ የሆዋ መስዋእቲ ኬቕርቡን ኬገልግልዎን ወትሩ ብስሙ ኺባርኹን እዮም።+ 14 ሙሴ እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ግና፡ ደቁ ኣብ መንጎ ነገድ ሌዋውያን ተሰምዩ። 15 ደቂ ሙሴ፡ ጌርሾምን+ ኤልዔዘርን+ እዮም። 16 ካብ ደቂ ጌርሾም፡ ሸቡኤል+ ርእሲ ነበረ። 17 ካብ ደቂ ኤልዔዘር፡ ረሓብያ+ ርእሲ ነበረ፣ ኤልዔዘር ካልኦት ደቂ ኣይነበርዎን፣ ደቂ ረሓብያ ግና ኣዝዮም ብዙሓት ነበሩ። 18 ካብ ደቂ ይጽሃር፡+ ሸሎሚት+ ርእሲ ነበረ። 19 ደቂ ኬብሮን፡ የሪያ እቲ ርእሲ፡ ኣማርያ እቲ ኻልኣይ፡ ያሓዚኤል እቲ ሳልሳይ፡ የቃምዓም+ ከኣ እቲ ራብዓይ እዮም። 20 ደቂ ዑዚኤል፡+ ሚካ እቲ ርእስን ዪሺያ እቲ ኻልኣይን እዮም።

21 ደቂ መራሪ፡ ማሕሊን ሙሺን+ እዮም። ደቂ ማሕሊ፡ ኣልኣዛርን ቂስን እዮም። 22 ኣልኣዛር ግና ኣዋልድ እምበር፡ ኣወዳት ከይሓደገ ሞተ። ደቂ ቂስ እቶም ኣዝማደን* ከኣ ኣእተውወን። 23 ደቂ ሙሺ፡ ማሕሊን ዔደርን የሬሞትን፡ ሰለስተ እዮም።

24 እዚኣቶም በብማይ ቤታቶም፡ ርእስታት ማይ ቤታት፡ ካብ ደቂ 20 ዓመት ንላዕሊ ዕዮ ኣገልግሎት ቤት የሆዋ ዚፍጽሙ፡ በብስማቶም ተቘጺሮምን ተዘርዚሮምን እተመዝገቡ ደቂ ሌዊ እዮም። 25 ዳዊትሲ ኸምዚ ኢሉ ነበረ፦ “የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ንህዝቡ ኣዕሪፍዎ ኣሎ፣+ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ንዘለኣለም ኪነብር እዩ።+ 26 ሌዋውያን ድማ ነቲ ማሕደር ወይ ነቲ ንኣገልግሎቱ ዚኸውን ኣቕሑኡ ኺጾሩ ኣይኬድልዮምን እዩ።”+ 27 ከምቲ ዳሕራይ ትእዛዝ ዳዊትሲ፡ ካብ ወዲ 20 ዓመት ንላዕሊ ዝዀኑ ሌዋውያን ተቘጽሩ። 28 ዕዮኦም ከኣ ንደቂ ኣሮን ኣብ ኣገልግሎት ቤት የሆዋ ምሕጋዝ፡+ ኣብቲ ኣጸዳትን+ ኣብቲ መመገቢ ኽፍልታትን ኣብ ምንጻህ ኵሉ ቕዱስ ነገራትን ኣብቲ ንኣገልግሎት ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዜድሊ ዘበለ ዕዮን ሓላፍነት ምስካም እዩ። 29 ምስ እተደራረበ እንጌራን*+ ንመስዋእቲ እኽሊ ምስ ዚኸውን ድኹም ሓርጭን ምስ ረቂቕ ቅጫን+ ምስ ቅጫ መቕሎን ምስ እተቘምጥዐን+ ምስ ኵሉ መስፈርን መዐቀንን ብእተተሓሓዘ ይሕግዙ ነበሩ። 30 ንግሆ ንግሆ+ ድማ ደው ኢሎም ንየሆዋ የመስግንዎን ይውድስዎን ነበሩ፣ ምሸት እውን ከምኡ ይገብሩ ነበሩ።+ 31 ከምቲ ብዛዕባኡ እተሰርዐ ቝጽሪ፡ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላትን+ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ ብዝቐረበ መጠን፡ ወትሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይሕግዙ ነበሩ። 32 ኣብ ኣገልግሎት ቤት የሆዋ፡ ነቲ ድንኳን ምርኻብን ነቲ መቕደስን ነቶም ኣሕዋቶም ደቂ ኣሮንን ዚምልከት ሓላፍነቶም እውን ይስከሙ ነበሩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ