ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ጕዳይ ምንዝርና (1-5)

      • ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ (6-8)

      • ነቲ እኩይ ካባኻትኩም ኣውጽእዎ (9-13)

1 ቈረንቶስ 5:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ምስ ሰበይቲ ኣቦኡ ተኣኻኺቡ ይነብር ኣሎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:3
  • +ዘሌ 18:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/1997፡ ገጽ 28

1 ቈረንቶስ 5:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 5:13፣ 2ዮሃ 10
  • +2ቈረ 7:9

1 ቈረንቶስ 5:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኣተሓሳስባ ጉባኤ።

  • *

    ማለት፡ ኣብ ጉባኤ ንዘሎ ስጋዊ ጽልዋ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 1:8
  • +1ጢሞ 1:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2012፡ ገጽ 22

    15/7/2008፡ ገጽ 26-27

    15/11/2006፡ ገጽ 27

1 ቈረንቶስ 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:33፣ ገላ 5:9፣ 2ጢሞ 2:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 57

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2019፡ ገጽ 7

1 ቈረንቶስ 5:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ገንሸል ካብ ዕየት ዚዓቢ፡ ንእሽቶ ተባዕታይ በጊዕ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:29
  • +1ጴጥ 1:19, 20፣ ራእ 5:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 120

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    4/2018፡ ገጽ 2

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 19

1 ቈረንቶስ 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 13:7

1 ቈረንቶስ 5:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ከይትሓብሩ።”

1 ቈረንቶስ 5:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 2:17
  • +ዮሃ 17:15

1 ቈረንቶስ 5:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ምንዝርና” ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ከይትሓብሩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 5:5
  • +ዘዳ 21:20, 21፣ 1ጴጥ 4:3
  • +1ቈረ 6:9, 10፣ ገላ 5:19-21
  • +ዘሁ 16:25, 26፣ ሮሜ 16:17፣ 2ዮሃ 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 58

1 ቈረንቶስ 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 12:14
  • +ዘፍ 3:23, 24፣ ዘዳ 17:7፣ ቲቶ 3:10፣ 2ዮሃ 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2015፡ ገጽ 30

    1/5/1995፡ ገጽ 20-21

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 5:1ኤፌ 5:3
1 ቈረ. 5:1ዘሌ 18:8
1 ቈረ. 5:22ቈረ 7:9
1 ቈረ. 5:21ቈረ 5:13፣ 2ዮሃ 10
1 ቈረ. 5:51ቈረ 1:8
1 ቈረ. 5:51ጢሞ 1:20
1 ቈረ. 5:61ቈረ 15:33፣ ገላ 5:9፣ 2ጢሞ 2:16, 17
1 ቈረ. 5:7ዮሃ 1:29
1 ቈረ. 5:71ጴጥ 1:19, 20፣ ራእ 5:12
1 ቈረ. 5:8ዘጸ 13:7
1 ቈረ. 5:101ዮሃ 2:17
1 ቈረ. 5:10ዮሃ 17:15
1 ቈረ. 5:11ኤፌ 5:5
1 ቈረ. 5:11ዘዳ 21:20, 21፣ 1ጴጥ 4:3
1 ቈረ. 5:111ቈረ 6:9, 10፣ ገላ 5:19-21
1 ቈረ. 5:11ዘሁ 16:25, 26፣ ሮሜ 16:17፣ 2ዮሃ 10
1 ቈረ. 5:13መክ 12:14
1 ቈረ. 5:13ዘፍ 3:23, 24፣ ዘዳ 17:7፣ ቲቶ 3:10፣ 2ዮሃ 10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 5:1-13

1 ቈረንቶስ

5 አረ ምንዝርና*+ ይውረየልኩም ኣሎ፣ ከምኡ ዝኣመሰለ ምንዝርናስ* ኣብ ኣህዛብ እኳ የልቦን፣ ማለት፡ ሓደ ኻባኻትኩም ሰበይቲ ኣቦኡ ኣእትዩ ኣሎ።*+ 2 በዚኸ ትሕበኑዶ ኣለኹም፧ እቲ እዚ ግብሪ እዚ ዝገበረ ኻብ ማእከልኩም ምእንቲ ኺርሕቕሲ፡+ ክትሓዝኑዶ ኣይምተገብኣኩምን፧+ 3 ኣነ ግና ብኣካል ኣብኡ እኳ እንተ ዘየለኹ፡ ብመንፈስ ግና ምሳኻትኩም እየ፣ ነቲ እዚ ዝገበረ ኸኣ፡ ምሳኻትኩም ከም ዘለኹ ዀይነ ድሮ ፈሪደዮ ኣለኹ። 4 ብስም ጐይታና የሱስ ክትእከቡ ኸለኹም፡ ኣነ ብሓይሊ ጐይታና የሱስ ብመንፈስ ምሳኻትኩም ምዃነይ ፈሊጥኩም፡ 5 መንፈስ* ብመዓልቲ ጐይታ ምእንቲ ኺድሕንሲ፡+ ንኸምዚ ዝኣመሰለ ሰብ ንጥፍኣት ስጋ* ንሰይጣን ኣሕሊፍኩም ሃብዎ።+

6 ትምክሕትኹም ጽቡቕ ኣይኰነን። ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ ከም ዜብኵዖዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ 7 ክርስቶስ እቲ ገንሸል* ፋስጋና+ ተሰዊኡ እዩ እሞ፡+ ከምቲ ሕጂ ዘለኹምዎ፡ ዘይበዅዐ ሓድሽ ብሑቝ ምእንቲ ኽትኰኑ፡ ነቲ ኣረጊት ማይ ብሑቝ ኣወግድዎ። 8 ስለዚ፡ ብኣረጊት ማይ ብሑቝ ወይስ ብማይ ብሑቝ ክፍኣትን እከይን ዘይኰነስ፡ ብቕጫ ግርህነትን ሓቅን ነብዕል።+

9 ኣብ ደብዳበይ፡ ምስ ኣመንዝራታት* ደጊም ከይትጽምበሩ* ጽሒፈልኩም ነይረ፣ 10 ግናኸ ብሱሩ ምስ ኣመንዝራታት* እዛ ዓለም እዚኣ+ ወይስ ምስ ስሱዓትን ዘረፍትን ወይስ ምስ ኣምለኽቲ ጣኦት ማለተይ ኣይኰነን። እንተ ዘይኰነስ፡ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኽትወጹ ምተገብኣኩም ነይሩ።+ 11 ሕጂ ግና ምስ ሓደ ሓው ዚብሃል እሞ ኣመንዝራ፡* ወይ ስሱዕ፡+ ወይ ኣምላኺ ጣኦት፡ ወይ ተጻራፊ፡ ወይ ሰኽራም፡+ ወይ ዘራፊ+ ዝዀነ ደጊም ከይትጽምበሩ፡*+ ምስ ከምዚ ዝበለ ኸኣ ከቶ ኸይትበልዑ፡ እጽሕፈልኩም ኣለኹ። 12 ነቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ዝፈርድሲ እንታይ ገዲሱኒ፧ ነቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ እትፈርዱኸ ንስኻትኩም ደይኰንኩምን፧ 13 ነቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ዚፈርዶም ግና ኣምላኽ እዩ።+ “ነቲ እኩይ ካባኻትኩም ኣርሕቕዎ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ