ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ሳሙኤል 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ሳሙኤል—ትሕዝቶ

      • ናታን ንዳዊት ገንሖ (1-15ሀ)

      • ባትሴባ ዝወለደቶ ወዲ ሞተ (15ለ-23)

      • ባትሴባ ንሰሎሞን ወለደት (24, 25)

      • ራባ ኸተማ ደቂ ዓሞን ተታሕዘት (26-31)

2 ሳሙኤል 12:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:8፣ 1ዜና 17:1፣ 29:29
  • +መዝ 51:ልዕለ ጽሑፍ

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2010፡ ገጽ 30

2 ሳሙኤል 12:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 5:13፣ 15:16

2 ሳሙኤል 12:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሽበን ካብ ዕየት እትዓቢ፡ ንእሽቶ ኣንስተይቲ በጊዕ እያ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 11:3

2 ሳሙኤል 12:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 11:4

2 ሳሙኤል 12:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 6:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2010፡ ገጽ 30

2 ሳሙኤል 12:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 22:1

2 ሳሙኤል 12:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 16:13፣ 2ሳሙ 7:8
  • +1ሳሙ 18:10, 11፣ 19:10፣ 23:14

2 ሳሙኤል 12:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 13:13, 14፣ 15:26, 28
  • +2ሳሙ 3:7፣ 1ነገ 2:22
  • +2ሳሙ 2:4፣ 5:5
  • +2ሳሙ 7:19

2 ሳሙኤል 12:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 20:13
  • +2ሳሙ 11:15, 27
  • +ዘጸ 20:14, 17

2 ሳሙኤል 12:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 14:18፣ 2ሳሙ 13:32፣ 18:33፣ ገላ 6:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2010፡ ገጽ 30

2 ሳሙኤል 12:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንብጻይካ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ እዛ ጸሓይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 12:15, 19፣ 13:10-15፣ 15:14
  • +ዘጸ 21:24፣ እዮ 31:9-11፣ 34:11
  • +2ሳሙ 16:21, 22

2 ሳሙኤል 12:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ ቅድሚ ጸሓይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 11:4, 15

2 ሳሙኤል 12:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 39:9፣ መዝ 32:5፣ 38:3፣ 51:ልዕለ ጽሑፍ፣ 51:4፣ ምሳ 28:13
  • +ዘጸ 34:6፣ መዝ 32:1
  • +ዘሌ 20:10፣ መዝ 103:10

2 ሳሙኤል 12:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 12:22፣ ዮና 3:8, 9

2 ሳሙኤል 12:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሩት 3:3፣ 2ሳሙ 14:2
  • +2ሳሙ 6:17

2 ሳሙኤል 12:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 38:3, 5፣ ዮኤ 2:13, 14፣ ኣሞ 5:15፣ ዮና 3:8, 9
  • +2ሳሙ 12:16፣ ዮኤ 1:14

2 ሳሙኤል 12:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መክ 9:6
  • +እዮ 30:23፣ መክ 3:20፣ ግብ 2:29, 34፣ 13:36
  • +መክ 9:5, 10

2 ሳሙኤል 12:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    “ሰላም” ካብ ዝትርጉሙ ናይ እብራይስጢ ቓል እተወስደ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 11:3
  • +1ዜና 3:5, 9፣ 22:9፣ 28:5፣ ማቴ 1:6
  • +2ሳሙ 7:12፣ 1ዜና 29:1

2 ሳሙኤል 12:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “ፍቑር ያህ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:4, 5፣ 12:1፣ 1ነገ 1:8

2 ሳሙኤል 12:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸተማ እታ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 3:11፣ እያ 13:24, 25
  • +ዘዳ 23:3, 6
  • +2ሳሙ 11:25፣ 1ዜና 20:1

2 ሳሙኤል 12:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ንምንጭታት ማይ እታ ኸተማ ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 11:1

2 ሳሙኤል 12:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስመይ ኣብኣ ኸይጽዋዕሲ።”

2 ሳሙኤል 12:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ሓደ ታለንት፡ 34.2 ኪ.ግ. እዩ። ኣብ መ.ጽ. ለ14 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:11, 12፣ 1ዜና 20:2, 3

2 ሳሙኤል 12:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2005፡ ገጽ 27

ሓፈሻዊ

2 ሳሙ. 12:11ነገ 1:8፣ 1ዜና 17:1፣ 29:29
2 ሳሙ. 12:1መዝ 51:ልዕለ ጽሑፍ
2 ሳሙ. 12:22ሳሙ 5:13፣ 15:16
2 ሳሙ. 12:32ሳሙ 11:3
2 ሳሙ. 12:42ሳሙ 11:4
2 ሳሙ. 12:5ዘዳ 6:13
2 ሳሙ. 12:6ዘጸ 22:1
2 ሳሙ. 12:71ሳሙ 16:13፣ 2ሳሙ 7:8
2 ሳሙ. 12:71ሳሙ 18:10, 11፣ 19:10፣ 23:14
2 ሳሙ. 12:81ሳሙ 13:13, 14፣ 15:26, 28
2 ሳሙ. 12:82ሳሙ 3:7፣ 1ነገ 2:22
2 ሳሙ. 12:82ሳሙ 2:4፣ 5:5
2 ሳሙ. 12:82ሳሙ 7:19
2 ሳሙ. 12:9ዘጸ 20:13
2 ሳሙ. 12:92ሳሙ 11:15, 27
2 ሳሙ. 12:9ዘጸ 20:14, 17
2 ሳሙ. 12:10ዘሁ 14:18፣ 2ሳሙ 13:32፣ 18:33፣ ገላ 6:7
2 ሳሙ. 12:112ሳሙ 12:15, 19፣ 13:10-15፣ 15:14
2 ሳሙ. 12:11ዘጸ 21:24፣ እዮ 31:9-11፣ 34:11
2 ሳሙ. 12:112ሳሙ 16:21, 22
2 ሳሙ. 12:122ሳሙ 11:4, 15
2 ሳሙ. 12:13ዘፍ 39:9፣ መዝ 32:5፣ 38:3፣ 51:ልዕለ ጽሑፍ፣ 51:4፣ ምሳ 28:13
2 ሳሙ. 12:13ዘጸ 34:6፣ መዝ 32:1
2 ሳሙ. 12:13ዘሌ 20:10፣ መዝ 103:10
2 ሳሙ. 12:162ሳሙ 12:22፣ ዮና 3:8, 9
2 ሳሙ. 12:20ሩት 3:3፣ 2ሳሙ 14:2
2 ሳሙ. 12:202ሳሙ 6:17
2 ሳሙ. 12:22ኢሳ 38:3, 5፣ ዮኤ 2:13, 14፣ ኣሞ 5:15፣ ዮና 3:8, 9
2 ሳሙ. 12:222ሳሙ 12:16፣ ዮኤ 1:14
2 ሳሙ. 12:23መክ 9:6
2 ሳሙ. 12:23እዮ 30:23፣ መክ 3:20፣ ግብ 2:29, 34፣ 13:36
2 ሳሙ. 12:23መክ 9:5, 10
2 ሳሙ. 12:242ሳሙ 11:3
2 ሳሙ. 12:241ዜና 3:5, 9፣ 22:9፣ 28:5፣ ማቴ 1:6
2 ሳሙ. 12:242ሳሙ 7:12፣ 1ዜና 29:1
2 ሳሙ. 12:252ሳሙ 7:4, 5፣ 12:1፣ 1ነገ 1:8
2 ሳሙ. 12:26ዘዳ 3:11፣ እያ 13:24, 25
2 ሳሙ. 12:26ዘዳ 23:3, 6
2 ሳሙ. 12:262ሳሙ 11:25፣ 1ዜና 20:1
2 ሳሙ. 12:272ሳሙ 11:1
2 ሳሙ. 12:302ሳሙ 8:11, 12፣ 1ዜና 20:2, 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ሳሙኤል 12:1-31

2 ሳሙኤል

12 የሆዋ ድማ ንናታን+ ናብ ዳዊት ለኣኾ። ንሱ ኸኣ ናብኡ መጺኡ+ ኸምዚ በሎ፦ “ኣብ ሓንቲ ኸተማ ኽልተ ሰብኡት ነበሩ፣ እቲ ሓደ ሃብታም፡ እቲ ሓደ ድማ ድኻ። 2 እቲ ሃብታም ኣዝየን ብዙሓት ኣባጊዕን ከብትን ነበራኦ።+ 3 እቲ ድኻ ግና ብዘይካ ሓንቲ ዝዓደጋ ንእሽቶ ሽበን፡* ገለ እኳ ኣይነበሮን።+ ንሱ ድማ ይከናኸና ነበረ፣ ምስኡን ምስ ደቁን ከኣ ዓበየት። ካብታ ዘላቶ ቝራስ ትበልዕ፡ ካብ ጽዋኡ ድማ ትሰቲ፡ ኣብ ሕቝፉ እውን ትድቅስ ነበረት። ንዕኡ ኸኣ ከም ጓሉ ዀነት። 4 ደሓር፡ ነቲ ሃብታም ሰብኣይ ሓደ ጋሻ መጾ፣ ንሱ ግና ነቲ ዝመጾ ተጓዓዛይ ካብ ኣባጊዑን ካብ ከብቱን ምግቢ ኸየዳልወሉስ በቐቐን። ኣብ ክንዳኡስ፡ ነታ ሽበን እቲ ድኻ ወሲዱ፡ ነቲ ዝመጾ ሰብኣይ ኣዳለወሉ።”+

5 ሽዑ፡ ዳዊት ኣብቲ ሰብኣይ ኣዝዩ ተቘጥዐ እሞ፡ ንናታን፡ “ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡+ እቲ እዚ ዝገበረ ሰብኣይ ኪመውት ይግብኦ! 6 እዚ ስለ ዝገበረን ርሕራሐ ስለ ዘይነበሮን፡ ኣብ ክንዲ እታ ሽበን ኣርባዕተ ዕጽፊ ገይሩ ይኽሓስ” በሎ።+

7 ናታን ከኣ ንዳዊት ከምዚ በሎ፦ “እቲ ሰብኣይ ንስኻ ኢኻ። የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ኣነ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ክትከውን ቀቢአካ፣+ ካብ ኢድ ሳኦል ዘናገፍኩኻ እውን ኣነ እየ።+ 8 ቤት ጐይታኻ ድማ ሂበካ፡+ ኣንስቲ ጐይታኻ እውን ኣብ ሕቝፍኻ ሂበካ፣+ ቤት እስራኤልን ይሁዳን ከኣ ሂበካ።+ እዚ እንተ ዘይኣኺሉካ ድማ፡ ዝያዳ ምወሰኽኩልካ ነይረ።+ 9 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ብምግባር፡ ስለምንታይ ቃሉ ንዒቕካ፧ ንኡርያ እቲ ሔታዊ ብሰይፊ ቐቲልካዮ።+ ንዕኡ ብሰይፊ ዓሞናውያን ምስ ቀተልካዮ ኸኣ፡+ ንሰበይቱ ሰበይትኻ ኽትከውን ወሲድካያ።+ 10 ሕጂ፡ ንሰበይቲ ኡርያ እቲ ሔታዊ ሰበይትኻ ኽትከውን ብምውሳድ ስለ ዝነዓቕካኒ፡ ሰይፊ ኻብ ቤትካ ኸቶ ኣይኬልግስን እዩ።’+ 11 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ካብ ውሽጢ ቤትካ መዓት ከምጽኣልካ እየ፣+ ንኣንስትኻ ድማ ካብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ወሲደ፡ ንኻልእ ሰብኣይ* ክህቦ እየ፣+ ንሱ ኸኣ ምስ ኣንስትኻ ቐትሪ ምድሪ* ኺድቅስ እዩ።+ 12 ንስኻ ብሕቡእ እኳ እንተ ገበርካዮ፡+ ኣነ ግና ነዚ ነገር እዚ ኣብ ቅድሚ ዅሉ እስራኤል ቀትሪ ምድሪ* ኽገብሮ እየ።’”

13 ዳዊት ከኣ ንናታን፡ “ንየሆዋ በዲለዮ” ኢሉ መለሰሉ።+ ናታን ድማ ንዳዊት፡ “የሆዋ ኸኣ በደልካ ሓዲጉልካ እዩ።+ ኣይክትመውትን ኢኻ።+ 14 ግናኸ፡ በዚ ነገር እዚ ንየሆዋ ፈጺምካ ስለ ዝነዓቕካዮ፡ እቲ እተወልደልካ ወዲ ብርግጽ ኪመውት እዩ” በሎ።

15 ናታን ድማ ናብ ቤቱ ኸደ።

የሆዋ ኸኣ ነቲ ሰበይቲ ኡርያ ንዳዊት ዝወለደትሉ ሕጻን ወቕዖ፡ ንሱ እውን ሓመመ። 16 ዳዊት ድማ ምእንቲ እቲ ሕጻን ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ለመኖ። ዳዊት ከኣ ጾም ጾመ፣ ኣትዩ ድማ ኣብ ምድሪ በጥ ኢሉ ይሓድር ነበረ።+ 17 ዓበይቲ ቤቱ ኸኣ ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ካብ ምድሪ ኼተንስእዎ ፈተኑ፣ ንሱ ግና ኣበየ፡ ምሳታቶም እውን ኣይበልዐን። 18 ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ፡ እቲ ሕጻን ሞተ፣ ገላዉ ዳዊት ግና፡ “እቲ ሕጻን ብህይወቱ ኸሎ ተዛሪብናዮ ዘይሰምዓናስ፡ ከመይ ኢልና ደኣ እቲ ሕጻን ከም ዝሞተ ኽንነግሮ፧ ክፉእ ነገር ኪገብር እዩ” ኢሎም እቲ ሕጻን ከም ዝሞተ ምንጋሩ ፈርሁ።

19 ዳዊት ድማ፡ ገላዉኡ ንሓድሕዶም ሕሽዅሹዅ ኪባሃሃሉ ምስ ረኣየ፡ እቲ ሕጻን ከም ዝሞተ ኣስተውዓለ። ዳዊት ከኣ ነቶም ገላዉኡ፡ “እቲ ሕጻንዶ ሞይቱ እዩ፧” በሎም። ንሳቶም ድማ፡ “ሞይቱ” ኢሎም መለሱሉ። 20 ሽዑ፡ ዳዊት ካብ ምድሪ ተንስአ። ተሓጽበ፡ ዘይቲ ተለኽየ፡+ ክዳውንቱ ለወጠ፡ ናብ ቤት የሆዋ ኸይዱ+ ኸኣ ሰገደ። ድሕሪኡ፡ ናብ ቤቱ* መጺኡ፡ እንጌራ ኪቐርበሉ ሓቲቱ በልዐ። 21 ገላዉኡ ድማ፡ “ስለምንታይ ኢኻ ኸምዚ ዝገበርካ፧ እቲ ሕጻን ብህይወቱ ኸሎ፡ ጾይምካን በኺኻን፣ እቲ ሕጻን ምስ ሞተ ግና፡ ተንሲእካ እንጌራ በሊዕካ” ኢሎም ሓተትዎ። 22 ንሱ ኸኣ፡ “እቲ ሕጻን ብህይወቱ ኸሎ፡ ‘የሆዋ ሞገስ እንተ ኣርኣየኒ እሞ፡ ነቲ ሕጻን ብህይወት እንተ ሓደጎ፡ መን ይፈልጥ፧’+ ኢለ ጾይመን+ በኽየን። 23 ሕጂ ኻብ ሞተ ግና፡ ስለምንታይ እጸውም፧ ክመልሶዶ እኽእል እየ፧+ ኣነ ደኣ ናብኡ እኸይድ እምበር፡+ ንሱስ ናባይ ኣይኪምለስን እዩ”+ ኢሉ መለሰ።

24 ዳዊት ድማ ንሰበይቱ ባትሴባ ኣጸናንዓ።+ ናብኣ ኣትዩ ኸኣ ምስኣ ደቀሰ። ንሳ ድማ ወዲ ወለደት፡ ሰሎሞን* ተባሂሉ እውን ተሰምየ።+ የሆዋ ኸኣ ፈተዎ፣+ 25 ብነብዪ ናታን ልኢኹ ድማ፡+ ምእንቲ የሆዋ ኢሉ ስሙ የዲድያ* ኣውጽኣሉ።

26 ዮኣብ ከኣ ንራባ+ ናይ ዓሞናውያን+ ተዋግኣ፣ ነታ ኸተማ ንጉስ* ድማ ሓዛ።+ 27 ዮኣብ ከኣ ናብ ዳዊት ልኡኻት ልኢኹ፡ “ንራባ ተዋጊአያ፡+ ንማያት* እታ ኸተማ እውን ሒዘዮ። 28 ሕጂ ድማ፡ ነዛ ኸተማ ኣነ ምእንቲ ኸይሕዛ እሞ፡ ኣነ ኸይውደስሲ፡* ነቲ ዝተረፈ ሰራዊት ኣኪብካ፡ ኣንጻር እዛ ኸተማ ስፈርን ሓዛን” በሎ።

29 ዳዊት ከኣ ንዅሉ ሰራዊት ኣኪቡ፡ ናብ ራባ ኸደ፡ ተዋጊኡ እውን ሓዛ። 30 ዘውዲ ማልካም ድማ ካብ ርእሱ ወሰደ። ሚዛኑ ኸኣ ሓደ ታለንት* ወርቂ ነበረ፣ ክቡራት ኣእማን እውን ነበሮ፣ ኣብ ርእሲ ዳዊት ድማ ተገብረ። ካብታ ኸተማ ኸኣ ኣዝዩ ብዙሕ ምርኮ ወሰደ።+ 31 ነቶም ኣብኣ ዝነበሩ ህዝቢ ድማ ኣውጺኡ፡ ኣእማን ብመጋዝ ከም ዚቘርጹ፡ ብበላሕቲ ናውቲ ሓጺንን ብፋሳት ሓጺንን ከም ዚሰርሑ፡ ሕጡብ እውን ከም ዚሰርሑ ገበሮም። ንዅለን ከተማታት ዓሞናውያን ከኣ ከምኡ ገበረን። ዳዊትን ኵሉ እቲ ሰራዊትን ድማ ናብ የሩሳሌም ተመልሱ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ