ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • ናይ መደምደምታ ምዕዶን ሰላምታን (1-25)

        • ምቕባል ኣጋይሽ ኣይትረስዑ (2)

        • መውስቦ ኽቡር ይኹን (4)

        • ንዚመርሑኹም ተኣዘዝዎም (7, 17)

        • መስዋእቲ ውዳሰ ነቕርብ (15, 16)

እብራውያን 13:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 4:9፣ 1ጴጥ 1:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 8-9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/1997፡ ገጽ 14-19

እብራውያን 13:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 18:2, 3፣ 19:1-3
  • +ሮሜ 12:13፣ 1ጢሞ 3:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    10/2016፡ ገጽ 8-12

    1/2016፡ ገጽ 9-10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2012፡ ገጽ 18-19

    1/10/1996፡ ገጽ 11-12

እብራውያን 13:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምሳታቶም መከራ ኸም እትጸግቡ ዄንኩም” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:15
  • +ቈሎ 4:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/1997፡ ገጽ 29

እብራውያን 13:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 6:32፣ 1ቈረ 6:9, 10, 18፣ ገላ 5:19, 21
  • +ምሳ 5:16, 20፣ ማቴ 5:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 184

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 41

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 10

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 148-154

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 10

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 123-132

    ፍልጠት፡ ገጽ 122

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 244

እብራውያን 13:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:6, 8
  • +1ጢሞ 6:10
  • +ምሳ 30:8, 9፣ 1ጢሞ 6:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2024፡ ገጽ 2-7

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 166

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    11/2023፡ ገጽ 7

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 37

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 8

    9/2015፡ ገጽ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2020፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2014፡ ገጽ 26

    1/10/2006፡ ገጽ 29

    15/10/2005፡ ገጽ 8-11

    1/6/2001፡ ገጽ 8

    1/9/1998፡ ገጽ 20-21

    15/8/1998፡ ገጽ 10-11

እብራውያን 13:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 118:6፣ ዳን 3:17፣ ሉቃ 12:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 8

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 59

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2020፡ ገጽ 12-17

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 10-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2001፡ ገጽ 8

እብራውያን 13:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 5:17፣ እብ 13:17
  • +1ቈረ 11:1፣ 2ተሰ 3:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    እተወደበ፡ ገጽ 17፡ 20-22

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2017፡ ገጽ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2007፡ ገጽ 28

    15/3/2002፡ ገጽ 17-18

    15/5/1998፡ ገጽ 11፡ 18

    1/1/1994፡ ገጽ 32

እብራውያን 13:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ብዛዕባ ብልዒ ዝወጸ ስርዓታት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:17፣ 1ቈረ 8:8፣ ቈሎ 2:16

እብራውያን 13:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቅዱስ ኣገልግሎት ዜቕርቡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:13፣ 10:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2003፡ ገጽ 29-30

    1/7/1996፡ ገጽ 14-15

እብራውያን 13:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 16:27

እብራውያን 13:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 9:13, 14
  • +ዮሃ 19:17

እብራውያን 13:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:3፣ 2ቈረ 12:10፣ 1ጴጥ 4:14

እብራውያን 13:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:10፣ 12:22

እብራውያን 13:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 7:12፣ መዝ 50:14, 23
  • +ሮሜ 10:9
  • +መዝ 69:30, 31፣ ሆሴ 14:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2007፡ ገጽ 20

    1/12/2003፡ ገጽ 17

    1/5/2003፡ ገጽ 28-29

    15/8/2000፡ ገጽ 20-21

    1/9/1994፡ ገጽ 22

እብራውያን 13:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:13
  • +ፊል 4:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2012፡ ገጽ 23

    1/11/2005፡ ገጽ 7

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    4/2005፡ ገጽ 1

እብራውያን 13:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሳትኩም ነቒሖም ይሕልዉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:12
  • +ኤፌ 5:21፣ 1ጴጥ 5:5
  • +ግብ 20:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2023፡ ገጽ 10

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 20

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 48-49

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2013፡ ገጽ 21-25

    15/6/2011፡ ገጽ 25-26

    1/4/2007፡ ገጽ 23-24፡ 28-30

    15/3/2002፡ ገጽ 15-17

    15/6/2001፡ ገጽ 20-21

    1/6/1999፡ ገጽ 16-18

    15/5/1998፡ ገጽ 18

እብራውያን 13:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 207

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 36

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2016፡ ገጽ 6-7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2005፡ ገጽ 28-29

    1/2/2004፡ ገጽ 32

እብራውያን 13:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 207

እብራውያን 13:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 5:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2008፡ ገጽ 32

    15/4/1998፡ ገጽ 31

    15/2/1998፡ ገጽ 16

    1/2/1998፡ ገጽ 22-23

እብራውያን 13:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 27:1

ሓፈሻዊ

እብ. 13:11ተሰ 4:9፣ 1ጴጥ 1:22
እብ. 13:2ዘፍ 18:2, 3፣ 19:1-3
እብ. 13:2ሮሜ 12:13፣ 1ጢሞ 3:2
እብ. 13:3ሮሜ 12:15
እብ. 13:3ቈሎ 4:18
እብ. 13:4ምሳ 6:32፣ 1ቈረ 6:9, 10, 18፣ ገላ 5:19, 21
እብ. 13:4ምሳ 5:16, 20፣ ማቴ 5:28
እብ. 13:5ዘዳ 31:6, 8
እብ. 13:51ጢሞ 6:10
እብ. 13:5ምሳ 30:8, 9፣ 1ጢሞ 6:8
እብ. 13:6መዝ 118:6፣ ዳን 3:17፣ ሉቃ 12:4
እብ. 13:71ጢሞ 5:17፣ እብ 13:17
እብ. 13:71ቈረ 11:1፣ 2ተሰ 3:7
እብ. 13:9ሮሜ 14:17፣ 1ቈረ 8:8፣ ቈሎ 2:16
እብ. 13:101ቈረ 9:13፣ 10:18
እብ. 13:11ዘሌ 16:27
እብ. 13:12እብ 9:13, 14
እብ. 13:12ዮሃ 19:17
እብ. 13:13ሮሜ 15:3፣ 2ቈረ 12:10፣ 1ጴጥ 4:14
እብ. 13:14እብ 11:10፣ 12:22
እብ. 13:15ዘሌ 7:12፣ መዝ 50:14, 23
እብ. 13:15ሮሜ 10:9
እብ. 13:15መዝ 69:30, 31፣ ሆሴ 14:2
እብ. 13:16ሮሜ 12:13
እብ. 13:16ፊል 4:18
እብ. 13:171ተሰ 5:12
እብ. 13:17ኤፌ 5:21፣ 1ጴጥ 5:5
እብ. 13:17ግብ 20:28
እብ. 13:182ቈረ 1:12
እብ. 13:201ጴጥ 5:4
እብ. 13:24ግብ 27:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 13:1-25

እብራውያን

13 ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጽናዕ።+ 2 ገሊኦም ከይፈለጡ ንመላእኽቲ ኣአንጊዶም እዮም እሞ፡+ ምቕባል ኣጋይሽ ኣይትረስዑ።+ 3 ንእሱራት ከም መተኣስርቶም ኴንኩም፡+ መከራ ይጸግቡ ንዘለዉ ኸኣ ንስኻትኩም እውን ብስጋ ስለ ዘለኹም፡* ዘክርዎም።+ 4 ኣምላኽ ንኣመንዝራታትን* ንዘመውትን ኪፈርዶም እዩ እሞ፡+ መውስቦ ኣብ ኵሉ ኽቡር፡ እቲ ዓራት መውስቦ ኸኣ ዘይረኸሰ ይኹን።+ 5 ንሱ፡ “ከቶ ኣይክሓድገካን፡ ከቶ እውን ኣይክጥንጥነካን እየ” ኢሉ እዩ እሞ፡+ ናብራኹም ብዘይ ፍቕሪ ገንዘብ ይኹን፣+ በቲ ዘሎኩም እውን ዕገቡ።+ 6 ስለዚ፡ ተቢዕና፡ “የሆዋ* ረዳእየይ እዩ፣ ኣይፈርህን እየ። ሰብከ እንታይ ከይገብረኒ፧” ክንብል ንኽእል ኢና።+

7 ነቶም ዚመርሑኹም ዘለዉ፡ ቃል ኣምላኽ ከኣ ዝነገሩኹም ዘክርዎም፣+ ኣካይዳኦም ዜምጽኦ ውጽኢት እናተቛመትኩም፡ ኣስኣሰር እምነቶም ስዓቡ።+

8 የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ።

9 ልብኹም በቲ ነቶም ብእኡ ዚመላለሱ ዘይጠቐሞም ብልዒ* ዘይኰነስ፡+ ብጸጋ እንተ ጸኒዑ ጽቡቕ እዩ እሞ፡ ብእተፈላለየ ጋሻ ትምህርትታት ኣይትስሓቱ።

10 ንሕናስ እቶም ኣብ ድንኳን ዜገልግሉ* ኻብኡ ኺበልዑ መሰል ዘይብሎም መሰውኢ ኣሎና።+ 11 ከመይሲ፡ ስጋ እቶም ደሞም ስለ ሓጢኣት ብሊቀ ኻህናት ናብ መቕደስ ዚውሰድ ዝነበረ እንስሳታት ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይሓርር ነይሩ እዩ።+ 12 ስለዚ፡ የሱስ እውን ብደሙ ንህዝቢ ምእንቲ ኪቕድስ፡+ ኣብ ወጻኢ እቲ ኣፍ ደገ ኸተማ መከራ ጸጊቡ እዩ።+ 13 እምበኣር፡ ነቲ ንሱ እተሰከሞ ጸርፊ ተሰኪምና ናብኡ ናብ ወጻኢ ሰፈር ንውጻእ፣+ 14 ከመይሲ፡ ነታ እትመጽእ ኣጸቢቕና ንደልያ ኣለና እምበር፡ ኣብዚ ነባሪት ከተማ የብልናን።+ 15 ብእኡ ንኣምላኽ ኵሉ ሳዕ መስዋእቲ ውዳሰ፡+ ማለት ንስሙ ዚእመና+ ፍረ ኸናፍርና፡+ ነቕርብ። 16 ሰናይ ምግባርን ዘሎኩም ምምቓልን ኣይትረስዑ፣+ ከመይሲ፡ ኣምላኽ በዚ ኸምዚ ዝኣመሰለ መስዋእትታት ባህ ይብሎ እዩ።+

17 ንዚመርሑኹም ተኣዘዝዎምን+ ተገዝእዎምን፣+ ከመይሲ፡ ንሳቶም ጸብጻብ ከም ዚህቡ ዀይኖም፡ ነቒሖም ይሕልውኹም* ኣለዉ፣+ ነዚ ብሓጐስ ኪገብርዎ እምበር፡ እህህ እናበሉ እንተ ገበርዎ፡ እዚ ንዓኻትኩም ኣይጠቅምን እዩ።

18 ኣብ ኵሉ ብቕንዕና ኽንነብር እናደለና፡ ቅኑዕ* ሕልና ኸም ዘሎና ንተኣማመን ኢና እሞ፡ ብቐጻሊ ጸልዩልና።+ 19 ምናዳ ግና፡ ኣነ ቐልጢፈ ምእንቲ ኽምለሰኩም፡ እዚ ኽትገብሩ እምዕደኩም ኣለኹ።

20 እቲ ነቲ ዓብዪ ጓሳ+ ኣባጊዕ ዝዀነ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምስ ደም እቲ ናይ ዘለኣለም ኪዳን ካብ ምዉታት ዘተንስኦ ኣምላኽ ሰላም፡ 21 ኣብ ቅድሚኡ ባህ ዜብሎ ብየሱስ ክርስቶስ ኣባና እናገበረ፡ ብሰናይ ዘበለ ፍቓዱ ኽትገብሩ የዕጥቕኩም። ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።

22 ኣሕዋተየ፡ ሓጻር ደብዳበ ጽሒፈልኩም እየ እሞ፡ ነዚ ዜተባብዕ ቃል እዚ ብዓቕሊ ኽትሰምዕዎ እምሕጸነኩም ኣለኹ። 23 ጢሞቴዎስ ሓውና ኸም እተፈትሐ ኽትፈልጡ እደልየኩም እየ። ንሱ ቐልጢፉ እንተ መጺኡ፡ ምስኡ ዀይነ ኽርእየኩም እየ።

24 ንዅሎም እቶም ዚመርሑኹምን ንዅሎም ቅዱሳትን ሰላም በሉለይ። እቶም ኣብ ኢጣልያ+ ዘለዉ፡ ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።

25 ጸጋ ምስ ኵላትኩም ይኹን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ