ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 107
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንኣምላኽ ስለቲ ዜደንቕ ግብርታቱ ኣመስግንዎ

        • ብቕኑዕ መገዲ መርሖም (7)

        • ንጽሙእ ኣርወየ፡ ንጥሙይ ኣጽገበ (9)

        • ካብ ድቕድቕ ጸልማት ኣውጽኦም (14)

        • ቃሉ ልኢኹ ኣሕወዮም (20)

        • ንድኻታት ካብ ጭቈና ይከላኸለሎም (41)

መዝሙር 107:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 18:19
  • +1ዜና 16:34፣ መዝ 103:17

መዝሙር 107:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:10፣ ኤር 15:21፣ ሚክ 4:10

መዝሙር 107:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 106:47፣ ኢሳ 43:5, 6፣ ኤር 29:14፣ 31:8

መዝሙር 107:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም ብድኻም ተወድአት።”

መዝሙር 107:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሆሴ 5:14, 15
  • +ኢሳ 41:17

መዝሙር 107:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 11:3
  • +ኢሳ 30:21

መዝሙር 107:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 16:8፣ መዝ 40:5

መዝሙር 107:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንዝጸምአት ነፍሲ ኣርውይዋ።”

  • *

    ወይ፡ “ንዝጠመየት ነፍሲ እውን ብጽቡቕ ኣጽጊብዋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:10፣ ኢሳ 55:2፣ ሉቃ 1:53

መዝሙር 107:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 106:43፣ ድጕ 3:42

መዝሙር 107:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 26:21

መዝሙር 107:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 68:6፣ 146:7፣ ኢሳ 49:8, 9፣ 61:1

መዝሙር 107:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 3:22

መዝሙር 107:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:1, 2

መዝሙር 107:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 2:19፣ ድጕ 3:39

መዝሙር 107:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም ንዅሉ ምግቢ ፈንፈነቶ።”

መዝሙር 107:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 147:3

መዝሙር 107:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:12፣ መዝ 50:14

መዝሙር 107:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 9:21፣ ህዝ 27:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2005፡ ገጽ 32

መዝሙር 107:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:21፣ መዝ 104:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2005፡ ገጽ 32

መዝሙር 107:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 135:7፣ ኤር 10:13፣ ዮና 1:4

መዝሙር 107:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሶም ትመክኽ።”

መዝሙር 107:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮና 1:4, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 107:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮና 1:14

መዝሙር 107:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 65:7፣ 89:9፣ ዮና 1:15

መዝሙር 107:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 105:5

መዝሙር 107:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መንበር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 111:1

መዝሙር 107:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 17:1, 7፣ ኢሳ 42:15፣ ኣሞ 4:7

መዝሙር 107:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:10፣ ዘዳ 29:22, 23

መዝሙር 107:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 3:17፣ ኢሳ 35:7፣ 41:18

መዝሙር 107:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 146:7፣ ሉቃ 1:53
  • +መዝ 107:7

መዝሙር 107:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:17
  • +ኢሳ 65:21

መዝሙር 107:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:13, 14

መዝሙር 107:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 12:21, 24

መዝሙር 107:41

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ላዕሊ የንብሮም።” ማለት፡ ኣብ ዘይብጽሑሉ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 2:8

መዝሙር 107:42

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 58:10
  • +ዘጸ 11:7፣ መዝ 63:11

መዝሙር 107:43

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 64:9፣ ሆሴ 14:9
  • +መዝ 77:12፣ 143:5፣ ኤር 9:24

ሓፈሻዊ

መዝ. 107:1ሉቃ 18:19
መዝ. 107:11ዜና 16:34፣ መዝ 103:17
መዝ. 107:2ኢሳ 35:10፣ ኤር 15:21፣ ሚክ 4:10
መዝ. 107:3መዝ 106:47፣ ኢሳ 43:5, 6፣ ኤር 29:14፣ 31:8
መዝ. 107:6ሆሴ 5:14, 15
መዝ. 107:6ኢሳ 41:17
መዝ. 107:7ነህ 11:3
መዝ. 107:7ኢሳ 30:21
መዝ. 107:81ዜና 16:8፣ መዝ 40:5
መዝ. 107:9መዝ 34:10፣ ኢሳ 55:2፣ ሉቃ 1:53
መዝ. 107:11መዝ 106:43፣ ድጕ 3:42
መዝ. 107:12ዘሌ 26:21
መዝ. 107:14መዝ 68:6፣ 146:7፣ ኢሳ 49:8, 9፣ 61:1
መዝ. 107:15ድጕ 3:22
መዝ. 107:16ኢሳ 45:1, 2
መዝ. 107:17ኤር 2:19፣ ድጕ 3:39
መዝ. 107:20መዝ 147:3
መዝ. 107:22ዘሌ 7:12፣ መዝ 50:14
መዝ. 107:232ዜና 9:21፣ ህዝ 27:9
መዝ. 107:24ዘፍ 1:21፣ መዝ 104:25
መዝ. 107:25መዝ 135:7፣ ኤር 10:13፣ ዮና 1:4
መዝ. 107:27ዮና 1:4, 13
መዝ. 107:28ዮና 1:14
መዝ. 107:29መዝ 65:7፣ 89:9፣ ዮና 1:15
መዝ. 107:31መዝ 105:5
መዝ. 107:32መዝ 111:1
መዝ. 107:331ነገ 17:1, 7፣ ኢሳ 42:15፣ ኣሞ 4:7
መዝ. 107:34ዘፍ 13:10፣ ዘዳ 29:22, 23
መዝ. 107:352ነገ 3:17፣ ኢሳ 35:7፣ 41:18
መዝ. 107:36መዝ 146:7፣ ሉቃ 1:53
መዝ. 107:36መዝ 107:7
መዝ. 107:37ግብ 14:17
መዝ. 107:37ኢሳ 65:21
መዝ. 107:38ዘዳ 7:13, 14
መዝ. 107:40እዮ 12:21, 24
መዝ. 107:411ሳሙ 2:8
መዝ. 107:42መዝ 58:10
መዝ. 107:42ዘጸ 11:7፣ መዝ 63:11
መዝ. 107:43መዝ 64:9፣ ሆሴ 14:9
መዝ. 107:43መዝ 77:12፣ 143:5፣ ኤር 9:24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 107:1-43

መዝሙር

ሓምሻይ መጽሓፍ

(መዝሙር 107-150)

107 ንሱ ሕያዋይ* እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣመስግንዎ፣+

ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም ይነብር እዩ።+

 2 እቶም የሆዋ እተበጀዎም ከምኡ ይበሉ፣

እወ፡ እቶም ካብ ኢድ ተጻራሪ እተበጀዎም፡+

 3 እቶም ካብ ሃገራት፡

ካብ ምብራቕን ካብ ምዕራብን፡

ካብ ሰሜንን ካብ ደቡብን ዝኣከቦም ከምኡ ይበሉ።+

 4 ኣብ በረኻ፡ ኣብ ምድረ በዳ ዀለል በሉ፣

መገዲ መንበሪ እትዀኖም ከተማ ኣይረኸቡን።

 5 ጠመዩን ጸምኡን፣

ብድኻም ተወድኡ።*

 6 ብጭንቆም ናብ የሆዋ ኣእወዩ፣+

ንሱ እውን ካብ ጸበባኦም ኣናገፎም።+

 7 ናብ ዚነብሩላ ኸተማ ኺበጽሑስ፡+

ብቕኑዕ መገዲ መርሖም።+

 8 ንየሆዋ ስለቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩን

ስለቲ ንደቂ ሰብ ኢሉ ዝገበሮ ዜደንቕ ግብርታቱን የመስግንዎ።+

 9 ንሱስ ንጽሙእ ኣርውይዎ፡*

ንጥሙይ እውን ብጽቡቕ ኣጽጊብዎ* እዩ።+

10 ገሊኦም ብጸበባን ብሓጺንን ተኣሲሮም

ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ይነብሩ ነበሩ።

11 ንሳቶምሲ ኻብ ቃል ኣምላኽ ዓለዉ፣

ንምኽሪ እቲ ልዑል ከኣ ነዓቕዎ።+

12 ስለዚ፡ ንልቦም ብሽግር ኣዋረዶ፣+

ተዓንቀፉ፡ ዚረድኦም እውን ኣይነበረን።

13 ብጭንቆም ናብ የሆዋ ተማህለሉ፣

ንሱ እውን ካብ ጸበባኦም ኣድሓኖም።

14 ካብ ድቕድቕ ጸልማት ኣውጽኦም፣

መቓውሖም ድማ ሰበረ።+

15 ንየሆዋ ስለቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩን+

ስለቲ ንደቂ ሰብ ኢሉ ዝገበሮ ዜደንቕ ግብርታቱን የመስግንዎ።

16 ንሱስ መዓጹ ነሓሲ ሰይሩ፡

ተገዳማት ሓጺን ከኣ ቈሪጹ እዩ።+

17 ዓያሹ ነበሩ፡

ብሰሪ ኣበሳኦምን ስሕተቶምን ድማ ጸበቦም።+

18 ንዅሉ ምግቢ ዝነበሮም ሸውሃት ጠፍአ፣*

ናብ ኣፍ ደገታት ሞት እውን ቀረቡ።

19 ብጭንቆም ናብ የሆዋ ይምህለሉ ነበሩ፣

ንሱ እውን ካብ ጸበባኦም የድሕኖም ነበረ።

20 ቃሉ ልኢኹ የሕውዮም፡+

ካብቲ እተቐርቀሩሉ ጐዳጕዲ ድማ የናግፎም ነበረ።

21 ንየሆዋ ስለቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩን

ስለቲ ንደቂ ሰብ ኢሉ ዝገበሮ ዜደንቕ ግብርታቱን የመስግንዎ።

22 መስዋእቲ ምስጋና ኸኣ ይሰውኡ፡+

ግብርታቱ እውን ብእልልታ ይንገሩ።

23 እቶም ኣብ ባሕሪ ብመራኽብ ዚጕዓዙ፡

እቶም ኣብ ሰፊሕ ማያት ንግዶም ዜካይዱ፡+

24 ንሳቶም ግብርታት የሆዋ፡

ኣብ መዓሙቝ ድማ ዜደንቕ ግብርታቱ ርእዮም እዮም፣+

25 ብቓሉ ማዕበላት ባሕሪ ዜልዕል+

ህቦብላ ንፋስ ይትንስእ።

26 ክሳብ ሰማይ ይድይቡ፣

ናብ መዓሙቝ ይወርዱ።

ብሰንኪ እቲ ዘንጠልጠለ መዓት ትብዓቶም ይመክኽ።*

27 ከም ስኹር ሰንደልደልን ሰንከልከልን ይብሉ፣

ኵሉ ኽእለቶም ድማ ኣይጠቅምን።+

28 ሽዑ፡ ብጭንቆም ናብ የሆዋ የእውዩ፣+

ንሱ እውን ካብ ጸበባኦም የናግፎም።

29 ንህቦብላ ንፋስ የህድኦ፣

ማዕበላት ባሕሪ ኸኣ ዝግ ይብል።+

30 ምስ ሃድአ፡ ንሳቶም ይሕጐሱ፣

ናብቲ ዝደለይዎ ወደብ ድማ ይመርሖም።

31 ንየሆዋ ስለቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩን

ስለቲ ንደቂ ሰብ ኢሉ ዝገበሮ ዜደንቕ ግብርታቱን የመስግንዎ።+

32 ኣብ ጉባኤ ህዝቢ ልዕል የብልዎ፣+

ኣብ ባይቶ* ሽማግለታት ድማ ይወድስዎ።

33 ንሱ ንኣፍላግ ናብ ምድረ በዳ፡

ንዓይኒ ማያት ከኣ ናብ ምድሪ ኣጻምእ ይልውጦ፣+

34 እወ፡ ብሰሪ ኽፍኣት እቶም ዚቕመጥዋ፡+

ንፍርያም ምድሪ ናብ ጨዋም ምድሪ ይልውጣ።

35 ንምድረ በዳ፡ ሻምብቆ ናብ ዝመልኦ ራህያታት ማይ፡

ንንቑጽ ምድሪ ኸኣ ናብ ዓይኒ ማያት ይልውጦ።+

36 ዚነብሩላ ኸተማ ኺስርቱስ፡+

ንጥሙያት ኣብኡ የቐምጦም።+

37 ብዙሕ ፍረ ኺፈርስ፡+

ግራውቲ ይዘርኡ፡ ኣታኽልቲ ወይኒ ድማ ይተኽሉ።+

38 ንሱ ይባርኾም እሞ ኣዝዮም ይበዝሑ፣

ከብቶም ከኣ ኣየውሕደሎምን።+

39 ብሰሪ ጭቈናን መዓትን ጓህን ግና፡

ከም ብሓድሽ ይውሕዱን ይዋረዱን።

40 ኣብ ልዕሊ ልዑላን ንዕቀት የፍስስ፣

መገዲ ኣብ ዘይብሉ በረኻ እውን ኰለል የብሎም።+

41 ንድኻታት ግና ካብ ጭቈና ይከላኸለሎም፣*+

ንዓሌታቶም ከኣ ከም መጓሰ የብዝሖም።

42 ቅኑዓት እዚ ርእዮም ይሕጐሱ፣+

ኵሎም ዓመጽቲ ግና ኣፎም ይዓጽዉ።+

43 ጥበበኛ ዘበለ ነዚ ኺዕዘቦ፡+

ብተኣማንነት ንዚርአ ፍቕሪ የሆዋ ድማ ተጠንቂቑ ኺሓስቦ እዩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ