ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 27
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ፍልስጥኤማውያን ንዳዊት ጺቅላግ ሃብዎ (1-12)

1 ሳሙኤል 27:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 19:18፣ 22:1, 5
  • +1ሳሙ 18:29፣ 23:23

1 ሳሙኤል 27:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:13፣ 30:9
  • +1ሳሙ 21:10, 14፣ 27:12

1 ሳሙኤል 27:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 25:43
  • +1ሳሙ 25:39, 42

1 ሳሙኤል 27:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 23:14፣ 26:25

1 ሳሙኤል 27:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:1, 5፣ 1ሳሙ 30:1፣ 2ሳሙ 1:1፣ 1ዜና 12:1, 20

1 ሳሙኤል 27:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቍጽሪ እተን ዳዊት ኣብ ገጠር ፍልስጥኤማውያን እተቐመጠለን መዓልትታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 29:3

1 ሳሙኤል 27:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 13:1, 2
  • +ዘፍ 36:12፣ ዘጸ 17:8, 14፣ ዘሁ 13:29፣ 1ሳሙ 15:2፣ 2ሳሙ 1:1
  • +ዘፍ 25:17, 18፣ ዘጸ 15:22፣ 1ሳሙ 15:7

1 ሳሙኤል 27:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 25:19፣ 1ሳሙ 15:3

1 ሳሙኤል 27:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነጌብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 15:1, 2
  • +1ዜና 2:9
  • +ዘሁ 24:21፣ 1ሳሙ 15:6

ሓፈሻዊ

1 ሳሙ. 27:11ሳሙ 19:18፣ 22:1, 5
1 ሳሙ. 27:11ሳሙ 18:29፣ 23:23
1 ሳሙ. 27:21ሳሙ 25:13፣ 30:9
1 ሳሙ. 27:21ሳሙ 21:10, 14፣ 27:12
1 ሳሙ. 27:31ሳሙ 25:43
1 ሳሙ. 27:31ሳሙ 25:39, 42
1 ሳሙ. 27:41ሳሙ 23:14፣ 26:25
1 ሳሙ. 27:6እያ 19:1, 5፣ 1ሳሙ 30:1፣ 2ሳሙ 1:1፣ 1ዜና 12:1, 20
1 ሳሙ. 27:71ሳሙ 29:3
1 ሳሙ. 27:8እያ 13:1, 2
1 ሳሙ. 27:8ዘፍ 36:12፣ ዘጸ 17:8, 14፣ ዘሁ 13:29፣ 1ሳሙ 15:2፣ 2ሳሙ 1:1
1 ሳሙ. 27:8ዘፍ 25:17, 18፣ ዘጸ 15:22፣ 1ሳሙ 15:7
1 ሳሙ. 27:9ዘዳ 25:19፣ 1ሳሙ 15:3
1 ሳሙ. 27:10እያ 15:1, 2
1 ሳሙ. 27:101ዜና 2:9
1 ሳሙ. 27:10ዘሁ 24:21፣ 1ሳሙ 15:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ሳሙኤል 27:1-12

1 ሳሙኤል

27 ዳዊት ግና ብልቡ፡ “ሓደ መዓልቲ ብኢድ ሳኦል ክጠፍእ እየ። ናብ ምድሪ ፍልስጥኤማውያን እንተ ኣምለጥኩ ይሕሸኒ።+ ሽዑ፡ ሳኦል ኣብ ኵላ ሃገር እስራኤል ንዓይ ምድላይ ኪሓድጎ እዩ፣+ ኣነ እውን ካብ ኢዱ ኸምልጥ እየ” በለ። 2 ዳዊት ድማ ተንሲኡ ምስቶም ምስኡ ዝነበሩ 600 ሰብኡት+ ናብ ኣኪሽ+ ወዲ ማዖክ፡ ንጉስ ጋት ከደ። 3 ዳዊት ከኣ፡ ንሱን ሰቡን፡ ነፍሲ ወከፍ ሰብኣይ እውን መምስ ቤተ ሰቡ፡ ምስ ኣኪሽ ኣብ ጋት ተቐመጠ። ምስ ዳዊት ድማ ክልቲአን ኣንስቱ፡ ኣሒኖዓም+ ብዓልቲ ይዝርኤልን ኣቢጋይል+ እታ ቀርሜሎሳዊት ሰበይቲ ናባልን ነበራ። 4 ንሳኦል፡ ዳዊት ናብ ጋት ከም ዝሃደመ ምስ ተነግሮ ኸኣ፡ ንዕኡ ምድላይ ሓደጎ።+

5 ዳዊት ድማ ንኣኪሽ፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ሞገስ እንተ ረኺበስ፡ ኣብኣ ምእንቲ ክቕመጥ፡ ኣብ ሓንቲ ኻብተን ኣብ ገጠር ዘለዋ ኸተማታት ቦታ ይወሃበኒ። ስለምንታይ ጊልያኻ ምሳኻ ኣብ ከተማ ንጉስ ዚቕመጥ፧” በሎ። 6 ኣኪሽ ከኣ በታ መዓልቲ እቲኣ ጺቅላግ+ ሃቦ። ስለዚ እያ ጺቅላግ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ናይ ነገስታት ይሁዳ ዝዀነት።

7 ንውሓት እቲ ዳዊት ኣብ ገጠር ፍልስጥኤማውያን እተቐመጠሉ ግዜ፡* ዓመትን ኣርባዕተ ወርሕን ነበረ።+ 8 ዳዊትን ሰቡን ድማ ደዪቦም ንጌሹራውያንን+ ንጊርዛውያንን ንኣማሌቃውያንን+ ይወርርዎም ነበሩ፣ ንሳቶምሲ ኣብታ ኻብ ጠላም ክሳብ ሹር፡+ ክሳብ ምድሪ ግብጺ ዘላ ምድሪ ይነብሩ ነበሩ። 9 ዳዊት ነታ ምድሪ ኼጥቅዓ ኸሎ፡ ሰብኣይ ኰነ ወይ ሰበይቲ ብህይወት ኣይሓድግን ነበረ፣+ ግናኸ፡ ጤለ በጊዕን ከብትን ኣእዱግን ኣግማልን ክዳውንትን ይወስድ እሞ፡ ድሕሪኡ ናብ ኣኪሽ ይምለስ ነበረ። 10 ኣኪሽ ከኣ፡ “ሎሚኸ ኣበይ ወሪርኩም፧” ኢሉ ይሓትቶ ነበረ። ዳዊት ድማ፡ “ኣብ ደቡብ* ይሁዳ”+ ወይ “ኣብ ደቡብ የራሕምኤላውያን”+ ወይ “ኣብ ደቡብ ቄናውያን”+ ኢሉ ይምልሰሉ ነበረ። 11 ዳዊት ከኣ፡ “‘ዳዊት ከምዚ ገይሩ’ ኢሎም ብዛዕባና ኸይነግርዎም” ኢሉ ሰብኣይ ኰነ ወይ ሰበይቲ ብህይወት ኣይሓድግን፡ ናብ ጋት እውን ኣየምጽኦምን ነበረ። (ኣብ ገጠር ፍልስጥኤማውያን ኣብ እተቐመጠሉ ዅሉ ግዜ ድማ፡ ልማዱ ኸምኡ ነበረ።) 12 ስለዚ፡ ኣኪሽ ንዳዊት፡ ‘ኣብ መንጎ ህዝቡ እስራኤል ብርግጽ ሕማቕ ጨና ዀይኑ እዩ እሞ፡ ንሓዋሩ ጊልያይ ኪኸውን እዩ’ ኢሉ ኣመኖ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ