ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ህዝቅኤል 45
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ህዝቅኤል—ትሕዝቶ

      • እታ ቕድስቲ መባእን እታ ኸተማን (1-6)

      • ግደ እቲ ሹም (7, 8)

      • ሹማምንቲ ቕኑዕ ኪገብሩ ይምዓዱ (9-12)

      • መባእ እቲ ህዝብን እቲ ሹምን (13-25)

ህዝቅኤል 45:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዚ ንነዊሕ እመት የመልክት። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ውሽጢ ዅሉ ዶባታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 14:1, 2፣ ህዝ 47:21, 22
  • +ህዝ 48:20
  • +ህዝ 48:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 219-220

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/1999፡ ገጽ 10፡ 17

ህዝቅኤል 45:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “500 ብ500።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 42:20
  • +እያ 21:1, 2

ህዝቅኤል 45:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 40:46
  • +ህዝ 48:10, 11

ህዝቅኤል 45:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “20 ኽፍልታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 48:13
  • +ህዝ 40:17

ህዝቅኤል 45:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 48:15

ህዝቅኤል 45:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 48:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2007፡ ገጽ 10-11

    1/3/1999፡ ገጽ 10፡ 17

ህዝቅኤል 45:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 32:1፣ 60:17፣ ኤር 22:17፣ 23:5፣ ህዝ 22:27፣ 46:18፣ ሚክ 3:1-3
  • +እያ 11:23

ህዝቅኤል 45:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 22:3፣ ሚክ 6:8፣ ዘካ 8:16
  • +ሚክ 2:2

ህዝቅኤል 45:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:36፣ ምሳ 11:1፣ ኣሞ 8:5፣ ሚክ 6:10, 11

ህዝቅኤል 45:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ህዝቅኤል 45:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ምና።” ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:13

ህዝቅኤል 45:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ህዝቅኤል 45:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 1:4፣ 6:30፣ እብ 9:22
  • +ዘሌ 2:1
  • +ዘሌ 1:10
  • +ዘሌ 3:1

ህዝቅኤል 45:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 30:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 26

    1/3/1999፡ ገጽ 10

ህዝቅኤል 45:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 35:7
  • +ኢሳ 66:23
  • +ዘዳ 16:16፣ 2ዜና 8:12, 13፣ 31:3
  • +1ዜና 16:2፣ 2ዜና 30:24
  • +1ነገ 8:64

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 26

ህዝቅኤል 45:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:16

ህዝቅኤል 45:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 41:21

ህዝቅኤል 45:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:27, 28
  • +ዘሌ 16:20

ህዝቅኤል 45:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:5
  • +ዘጸ 12:18

ህዝቅኤል 45:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 4:13, 14

ህዝቅኤል 45:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:8

ህዝቅኤል 45:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ህዝቅኤል 45:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:34፣ ዘዳ 16:13፣ 2ዜና 7:8፣ ዘካ 14:16

ሓፈሻዊ

ህዝ. 45:1እያ 14:1, 2፣ ህዝ 47:21, 22
ህዝ. 45:1ህዝ 48:20
ህዝ. 45:1ህዝ 48:8, 9
ህዝ. 45:2ህዝ 42:20
ህዝ. 45:2እያ 21:1, 2
ህዝ. 45:4ህዝ 40:46
ህዝ. 45:4ህዝ 48:10, 11
ህዝ. 45:5ህዝ 48:13
ህዝ. 45:5ህዝ 40:17
ህዝ. 45:6ህዝ 48:15
ህዝ. 45:7ህዝ 48:21
ህዝ. 45:8ኢሳ 32:1፣ 60:17፣ ኤር 22:17፣ 23:5፣ ህዝ 22:27፣ 46:18፣ ሚክ 3:1-3
ህዝ. 45:8እያ 11:23
ህዝ. 45:9ኤር 22:3፣ ሚክ 6:8፣ ዘካ 8:16
ህዝ. 45:9ሚክ 2:2
ህዝ. 45:10ዘሌ 19:36፣ ምሳ 11:1፣ ኣሞ 8:5፣ ሚክ 6:10, 11
ህዝ. 45:12ዘጸ 30:13
ህዝ. 45:15ዘሌ 1:4፣ 6:30፣ እብ 9:22
ህዝ. 45:15ዘሌ 2:1
ህዝ. 45:15ዘሌ 1:10
ህዝ. 45:15ዘሌ 3:1
ህዝ. 45:16ዘጸ 30:14
ህዝ. 45:172ዜና 35:7
ህዝ. 45:17ኢሳ 66:23
ህዝ. 45:17ዘዳ 16:16፣ 2ዜና 8:12, 13፣ 31:3
ህዝ. 45:171ዜና 16:2፣ 2ዜና 30:24
ህዝ. 45:171ነገ 8:64
ህዝ. 45:18ዘሌ 16:16
ህዝ. 45:19ህዝ 41:21
ህዝ. 45:20ዘሌ 4:27, 28
ህዝ. 45:20ዘሌ 16:20
ህዝ. 45:21ዘሌ 23:5
ህዝ. 45:21ዘጸ 12:18
ህዝ. 45:22ዘሌ 4:13, 14
ህዝ. 45:23ዘሌ 23:8
ህዝ. 45:25ዘሌ 23:34፣ ዘዳ 16:13፣ 2ዜና 7:8፣ ዘካ 14:16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ህዝቅኤል 45:1-25

ህዝቅኤል

45 “‘ነታ ምድሪ ርስቲ ጌርኩም ክትመቕልዋ ኸለኹም፡+ ንየሆዋ መባእ፡ ካብታ ምድሪ ቕድስቲ ግደ ሃብዎ።+ ንውሓታ 25,000 እመት፡* ግፍሓ 10,000 እመት ይኹን።+ ብዘላ እታ ቦታ፡* ቅድስቲ ግደ ኽትከውን እያ። 2 ኣብ ውሽጢ እዚኣ ኸኣ ነታ መቕደስ እትኸውን 500 እመት ብ500 እመት* ዝልክዓ ትርብዒት ክትህሉ እያ፣+ ኣብ ኵሉ ሸነኻ ድማ 50 እመት መጓሰዪ ኺህልዋ እዩ።+ 3 ካብዛ ልክዕ እዚኣ 25,000 ዝንውሓታን 10,000 ዝግፍሓን ለክዕ፣ ኣብ ውሽጣ ኸኣ መቕደስ፡ ቅድስተ ቕዱሳን ክትህሉ እያ። 4 እዛ ቕድስቲ ግደ እታ ምድሪ፡ ነቶም ኣገልገልቲ እታ መቕደስ ዝዀኑ ንየሆዋ ኼገልግሉ ዚቐርቡ+ ኻህናት ክትከውን እያ።+ ንኣባይቶም ቦታ፡ ነታ መቕደስ እውን ቅድስቲ ቦታ ኽትከውን እያ።

5 “‘ነቶም ኣገልገልቲ ቤተ መቕደስ ዝዀኑ ሌዋውያን፡ 25,000 እመት ዝንውሓታን 10,000 እመት ዝግፍሓን ግደ ኽትህሉ እያ፣+ 20 መመገቢ ኽፍልታት*+ ከኣ ርስቶም ኪዀና እየን።

6 “‘ንርስቲ እታ ኸተማ ድማ ማዕረ እታ ቕድስቲ መባእ 25,000 እመት ዝንውሓታ፡ 5,000 እመት ከኣ ዝግፍሓ ቦታ ሃቡ።+ ንሳ ኸኣ ናይ ኵሎም ቤት እስራኤል ክትከውን እያ።

7 “‘ነቲ ሹም ድማ ኣብ ክልቲኡ ሸነኽ እታ ቕድስቲ መባእን እታ ነታ ኸተማ እተመደበት ቦታን ምድሪ ኽትህሉ እያ። ኣብ ጥቓ እታ ቕድስቲ መባእን ርስቲ እታ ኸተማን ክትከውን እያ። ብሸነኽ ምዕራብን ብሸነኽ ምብራቕን ክትከውን እያ። ካብ ምዕራባዊ ዶብ ክሳብ ምብራቓዊ ዶብ ዘለዋ ንውሓት ማዕረ ሓደ ኻብ ግደታት ነገድ ኪኸውን እዩ።+ 8 እዛ ምድሪ እዚኣ ኣብ እስራኤል ርስቱ ኽትከውን እያ። ሹማምንተይ ድማ ደጊም ንህዝበይ ኣይኪገፍዕዎን እዮም፣+ ንቤት እስራኤል ከከም ነገዶም ነታ ምድሪ ኺህብዎም እዮም።’+

9 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ኣቱም ሹማምንቲ እስራኤል፡ ይእከልኩም!’

“‘ንዓመጻኹምን ንጭቈናኹምን መወዳእታ ግበሩሉ፣ ፍትሕን ጽድቅን ድማ ግበሩ።+ ንብረት ህዝበይ ኣይትመንዝዑ’+ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ። 10 ‘ልክዕ ሚዛንን ልክዕ ኤፋን* ልክዕ ባትን* ተጠቐሙ።+ 11 ኤፋን ባትን ውሱን ልክዕ ይሃልዎ። ባት ዓስራይ ኣፍ ሖመር* ይኹን፣ ኤፋ ኸኣ ዓስራይ ኣፍ ሖመር ይኹን። ሖመር ድማ ስሩዕ መለክዒኡ ይኹን። 12 ሲቃል*+ ከኣ 20 ጌራ* እዩ። 20 ሲቃልን 25 ሲቃልን 15 ሲቃልን ድማ ሓደ ማነ* ይኹነልኩም።’

13 “‘እቲ ንስኻትኩም እተቕርብዎ መባእ እዚ እዩ፦ ከካብ ሖመር ስርናይ፡ ሻድሻይ ኣፍ ኤፋ፡ ከካብ ሖመር ስገም ድማ ሻድሻይ ኣፍ ኤፋ። 14 እቲ እጃም ዚኸውን ዘይቲ ኸኣ ብባት እዩ ዚልካዕ። ባት ዓስራይ ኣፍ ቆሮስ* እዩ፣ ዓሰርተ ባት ከኣ ሖመር እዩ፣ ዓሰርተ ባትሲ ምስ ሖመር ማዕረ እዩ። 15 ካብ መጓሰ ማል እስራኤል ድማ፡ ከካብ 200፡ ሓንቲ በጊዕ ትወሃብ። እዚ ኸኣ ነቲ ህዝቢ ንምትዕራቕ፡+ ንመስዋእቲ እኽልን+ ብምሉኡ ንዚሓርር መስዋእትን+ ንመስዋእቲ ሕብረትን+ ኪኸውን እዩ’ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።

16 “‘ኵሎም እቶም ህዝቢ እታ ምድሪ፡ ነዚ መባእ+ እዚ ነቲ ሹም እስራኤል ኪህብዎ እዮም። 17 እቲ ሹም ከኣ ብግዜ በዓላትን+ ሰርቂ ወርሕን ሰናብትን+ ኵሉ ምዱብ በዓላት ቤት እስራኤልን+ ሓላፍነት እቲ ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን+ መስዋእቲ እኽልን+ መስዋእቲ መስተን ኪስከም እዩ። ንቤት እስራኤል ንምትዕራቕ ድማ፡ ንመስዋእቲ ሓጢኣትን ንመስዋእቲ እኽልን ብምሉኡ ንዚሓርር መስዋእትን ንመስዋእቲ ሕብረትን ዚኸውን ዜቕርብ ንሱ እዩ።’

18 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ኣብ ቀዳመይቲ ወርሒ፡ ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ካብ ከብቲ ጥዑይ ዝራብዕ ውሰድ እሞ ነታ መቕደስ ካብ ሓጢኣት ኣንጽሃያ።+ 19 እቶም ካህናት ካብ ደም እቲ መስዋእቲ ሓጢኣት ወሲዶም፡ ኣብ ልዳት እታ ቤተ መቕደስን+ ኣብ ኣርባዕተ መኣዝን እቲ ኣብ ዙርያ ዘሎ ሕዳግ መሰውእን ኣብ ልዳት ኣፍ ደገ እቲ ናይ ውሽጢ ኣጸድን ኪገብሩ እዮም። 20 ብጌጋ ወይ ብዘይፍላጥ ንዚሓጥእ ሰብ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ ኸምኡ ኽትገብር ኢኻ፣+ ነታ ቤተ መቕደስ ድማ ከተተዓርቕዋ ኢኹም።+

21 “‘ኣብ ቀዳመይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 14 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ በዓል ፋስጋ ኸተብዕሉ ኢኹም።+ ሸውዓተ መዓልቲ፡ ቅጫ ይበላዕ።+ 22 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቲ ሹም ምእንቲ ርእሱን ምእንቲ ዅሎም ህዝቢ እታ ምድርን ዚኸውን ዝራብዕ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ኬቕርብ እዩ።+ 23 ኣብተን ሸውዓተ መዓልቲ እቲ በዓል ከኣ፡ ኣብ ኵለን እተን ሸውዓተ መዓልቲ፡+ ንየሆዋ ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእቲ ኪኸውን ሸሸውዓተ ጥዑያት ዝራብዓትን ሸሸውዓተ ጥዑያት ደዓውልን፡ ኣብ መመዓልቲ ድማ ንመስዋእቲ ሓጢኣት ሓሓደ ወጠጦ ኬቕርብ እዩ። 24 መስዋእቲ እኽሊ ዚኸውን ከኣ ነንዝራብዕ ሓደ ኤፋ፡ ነንድዑል ድማ ሓደ ኤፋ፡ ነንኤፋ እውን ሓደ ሂን* ዘይቲ የቕርብ።

25 “‘ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብ መበል 15 መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ኣብተን ሸውዓተ መዓልቲ እቲ በዓል፡+ ሕደ መስዋእቲ ሓጢኣትን ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ እኽልን ዘይትን የቕርብ።’”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ