ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 16
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስ ንጢሞቴዎስ ሓረዮ (1-5)

      • ራእይ እቲ ብዓል መቄዶንያ ሰብኣይ (6-10)

      • ልድያ ኣብ ፊልጲ ተጠምቀት (11-15)

      • ጳውሎስን ሲላስን ተኣስሩ (16-24)

      • ሓላው እሱራትን ቤተ ሰቡን ተጠምቁ (25-34)

      • ጳውሎስ ብወግዒ ይቕረታ ኺሕተት ጠለበ (35-40)

ግብሪ ሃዋርያት 16:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:5-7፣ 2ጢሞ 3:11
  • +ግብ 19:22፣ ሮሜ 16:21፣ 1ቈረ 4:17፣ 1ተሰ 3:2፣ 1ጢሞ 1:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 122

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 9

ግብሪ ሃዋርያት 16:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 122

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 14

    15/12/2009፡ ገጽ 11

    15/5/2009፡ ገጽ 14

ግብሪ ሃዋርያት 16:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 122

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2015፡ ገጽ 14

    15/5/2008፡ ገጽ 32

    1/12/2003፡ ገጽ 20-21

ግብሪ ሃዋርያት 16:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 15:28, 29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 123

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 16:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 123

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 54

ግብሪ ሃዋርያት 16:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 125

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 9-10

    15/5/2008፡ ገጽ 32

ግብሪ ሃዋርያት 16:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 125-126

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 9-10

    15/5/2008፡ ገጽ 32

ግብሪ ሃዋርያት 16:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሚስያ ሓሊፎም።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 125-126

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 9-10

ግብሪ ሃዋርያት 16:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 126

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 9-10

ግብሪ ሃዋርያት 16:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 12፡ 126

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2007፡ ገጽ 18

ግብሪ ሃዋርያት 16:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 124

ግብሪ ሃዋርያት 16:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1996፡ ገጽ 27

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 28

ግብሪ ሃዋርያት 16:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1996፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 16:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 132

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1996፡ ገጽ 26-27

ግብሪ ሃዋርያት 16:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:33፣ 18:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 132

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2007፡ ገጽ 32

    15/9/1996፡ ገጽ 27-28

    መምህር፡ ገጽ 95

ግብሪ ሃዋርያት 16:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 19:31፣ 20:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1995፡ ገጽ 7

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 95

ግብሪ ሃዋርያት 16:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 1:23, 24፣ ሉቃ 4:41

ግብሪ ሃዋርያት 16:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 17:18፣ ማር 1:25, 26, 34፣ ሉቃ 9:1፣ 10:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/1995፡ ገጽ 7

ግብሪ ሃዋርያት 16:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:24, 25
  • +ማቴ 10:18

ግብሪ ሃዋርያት 16:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1513

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1996፡ ገጽ 28

ግብሪ ሃዋርያት 16:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 2:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 129

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1999፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 16:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 21:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1999፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 16:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 129

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1523

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2000፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1999፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 16:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:19፣ ቈሎ 3:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 130

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2012፡ ገጽ 29

    15/2/1999፡ ገጽ 27-28

ግብሪ ሃዋርያት 16:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 5:18-20፣ 12:7

ግብሪ ሃዋርያት 16:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 12:18, 19

ግብሪ ሃዋርያት 16:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2002፡ ገጽ 25-26

ግብሪ ሃዋርያት 16:30

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 130

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2018፡ ገጽ 19-20

ግብሪ ሃዋርያት 16:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:16፣ 6:47

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 140

ግብሪ ሃዋርያት 16:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 130

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2018፡ ገጽ 10

ግብሪ ሃዋርያት 16:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 8:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 110

    መስክር፡ ገጽ 130

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    3/2018፡ ገጽ 10

ግብሪ ሃዋርያት 16:37

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብዘይ ፍርዲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 22:25፣ 23:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2015፡ ገጽ 12

ግብሪ ሃዋርያት 16:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 22:27-29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 131

ግብሪ ሃዋርያት 16:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 132

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1996፡ ገጽ 28

ሓፈሻዊ

ግብ. 16:1ግብ 14:5-7፣ 2ጢሞ 3:11
ግብ. 16:1ግብ 19:22፣ ሮሜ 16:21፣ 1ቈረ 4:17፣ 1ተሰ 3:2፣ 1ጢሞ 1:2
ግብ. 16:31ቈረ 9:20
ግብ. 16:4ግብ 15:28, 29
ግብ. 16:6ግብ 18:23
ግብ. 16:71ጴጥ 1:1
ግብ. 16:12ፊል 1:1
ግብ. 16:14ራእ 1:11
ግብ. 16:15ግብ 16:33፣ 18:8
ግብ. 16:16ዘሌ 19:31፣ 20:6
ግብ. 16:17ማር 1:23, 24፣ ሉቃ 4:41
ግብ. 16:18ማቴ 17:18፣ ማር 1:25, 26, 34፣ ሉቃ 9:1፣ 10:17
ግብ. 16:19ግብ 19:24, 25
ግብ. 16:19ማቴ 10:18
ግብ. 16:20ግብ 17:6
ግብ. 16:221ተሰ 2:2
ግብ. 16:23ሉቃ 21:12
ግብ. 16:25ኤፌ 5:19፣ ቈሎ 3:16
ግብ. 16:26ግብ 5:18-20፣ 12:7
ግብ. 16:27ግብ 12:18, 19
ግብ. 16:31ዮሃ 3:16፣ 6:47
ግብ. 16:33ግብ 8:12
ግብ. 16:37ግብ 22:25፣ 23:27
ግብ. 16:38ግብ 22:27-29
ግብ. 16:402ቈረ 1:3, 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 16:1-40

ግብሪ ሃዋርያት

16 ኣብ ደርቤን ኣብ ልስጥራን+ ድማ በጽሐ። ጢሞቴዎስ+ ዝስሙ ወደ መዝሙር ከኣ፡ ወዲ ሓንቲ ኣማኒት ኣይሁዳዊት ሰበይቲ ነበረ፣ ኣቦኡ ግና ግሪኻዊ ነበረ። 2 ንሱ ድማ በቶም ኣብ ልስጥራን ኣብ ኢቆንዩምን ዝነበሩ ኣሕዋት ጽቡቕ እተመስከረሉ ነበረ። 3 ጳውሎስ ከኣ ንጢሞቴዎስ ምስኡ ኺወስዶ ደለየ፣ ኣቦኡ ግሪኻዊ ምዃኑ ዅላቶም ይፈልጡ ነበሩ እሞ፡ ስለ እቶም ኣብተን ዓድታት እቲአን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ወሲዱ ገዘሮ።+ 4 ብኸተማታት ኪሓልፉ ኸለዉ፡ ነቲ እቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያትን ሽማግለታትን ዝወሰንዎ ትእዛዛት ኪሕልዉ ይነግርዎም ነበሩ።+ 5 ሽዑ፡ እተን ጉባኤታት ብእምነት ይጸንዓ፡ መዓልቲ መዓልቲ ድማ ብቝጽሪ ይውስኻ ነበራ።

6 ኣብ ኣውራጃ እስያ ነቲ ቓል ከይነግሩ ብመንፈስ ቅዱስ ምስ ተኸልከሉ፡ ብፍርግያን ብኣውራጃ ገላትያን ሓለፉ።+ 7 ናብ ሚስያ ምስ ወረዱ፡ ናብ ቢቲንያ+ ኪኸዱ ፈተኑ፣ መንፈስ የሱስ ግና ኣይፈቐደሎምን። 8 ንሚስያ ሓሊፎም* ድማ፡ ናብ ጥሮኣስ ወረዱ። 9 ንጳውሎስ ከኣ ብለይቲ ራእይ ተራእዮ፣ ሓደ ብዓል መቄዶንያ ሰብኣይ ደው ኢሉ፡ “ናብ መቄዶንያ ሕለፍ እሞ ርድኣና” ኢሉ ይልምኖ ነበረ። 10 ንሱ ራእይ ምስ ረኣየ፡ ከነበስሮም ኣምላኽ ከም ዝጸውዓና ተረዲእና፡ ብኡብኡ ናብ መቄዶንያ ኽንከይድ ደለና።

11 ሽዑ፡ ካብ ጥሮኣስ ብመርከብ ነቐልና፣ ትኽ ኢልና ድማ ናብ ሳሙትራኬ ኣቕናዕና፣ ንጽብሒቱ ኸኣ ናብ ንያጶሊስ ከድና፣ 12 ካብኣ ድማ ናብታ ግዝኣት ሮሜን ኣውራ ኸተማ ኽፍሊ ሃገር መቄዶንያን ዝዀነት ፊልጲ+ ኸድና። ኣብታ ኸተማ እቲኣ፡ ገለ መዓልትታት ጸናሕና። 13 ብመዓልቲ ሰንበት ከኣ ካብ ኣፍ ደገ እታ ኸተማ ወጺእና፡ ጸሎት ይግበሮ ኢልና ናብ ዝሓሰብናዮ ጥቓ ፈለግ ከድና፣ ኣብኡ ተቐሚጥና ድማ፡ ነተን እተኣከባ ኣንስቲ ተዛረብናየን። 14 ልድያ ዝስማ ብዓልቲ ኸተማ ትያቲራን+ ንኣምላኽ እተምልኽን ሰበይቲ፡ ሸያጢት ጁዅ፡ ትሰምዓና ነበረት፣ ናብቲ ጳውሎስ ዚብሎ ዝነበረ ኸተቕልብ ከኣ፡ የሆዋ* ልባ ኸፈተላ። 15 ንሳን ቤተ ሰባን ምስ ተጠምቁ ድማ፡+ “ንየሆዋ* እምንቲ ኸም ዝዀንኩ ጌርኩም እንተ ርኢኹምኒ፡ ናብ ቤተይ ኣቲኹም ተቐመጡ” ኢላ ለመነትና። ግዲ እውን በለትና።

16 ናብቲ ጸሎት ዚግበሮ ቦታ ኽንከይድ ከለና ድማ፡ መንፈስ ጥንቈላ+ ዝሓደራ ገረድ ኣጓነፈትና። ንሳ ንጐይተታ፡ ብጥንቈላኣ ብዙሕ ተርብሖም ነበረት። 17 ንሳ ኸኣ፡ “እዞም ሰባት እዚኦም ባሮት እቲ ልዑል ኣምላኽ እዮም፣+ መገዲ ድሕነት ከኣ ይሰብኩልኩም ኣለዉ” ኢላ እናጨደረት፡ ኣስኣሰር ጳውሎስን ኣስኣሰርናን ሰዓበት። 18 ብዙሕ መዓልትታት ድማ ከምኡ ገበረት። ጳውሎስ ድማ ሰልክይዎ፡ ግልጽ ኢሉ ነቲ መንፈስ፡ “ካብኣ ኽትወጽእ፡ ብስም የሱስ ክርስቶስ እእዝዘካ ኣለኹ” በሎ። በታ ሰዓት እቲኣ እውን ወጸ።+

19 ጐይተታ ድማ ተስፋ ረብሓኦም ከም ዘቋረጸ ምስ ረኣዩ፡+ ንጳውሎስን ንሲላስን ሓዝዎም፣ ናብ ዕዳጋ፡ ናብ ኣሕሉቖም ከኣ ወጠጥዎም።+ 20 ናብቶም ኣመሓደርቲ ወሲዶም ድማ፡ “እዞም ሰባት እዚኦም ንኸተማና የናዕብዋ ኣለዉ።+ ንሳቶም ኣይሁድ እዮም፣ 21 ንሕና ሮማውያን ክንቅበሎ ወይ ክንገብሮ ዘይተፈቕደልና ልምድታት ከኣ ይሰብኩ ኣለዉ” በሉ። 22 እቶም ህዝቢ ድማ ተላዕልዎም፣ እቶም ኣመሓደርቲ ኸኣ ክዳውንቶም ገፊፎም፡ ብሽመል ኪዘብጥዎም ኣዘዙ።+ 23 ብዙሕ ምስ ዘበጥዎም ድማ፡ ናብ ቤት ማእሰርቲ ደርበይዎም፣ ነቲ ሓላው እሱራት ከኣ ኣጽኒዑ ኺሕልዎም ኣዘዝዎ።+ 24 እዚ ትእዛዝ እዚ ስለ እተቐበለ፡ ናብ ውሽጢ እታ ቤት ማእሰርቲ ኣእትዩ፡ ኣእጋሮም ኣብ ጕንዲ ኣጽኒዑ ኣሰሮም።

25 ፍርቂ ለይቲ ኣቢሉ ምስ ኰነ ግና፡ ጳውሎስን ሲላስን ይጽልዩን ብመዝሙር ንኣምላኽ ይውድሱን ነበሩ፣+ እቶም እሱራት ከኣ ይሰምዕዎም ነበሩ። 26 ብሃንደበት ድማ፡ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ እታ ቤት ማእሰርቲ ኸኣ ካብ መሰረታ ተናወጸት። ብቕጽበት ድማ ኵሉ እቲ መዓጹ ተኸፍተ፣ ናይ ኵላቶም መቓውሕ እውን ተፈትሐ።+ 27 እቲ ሓላው እሱራት ምስ ተበራበረ እሞ መዓጹ እታ ቤት ማእሰርቲ ተኸፊቱ ምስ ረኣየ፡ እቶም እሱራት ዘምለጡ መሲልዎ፡ ሰይፉ መሊሑ ርእሱ ኪቐትል ደለየ።+ 28 ጳውሎስ ግና፡ “ኵላትና ኣብዚ ኣለና እሞ፡ ርእስኻ ኣይትጕዳእ!” ኢሉ ዓው ኢሉ ጨደረ። 29 ንሱ ድማ መብራህትታት ኪህብዎ ሓቲቱ፡ ጐይዩ ኣተወ፣ ራዕራዕ እናበለ እውን ኣብ ቅድሚ ጳውሎስን ሲላስን ተደፍአ። 30 ናብ ወጻኢ ኣውጺኡ ኸኣ፡ “ጐይተተይ፡ ምእንቲ ኽድሕንሲ፡ እንታይ ክገብር ይግብኣኒ፧” በሎም። 31 ንሳቶም ከኣ፡ “ብጐይታና የሱስ እመን እሞ ንስኻን ቤተ ሰብካን ክትድሕኑ ኢኹም” በልዎ።+ 32 ንዕኡን ንዅሎም እቶም ኣብ ቤቱ ዝነበሩን ድማ ቃል የሆዋ* ነገርዎም። 33 በታ ሰዓት እቲኣ፡ ብለይቲ ወሲዱ ኣቝሳሎም ሓጸቦም፣ ንሱን ብዘለዉ ስድራ ቤቱን ከኣ ቀልጢፎም ተጠምቁ።+ 34 ናብ ቤቱ ኣእትዩ ድማ መኣዲ ቐረበሎም፣ ብኣምላኽ ብምእማኑ እውን፡ ምስ ኵሎም ቤተ ሰቡ ባህ በሎ።

35 መዓልቲ ምስ ኰነ፡ እቶም ኣመሓደርቲ፡ “ነቶም ሰባት ፍትሓዮም” ኢሎም ገላዉ ለኣኹ። 36 እቲ ሓላው እሱራት ድማ፡ “እቶም ኣመሓደርቲ፡ ክትፍትሑ ልኢኾም ኣለዉ። ሕጂ ኸኣ ውጹ፡ ብሰላም እውን ኪዱ” ኢሉ ንጳውሎስ ቃሎም ነገሮ። 37 ጳውሎስ ግና፡ “ንሕና ሮማውያን+ ክነስና፡ ከይተፈርደና* ብግህዶ ገሪፎም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ደርብዮምናስ፡ ሕጂ ድማ ብሕቡእዶ ኼውጽኡና፧ ባዕላቶም ደኣ መጺኦም የውጽኡና እምበር፡ እዝስ ከቶ ዘይከውን እዩ” በሎም። 38 እቶም ገላዉ ኸኣ፡ እዚ ቓል እዚ ነቶም ኣመሓደርቲ ነገርዎም። ንሳቶም ድማ፡ ሮማውያን ምዃኖም ምስ ሰምዑ፡ ፈርሁ።+ 39 መጺኦም ከኣ ለመንዎም፣ ምስ ኣውጽእዎም ድማ፡ ካብታ ኸተማ ኪኸዱ ለመንዎም። 40 ንሳቶም ግና ካብ ቤት ማእሰርቲ ወጺኦም፡ ናብ ቤት ልድያ ኸዱ፣ ነቶም ኣሕዋት ምስ ረኣይዎም ከኣ፡ ኣተባቢዖምዎም+ ካብኡ ኸዱ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ