ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • የሁ ንዮሳፋጥ ገንሖ (1-3)

      • ዮሳፋጥ ዝገበሮ ተሓድሶ (4-11)

2 ዜና መዋእል 19:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መንግስቱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 18:31, 32

2 ዜና መዋእል 19:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:1
  • +2ዜና 16:7
  • +1ነገ 21:25
  • +መዝ 139:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2021፡ ገጽ 3

2 ዜና መዋእል 19:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ብልብኻ ስለ ዝቘረጽካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 17:3-6
  • +1ነገ 14:1, 13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 244-245

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2015፡ ገጽ 11-12

    1/12/2005፡ ገጽ 21

    1/7/2003፡ ገጽ 17

2 ዜና መዋእል 19:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 17:14, 15
  • +2ዜና 15:8

2 ዜና መዋእል 19:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 16:18

2 ዜና መዋእል 19:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 1:16, 17፣ መዝ 82:1

2 ዜና መዋእል 19:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘይፍትሓውነትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 18:21
  • +ዘፍ 18:25፣ ዘዳ 32:4
  • +ግብ 10:34፣ ሮሜ 2:11፣ 1ጴጥ 1:17
  • +ዘዳ 10:17፣ 16:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2011፡ ገጽ 28

2 ዜና መዋእል 19:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 17:9፣ 21:5፣ 25:1

2 ዜና መዋእል 19:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምሉእ ብምሉእ ውፉይ ብዝዀነ።”

2 ዜና መዋእል 19:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 17:8

2 ዜና መዋእል 19:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምስ ጽቡቕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚል 2:7
  • +2ዜና 15:2

ሓፈሻዊ

2 ዜና 19:12ዜና 18:31, 32
2 ዜና 19:21ነገ 16:1
2 ዜና 19:22ዜና 16:7
2 ዜና 19:21ነገ 21:25
2 ዜና 19:2መዝ 139:21
2 ዜና 19:32ዜና 17:3-6
2 ዜና 19:31ነገ 14:1, 13
2 ዜና 19:4እያ 17:14, 15
2 ዜና 19:42ዜና 15:8
2 ዜና 19:5ዘዳ 16:18
2 ዜና 19:6ዘዳ 1:16, 17፣ መዝ 82:1
2 ዜና 19:7ዘጸ 18:21
2 ዜና 19:7ዘፍ 18:25፣ ዘዳ 32:4
2 ዜና 19:7ግብ 10:34፣ ሮሜ 2:11፣ 1ጴጥ 1:17
2 ዜና 19:7ዘዳ 10:17፣ 16:19
2 ዜና 19:8ዘዳ 17:9፣ 21:5፣ 25:1
2 ዜና 19:10ዘዳ 17:8
2 ዜና 19:11ሚል 2:7
2 ዜና 19:112ዜና 15:2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 19:1-11

2 ዜና መዋእል

19 ዮሳፋጥ ንጉስ ይሁዳ ድማ ብሰላም ናብ ቤቱ* ናብ የሩሳሌም ተመልሰ።+ 2 የሁ+ ወዲ ሓናኒ+ እቲ ረኣዪ ኸኣ ኪረኽቦ ወጸ እሞ፡ ንንጉስ ዮሳፋጥ ከምዚ በሎ፦ “ንእኩይዶ ትሕግዞ፡+ ነቶም ንየሆዋ ዚጸልእዎዶኸ ትፈትዎም ኢኻ፧+ በዚ ምኽንያት እዚ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ልዕሌኻ ኣሎ። 3 ግናኸ፡ ኣዕኑድ ኣምልኾ* ኻብዛ ምድሪ ስለ ዘወገድካ፡ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንምድላይ እውን ልብኻ ስለ ዘዳሎኻ፡*+ ጽቡቕ ነገር ተረኺቡካ ኣሎ።”+

4 ዮሳፋጥ ድማ ኣብ የሩሳሌም ተቐመጠ፣ ከም ብሓድሽ ከኣ ካብ ብኤር-ሸባዕ ክሳብ ኣኽራን ኤፍሬም+ ናብ የሆዋ ኣምላኽ ኣቦታቶም ኪመልሶም ናብ መንጎ ህዝቢ ወጸ።+ 5 ኣብ ብዘላ እታ ምድሪ ድማ፡ ኣብ ኵለን እተዓርዳ ኸተማታት ይሁዳ፡ ኣብ ከከተማ ፈራዶ ሸመ።+ 6 ነቶም ፈራዶ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ንየሆዋ ኢልኩም እምበር፡ ንሰብ ኢልኩም ኣይኰንኩምን እትፈርዱ እሞ፡ ነቲ እትገብርዎ ኣቕልቡሉ፣ ፍርዲ ኽትፈርዱ ኸለኹም፡ ንሱ ምሳኻትኩም እዩ።+ 7 እምበኣር፡ ፍርሃት የሆዋ ኣባኻትኩም ይኹን።+ ኣብ የሆዋ ኣምላኽናስ ዓመጻን*+ ኣድልዎን+ ምውሳድ ጉቦን የልቦን+ እሞ፡ ብእትገብርዎ ተጠንቀቑ።”

8 ኣብ የሩሳሌም እውን፡ ንየሆዋ ፈራዶ ዀይኖም ኬገልግሉን ኣብ ነበርቲ የሩሳሌም ንዚልዓል ጕዳይ ኬደቅሱን፡ ዮሳፋጥ ገለ ኻብ ሌዋውያንን ካህናትን ካብ ርእስታት ማይ ቤታት እስራኤልን ሸመ።+ 9 ከምዚ ኢሉ ድማ ኣዘዞም፦ “ብፍርሃት የሆዋን ብተኣማንነትን ብምሉእ* ልብን እትገብርዎ እዚ እዩ፦ 10 ኣብ ከተማታቶም ዚነብሩ ኣሕዋትኩም ብዛዕባ ምፍሳስ ደም ዚምልከት ጕዳይ፡+ ወይ ብዛዕባ ሕግን ትእዛዝን ስርዓታትን ፍርድታትን ሕቶ ምስ ዜምጽኡልኩም፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ በደልቲ ኸይኰኑ እሞ፡ ቍጥዓኡ ኣብ ልዕሌኹምን ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትኩምን ከይመጽእ ኣጠንቅቕዎም። በደልቲ ምእንቲ ኸይትዀኑ፡ ከምኡ ግበሩ። 11 እቲ ኣብ ናይ የሆዋ ዘበለ ነገር ኣብ ልዕሌኹም ዝዀነ ኣማርያ እቲ ሊቀ ኻህናት እንሆ።+ ዘባድያ ወዲ እስማኤል ከኣ ኣብቲ ናይ ንጉስ ዘበለ ነገር መራሒ ቤት ይሁዳ እዩ። እቶም ሌዋውያን ድማ ኣሕሉቕኩም ኰይኖም ኬገልግሉ እዮም። በርትዑን ግበሩን፡ የሆዋ ኸኣ ምስቶም ጽቡቕ ዚገብሩ* ይኹን።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ