ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘሌዋውያን—ትሕዝቶ

      • መስዋእቲ እኽሊ (1-16)

ዘሌዋውያን 2:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 9:17፣ ዘሁ 15:2-4
  • +ዘጸ 29:1-3፣ ዘሌ 6:14, 15፣ ዘሁ 7:13

ዘሌዋውያን 2:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመዘከርታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 5:25, 26

ዘሌዋውያን 2:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:9, 10
  • +ዘሌ 10:12፣ ዘሁ 18:9

ዘሌዋውያን 2:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 8:26, 28፣ ዘሁ 6:13, 19

ዘሌዋውያን 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:20, 21

ዘሌዋውያን 2:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 28:9

ዘሌዋውያን 2:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመዘከርታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 2:2፣ 5:11, 12
  • +ዘጸ 29:38-41፣ ዘሁ 28:4-6

ዘሌዋውያን 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 18:9

ዘሌዋውያን 2:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 6:14, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 11/2020፡ ገጽ 2

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 21-22

ዘሌዋውያን 2:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:19፣ ዘሁ 15:20፣ 2ዜና 31:5፣ ምሳ 3:9

ዘሌዋውያን 2:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 43:23, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2004፡ ገጽ 22

    15/8/1999፡ ገጽ 32

ዘሌዋውያን 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:16፣ 34:22፣ ዘሁ 28:26

ዘሌዋውያን 2:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንመዘከርታ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 5:11, 12፣ 6:14, 15

ሓፈሻዊ

ዘሌ. 2:1ዘሌ 9:17፣ ዘሁ 15:2-4
ዘሌ. 2:1ዘጸ 29:1-3፣ ዘሌ 6:14, 15፣ ዘሁ 7:13
ዘሌ. 2:2ዘሁ 5:25, 26
ዘሌ. 2:3ዘሌ 7:9, 10
ዘሌ. 2:3ዘሌ 10:12፣ ዘሁ 18:9
ዘሌ. 2:4ዘሌ 8:26, 28፣ ዘሁ 6:13, 19
ዘሌ. 2:5ዘሌ 6:20, 21
ዘሌ. 2:6ዘሁ 28:9
ዘሌ. 2:9ዘሌ 2:2፣ 5:11, 12
ዘሌ. 2:9ዘጸ 29:38-41፣ ዘሁ 28:4-6
ዘሌ. 2:10ዘሁ 18:9
ዘሌ. 2:11ዘሌ 6:14, 17
ዘሌ. 2:12ዘጸ 23:19፣ ዘሁ 15:20፣ 2ዜና 31:5፣ ምሳ 3:9
ዘሌ. 2:13ህዝ 43:23, 24
ዘሌ. 2:14ዘጸ 23:16፣ 34:22፣ ዘሁ 28:26
ዘሌ. 2:16ዘሌ 5:11, 12፣ 6:14, 15
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘሌዋውያን 2:1-16

ዘሌዋውያን

2 “‘ሓደ ሰብ* ንየሆዋ መስዋእቲ እኽሊ ምስ ዜቕርብ፡+ መስዋእቱ ኻብ ድኹም ሓርጭ ይኹን፣ ኣብኡ ኸኣ ዘይቲ የፍስሰሉ፡ ኣብ ልዕሊኡ እውን ጻዕዳ ዕጣን ይግበረሉ።+ 2 ናብ ደቂ ኣሮን እቶም ካህናት ከኣ የምጽኣዮ፣ እቲ ኻህን ድማ ካብቲ ድኹም ሓርጭን ካብቲ ዘይትን ኵሉ እቲ ጻዕዳ ዕጣኑን ዕማዅ ወሲዱ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ ንብምሉኡ ዚውክል መስዋእቲ*+ ኪኸውን፡ ንየሆዋ ጥዑም ዝጨናኡ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ገይሩ የሕርሮ። 3 እቲ ኻብቲ መስዋእቲ እኽሊ ዝተረፈ ድማ፡ ንኣሮንን ንደቁን ይኹን፣+ እዚ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ፡ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ።+

4 “‘ኣብ እቶን እተሰንከተ መስዋእቲ እኽሊ ምስ እተቕርብ፡ ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቘምጥዐ ዘይበዅዐ ዓንኬላዊ ቕጫታት ወይ ዘይቲ እተለኽየ ዘይበዅዐ ረቀቕቲ ቕጫታት ይኹን።+

5 “‘መስዋእትኻ ኣብ መቕሎ ኻብ እተሰንከተ መስዋእቲ እኽሊ እንተ ዀይኑ፡+ ካብ ድኹም ሓርጭ ብዘይቲ እተቘምጥዐ ዘይበዅዐ ይኹን። 6 ቈራሪስካ ኸኣ ዘይቲ ኣፍስሰሉ።+ ንሱ መስዋእቲ እኽሊ እዩ።

7 “‘መስዋእትኻ ኣብ ድስቲ እተገብረ መስዋእቲ እኽሊ እንተ ዀይኑ፡ ካብ ድኹም ሓርጭ ምስ ዘይቲ ይገበር። 8 ነቲ ኻብዚ እተገብረ መስዋእቲ እኽሊ ናብ የሆዋ ኣምጽኣዮ፣ ናብቲ ኻህን ድማ ይቕረብ፣ ንሱ ኸኣ ናብቲ መሰውኢ የቕርቦ። 9 እቲ ኻህን ድማ ካብቲ መስዋእቲ እኽሊ ንብምሉኡ ዚውክል መስዋእቲ*+ ዚኸውን ኣልዒሉ፡ ኣብቲ መሰውኢ የሕርሮ፣ እዚ ንየሆዋ ጥዑም ዝጨናኡ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ እዩ።+ 10 እቲ ኻብቲ መስዋእቲ እኽሊ ዝተረፈ ድማ፡ ንኣሮንን ንደቁን ይኹን፣ እዚ ኻብቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ፡ ቅዱስ ቅዱሳን እዩ።+

11 “‘ካብ መባዅዕቲ ወይ ካብ መዓር ገለ እኳ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኸተሕርሩ ስለ ዘይግባእ፡ እቲ ንየሆዋ እተቕርብዎ መስዋእቲ እኽሊ ብኹዕ ኣይኹን።+

12 “‘መስዋእቲ በዅሪ ፍረ ኪኸውን ናብ የሆዋ ኣቕርብዎ፣+ ግናኸ፡ ጥዑም ጨና ኪኸውን ኣብቲ መሰውኢ ኣይገበር።

13 “‘ንዅሉ እቲ እትስውኦ መስዋእቲ እኽሊ፡ ጨው ግበረሉ፣ ካብቲ መስዋእቲ እኽልኻ ኸኣ ጨው ኪዳን ኣምላኽካ ኣይተትርፍ። ምስ ኵሉ መስዋእትኻ ጨው ኣቕርብ።+

14 “‘ካብ በዅሪ ፍረኻ ንየሆዋ መስዋእቲ እኽሊ እንተ ኣቕሪብካ፡ ካብ በዅሪ ፍረኻ ኣብ ሓዊ እተጠብሰ ሰዊት፡ እተዃእኵአ ሓድሽ እኽሊ፡ መስዋእቲ እኽሊ ኪኸውን ኣቕርብ።+ 15 ኣብ ልዕሊኡ ድማ ዘይቲ ኽዓወሉ፡ ኣብ ልዕሊኡ እውን ጻዕዳ ዕጣን ግበረሉ። ንሱ መስዋእቲ እኽሊ እዩ። 16 እቲ ኻህን ከኣ ካብቲ ዅእኩእን ካብቲ ዘይትን ምስ ኵሉ ጻዕዳ ዕጣኑ ወሲዱ፡ ንብምሉኡ ዚውክል መስዋእቲ*+ ኪኸውን የሕርሮ፣ እዚ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ