ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ካብ ኣዳም ክሳዕ ኣብርሃም (1-27)

      • ደቂ ኣብርሃም (28-37)

      • ኤዶማውያንን ነገስታቶምን ሹማምንቶምን (38-54)

1 ዜና መዋእል 1:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 4:25

1 ዜና መዋእል 1:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 5:12, 15
  • +ዘፍ 5:18

1 ዜና መዋእል 1:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:5
  • +ዘፍ 5:25, 28

1 ዜና መዋእል 1:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 5:29
  • +ዘፍ 11:10
  • +ዘፍ 6:10

1 ዜና መዋእል 1:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:19
  • +ህዝ 27:13
  • +ዘፍ 10:2

1 ዜና መዋእል 1:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:3

1 ዜና መዋእል 1:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:11
  • +ዘፍ 10:6

1 ዜና መዋእል 1:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 72:10
  • +ህዝ 27:22
  • +ዘፍ 10:7

1 ዜና መዋእል 1:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:8, 9

1 ዜና መዋእል 1:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 46:9
  • +ዘፍ 10:13, 14

1 ዜና መዋእል 1:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 29:14
  • +እያ 13:2, 3
  • +ዘዳ 2:23

1 ዜና መዋእል 1:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 23:2
  • +ዘፍ 10:15-18

1 ዜና መዋእል 1:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 1:21
  • +ዘሁ 13:29
  • +ዘዳ 7:1

1 ዜና መዋእል 1:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 9:3, 7

1 ዜና መዋእል 1:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 27:11

1 ዜና መዋእል 1:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዞም ዚስዕቡ ደቂ ኣራም እዮም። ኣብ ዘፍ 10:23 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዝ 4:9
  • +ህዝ 27:23
  • +ዘፍ 10:22, 23

1 ዜና መዋእል 1:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2005፡ ገጽ 8-9

1 ዜና መዋእል 1:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህዝቢ ምድሪ ስለ እተኸፋፈሉ።”

  • *

    ትርጉሙ፡ “ክፍፍል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:19

1 ዜና መዋእል 1:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 10:26-29

1 ዜና መዋእል 1:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 9:28
  • +ዘፍ 2:11፣ 25:18

1 ዜና መዋእል 1:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:19
  • +ዘፍ 11:21

1 ዜና መዋእል 1:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:23
  • +ዘፍ 11:25
  • +ዘፍ 11:26

1 ዜና መዋእል 1:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 17:5

1 ዜና መዋእል 1:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 21:3
  • +ዘፍ 16:11, 12

1 ዜና መዋእል 1:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 28:9
  • +ህዝ 27:21
  • +ዘፍ 25:13-15

1 ዜና መዋእል 1:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:1-4
  • +ዘፍ 37:28
  • +እዮ 2:11
  • +ኢሳ 21:13

1 ዜና መዋእል 1:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:6

1 ዜና መዋእል 1:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 7:8
  • +ዘፍ 25:25
  • +ዘፍ 32:28

1 ዜና መዋእል 1:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:4, 5

1 ዜና መዋእል 1:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኦብ 9
  • +ዘፍ 36:11, 12

1 ዜና መዋእል 1:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:13

1 ዜና መዋእል 1:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:8
  • +ዘፍ 36:20, 21

1 ዜና መዋእል 1:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:22

1 ዜና መዋእል 1:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:23, 24

1 ዜና መዋእል 1:41

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:25, 26

1 ዜና መዋእል 1:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:38
  • +ዘፍ 36:27, 28

1 ዜና መዋእል 1:43

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ደቂ እስራኤል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 32:3
  • +ዘፍ 36:31-39

1 ዜና መዋእል 1:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 49:13

1 ዜና መዋእል 1:46

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መሮር።”

1 ዜና መዋእል 1:51

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሸኻት።” ሸኽ፡ ሹም ነገድ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 36:40-43

ሓፈሻዊ

1 ዜና 1:1ዘፍ 4:25
1 ዜና 1:2ዘፍ 5:12, 15
1 ዜና 1:2ዘፍ 5:18
1 ዜና 1:3እብ 11:5
1 ዜና 1:3ዘፍ 5:25, 28
1 ዜና 1:4ዘፍ 5:29
1 ዜና 1:4ዘፍ 11:10
1 ዜና 1:4ዘፍ 6:10
1 ዜና 1:5ዘፍ 10:2
1 ዜና 1:5ኢሳ 66:19
1 ዜና 1:5ህዝ 27:13
1 ዜና 1:6ዘፍ 10:3
1 ዜና 1:8ኢሳ 11:11
1 ዜና 1:8ዘፍ 10:6
1 ዜና 1:9መዝ 72:10
1 ዜና 1:9ህዝ 27:22
1 ዜና 1:9ዘፍ 10:7
1 ዜና 1:10ዘፍ 10:8, 9
1 ዜና 1:11ኤር 46:9
1 ዜና 1:11ዘፍ 10:13, 14
1 ዜና 1:12ህዝ 29:14
1 ዜና 1:12እያ 13:2, 3
1 ዜና 1:12ዘዳ 2:23
1 ዜና 1:13ኢሳ 23:2
1 ዜና 1:13ዘፍ 10:15-18
1 ዜና 1:14መሳ 1:21
1 ዜና 1:14ዘሁ 13:29
1 ዜና 1:14ዘዳ 7:1
1 ዜና 1:15እያ 9:3, 7
1 ዜና 1:16ህዝ 27:11
1 ዜና 1:17እዝ 4:9
1 ዜና 1:17ህዝ 27:23
1 ዜና 1:17ዘፍ 10:22, 23
1 ዜና 1:18ዘፍ 11:14
1 ዜና 1:19ዘፍ 11:19
1 ዜና 1:20ዘፍ 10:26-29
1 ዜና 1:231ነገ 9:28
1 ዜና 1:23ዘፍ 2:11፣ 25:18
1 ዜና 1:25ዘፍ 11:19
1 ዜና 1:25ዘፍ 11:21
1 ዜና 1:26ዘፍ 11:23
1 ዜና 1:26ዘፍ 11:25
1 ዜና 1:26ዘፍ 11:26
1 ዜና 1:27ዘፍ 17:5
1 ዜና 1:28ዘፍ 21:3
1 ዜና 1:28ዘፍ 16:11, 12
1 ዜና 1:29ዘፍ 28:9
1 ዜና 1:29ህዝ 27:21
1 ዜና 1:29ዘፍ 25:13-15
1 ዜና 1:32ዘፍ 25:1-4
1 ዜና 1:32ዘፍ 37:28
1 ዜና 1:32እዮ 2:11
1 ዜና 1:32ኢሳ 21:13
1 ዜና 1:33ኢሳ 60:6
1 ዜና 1:34ግብ 7:8
1 ዜና 1:34ዘፍ 25:25
1 ዜና 1:34ዘፍ 32:28
1 ዜና 1:35ዘፍ 36:4, 5
1 ዜና 1:36ኦብ 9
1 ዜና 1:36ዘፍ 36:11, 12
1 ዜና 1:37ዘፍ 36:13
1 ዜና 1:38ዘፍ 36:8
1 ዜና 1:38ዘፍ 36:20, 21
1 ዜና 1:39ዘፍ 36:22
1 ዜና 1:40ዘፍ 36:23, 24
1 ዜና 1:41ዘፍ 36:25, 26
1 ዜና 1:421ዜና 1:38
1 ዜና 1:42ዘፍ 36:27, 28
1 ዜና 1:43ዘፍ 32:3
1 ዜና 1:43ዘፍ 36:31-39
1 ዜና 1:44ኤር 49:13
1 ዜና 1:51ዘፍ 36:40-43
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 1:1-54

1 ዜና መዋእል

1 ኣዳም፡

ሴት፡+

ሄኖስ፡

2 ቃይናን፡

መሃላልኤል፡+

ያሬድ፡+

3 ሄኖክ፡+

ማቱሳላ፡

ላሜክ፡+

4 ኖህ፡+

ሴምን+ ካምን ያፌትን።+

5 ደቂ ያፌት፡ ጎሜርን ማጎግን ማዳይን ያዋንን ቱባልን+ ሜሴክን+ ቲራስን+ እዮም።

6 ደቂ ጎሜር፡ ኣሽከናዝን ሪፋትን ቶጋርማን+ እዮም።

7 ደቂ ያዋን፡ ኤሊሻን ተርሲስን ኪቲምን ሮዳኒምን እዮም።

8 ደቂ ካም፡ ኩሽን+ ሚስራይምን ጱጥን ከነኣንን+ እዮም።

9 ደቂ ኩሽ፡ ሴባን+ ሓዊላን ሳብታን ራዕማን+ ሳብተካን እዮም።

ደቂ ራዕማ፡ ሳባን ዴዳንን+ እዮም።

10 ኩሽ ንኒምሮድ ወለደ።+ ንሱ ኣብ ምድሪ ናይ መጀመርታ ጅግና ነበረ።

11 ሚስራይም ንሉዲምን+ ንዓናሚምን ንለሃቢምን ንናፍቱሒምን+ 12 ንጳጥሩሲምን+ ነቲ ኻብኡ ፍልስጥኤማውያን+ ዝወጹ ካስሉሒምን ንካፍቶሪምን+ ወለደ።

13 ከነኣን ንሲዶን+ በዅሩን ንሔትን+ 14 ንይቡሳውያንን+ ንኣሞራውያንን+ ንጊርጋሳውያንን+ 15 ንሒዋውያንን+ ንዓርቃውያንን ንሲኒውያንን 16 ንኣርዋዳውያንን+ ንጸማራውያንን ንሓማታውያንን ወለደ።

17 ደቂ ሴም፡ ዔላምን+ ኣሹርን+ ኣርፋክሳድን ሉድን ኣራምን እዮም፣

ድማ* ዑጽን ሑልን ጌተርን ማሽን።+

18 ኣርፋክሳድ ንሸላሕ+ ወለደ፡ ሸላሕ ከኣ ንዔበር ወለደ።

19 ንዔበር ድማ ክልተ ኣወዳት ተወልዱሉ። እቲ ሓደ፡ ብዘመኑ ምድሪ ስለ እተኸፋፈለት፡* ስሙ ፌሌግ*+ ተባህለ። ስም ሓዉ ኸኣ ዮቅጣን እዩ።

20 ዮቅጣን ንኣልሞዳድን ንሼሌፍን ንሓጻርማዌትን ንየራሕን+ 21 ንሃዶራምን ንኡዛልን ንዲቅላን 22 ንዖባልን ንኣቢማኤልን ንሳባን 23 ንኦፊርን+ ንሓዊላን+ ንዮባብን ወለደ፣ ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ዮቅጣን እዮም።

24 ሴም፡

ኣርፋክሳድ፡

ሸላሕ፡

25 ዔበር፡

ፌሌግ፡+

ረጉ፡+

26 ሴሩግ፡+

ናሆር፡+

ታራ፡+

27 ኣብራም፡ ንሱ ኣብርሃም እዩ።+

28 ደቂ ኣብርሃም፡ ይስሃቅን+ እስማኤልን+ እዮም።

29 ትውልዶም እዚ እዩ፦ በዅሪ እስማኤል ነባዮት፡+ ደሓር ቄዳርን+ ኣድብኤልን ሚብሳምን+ 30 ሚሽማዕን ዱማን ማሳን ሃዳድን ቴማን 31 የጡርን ናፊሽን ቄድማን። እዚኣቶም ደቂ እስማኤል እዮም።

32 እቶም ቄጡራ፡+ ሰበይቲ ወሰን ኣብርሃም፡ ዝወለደቶም ደቂ፡ ዚምራንን ዮቅሻንን ሜዳንን ሚድያንን+ ይሽባቅን ሹኣሕን+ እዮም።

ደቂ ዮቅሻን፡ ሳባን ዴዳንን+ እዮም።

33 ደቂ ሚድያን፡ ዔፋን+ ዔፌርን ሓኖክን ኣቢዳዕን ኤልዳዕን እዮም።

ኵሎም እዚኣቶም ደቂ ቄጡራ እዮም።

34 ኣብርሃም ንይስሃቅ ወለደ።+ ደቂ ይስሃቅ፡ ኤሳውን+ እስራኤልን+ እዮም።

35 ደቂ ኤሳው፡ ኤሊፋዝን ረዑኤልን የዑሽን ያዕላምን ቆራሕን+ እዮም።

36 ደቂ ኤሊፋዝ፡ ቴማንን+ ኦማርን ጼፎን ጋዕታምን ቄናዝን ቲምናዕን ኣማሌቅን+ እዮም።

37 ደቂ ረዑኤል፡ ናሓትን ዜራሕን ሻማን ሚዛን+ እዮም።

38 ደቂ ሰዒር፡+ ሎጣንን ሾባልን ጺብዖንን ዓናን ዲሾንን ኤጸርን ዲሻንን+ እዮም።

39 ደቂ ሎጣን፡ ሖሪን ሆማምን እዮም። ሓብቲ ሎጣን፡ ቲምናዕ እያ።+

40 ደቂ ሾባል፡ ዓልዋንን ማናሓትን ዔባልን ሸፎን ኦናምን እዮም።

ደቂ ጺብዖን፡ ኣያን ዓናን+ እዮም።

41 ወዲ* ዓና፡ ዲሾን እዩ።

ደቂ ዲሾን፡ ሔምዳንን ኤሽባንን ዪትራንን ከራንን+ እዮም።

42 ደቂ ኤጸር፡+ ቢልሃንን ዛዕዋንን ዓቃንን እዮም።

ደቂ ዲሻን፡ ዑጽን ኣራንን+ እዮም።

43 ኣብ ልዕሊ እስራኤላውያን* ንጉስ ከይነገሰ ኸሎ፡ ኣብ ምድሪ ኤዶም+ ዝነገሱ ነገስታት እዚኣቶም እዮም፦+ ቤላዕ ወዲ ቤዖር፣ ስም ከተማኡ ዲንሃባ ነበረ። 44 ቤላዕ ምስ ሞተ፡ ዮባብ ወዲ ዜራሕ ካብ ቦጽራ+ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 45 ዮባብ ምስ ሞተ፡ ሑሻም ካብ ምድሪ ቴማናውያን ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 46 ሑሻም ምስ ሞተ፡ እቲ ንሚድያን ኣብ ምድሪ* ሞኣብ ዝሰዓረ ሃዳድ ወዲ በዳድ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። ስም ከተማኡ ዓዊት ነበረ። 47 ሃዳድ ምስ ሞተ፡ ሳምላ ኻብ ማስሬቃ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 48 ሳምላ ምስ ሞተ፡ ሻኡል ካብታ ኣብ ጥቓ ፈለግ ዘላ ረሖቦት ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 49 ሻኡል ምስ ሞተ፡ በዓል-ሓናን ወዲ ዓኽቦር ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። 50 በዓል-ሓናን ምስ ሞተ፡ ሃዳድ ኣብ ክንዳኡ ነገሰ። ስም ከተማኡ ኸኣ ጳዑ ነበረ፣ ስም ሰበይቱ ድማ ሜሄጣብኤል እዩ፣ ንሳ ጓል ማጥሬድ ጓል ሜዛሃብ እያ። 51 ሃዳድ ከኣ ሞተ።

ሹማምንቲ* ኤዶም፡ ሹም ቲምናዕ፡ ሹም ዓልዋ፡ ሹም የቴት፡+ 52 ሹም ኦሆሊባማ፡ ሹም ኤላህ፡ ሹም ጲኖን፡ 53  ሹም ቄናዝ፡ ሹም ቴማን፡ ሹም ሚብጻር፡ 54 ሹም ማግዲኤል፡ ሹም ዒራም እዮም። እዚኣቶም ሹማምንቲ ኤዶም እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ