ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 64
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ጸሎት ንስሓ ይቕጽል (1-12)

        • የሆዋ፡ “ዝገበርካና ሰራሕ ካይላ” (8)

ኢሳይያስ 64:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:10
  • +ኣን 3:6

ኢሳይያስ 64:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብትዕግስቲ ዚጽበይዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 130:6-8፣ ኢሳ 25:9፣ ሚክ 7:7፣ 1ቈረ 2:9

ኢሳይያስ 64:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ጸፎ 2:3፣ ግብ 10:34, 35
  • +ኢሳ 1:21፣ 63:10

ኢሳይያስ 64:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 12:2፣ 15:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2007፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 64:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብኢድ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ተምክኸና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 31:17፣ ኢሳ 57:17

ኢሳይያስ 64:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰራሒና፣ ደኳኒና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 63:16
  • +ኢሳ 29:16፣ 45:9፣ ኤር 18:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 125

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    6/2016፡ ገጽ 6-10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2013፡ ገጽ 20-21

    15/6/2013፡ ገጽ 24-25

ኢሳይያስ 64:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 74:1፣ 79:5

ኢሳይያስ 64:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 79:1፣ ድጕ 1:4፣ 5:18፣ ሚክ 3:12

ኢሳይያስ 64:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽባቐን።”

  • *

    ወይ፡ “ቤተ መቕደስና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:17, 19፣ ኤር 52:12, 13

ኢሳይያስ 64:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 74:10, 11፣ ዘካ 1:12

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 64:3ዘጸ 34:10
ኢሳ. 64:3ኣን 3:6
ኢሳ. 64:4መዝ 130:6-8፣ ኢሳ 25:9፣ ሚክ 7:7፣ 1ቈረ 2:9
ኢሳ. 64:5ጸፎ 2:3፣ ግብ 10:34, 35
ኢሳ. 64:5ኢሳ 1:21፣ 63:10
ኢሳ. 64:6ዘሌ 12:2፣ 15:20
ኢሳ. 64:7ዘዳ 31:17፣ ኢሳ 57:17
ኢሳ. 64:8ኢሳ 63:16
ኢሳ. 64:8ኢሳ 29:16፣ 45:9፣ ኤር 18:6
ኢሳ. 64:9መዝ 74:1፣ 79:5
ኢሳ. 64:10መዝ 79:1፣ ድጕ 1:4፣ 5:18፣ ሚክ 3:12
ኢሳ. 64:112ዜና 36:17, 19፣ ኤር 52:12, 13
ኢሳ. 64:12መዝ 74:10, 11፣ ዘካ 1:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 64:1-12

ኢሳይያስ

64 ኣኽራን ኣብ ቅድሜኻ ኼንቀጥቅጡስ፡

ሰማያት ጨንዲሕካ እባ እንተ ትወርድ!

 2 ሓዊ ንቐሸም ከም ዜንድዶ፡

ሓዊ ድማ ንማይ ከም ዜፍልሖ፡

ሽዑ፡ ስምካ ኣብ ጸላእትኻ ምተፈልጠ፡

ኣህዛብ ከኣ ኣብ ቅድሜኻ ራዕራዕ ምበሉ!

 3 ዘይተጸበናዮ ዜፍርህ ነገር ምስ ገበርካ፡+

ወረድካ፡ ኣኽራን ድማ ኣብ ቅድሜኻ ኣንቀጥቀጡ።+

 4 ምእንቲ እቶም ዚጽበይዎ* ዚገብር ኣምላኽሲ+

ብዘይካኻ ኻብ ጥንቲ ኣይተሰምዐን፡ ጽን ኣይተባህለን፡

ዓይኒ እውን ኣይረኣየትን።

 5 ነቶም ተሓጒሶም ቅኑዕ ዚገብሩ፡+

ነቶም ዚዝክሩኻን መገድታትካ ዚስዕቡን ተቐበልካዮም።

እንሆ፡ ክንሓጥእ ከለና፡ ተቘጣዕካ፣+

ንነዊሕ ግዜ ኸምኡ ገበርና።

ሕጅስ ክንድሕንዶ ይግብኣና እዩ፧

 6 ኵላትና ኸም ርኹስ ኴንና ኣለና፣

ኵሉ ተግባራት ጽድቅና ኸኣ ከም ክዳን ጻግነ እዩ።+

ኵላትና ኸም ቈጽሊ ኽንጽምሉ ኢና፣

ስሕተትና ድማ ከም ንፋስ ኪወስደና እዩ።

 7 ገጽካ ኻባና ሓቢእካ ኣለኻ፡+

ብሰሪ* ስሕተትና ኸኣ ተማህምነና* ኣለኻ እሞ፡

ስምካ ዚጽውዕ የልቦን፣

ንዓኻ ኺሕዝ ኢሉ ዚለዓዓል እውን የልቦን።

 8 ሕጂ ግና፡ ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ኣቦና ኢኻ።+

ንሕና ኻይላ ኢና፣ ንስኻ ዝገበርካና ሰራሕ ካይላ* ኢኻ፣+

ኵላትና ግብሪ ኢድካ ኢና።

 9 ኦ የሆዋ፡ እምብዛ ኣይትቈጣዕ፣+

ስሕተትና ንዘለኣለም ኣይትዘክር።

ኵላትና ህዝብኻ ኢና እሞ፡ በጃኻ ተመልከተና።

10 እተን ቅዱሳት ከተማታትካ በረኻ ዀይነን ኣለዋ።

ጽዮን በረኻ ዀይና ኣላ።

የሩሳሌም ባዲማ ኣላ።+

11 እታ ኣቦታትና ንዓኻ ዝወደሱላ

ናይ ቅድስናን ክብርን* ቤትና*

ብሓዊ ነዲዳ ኣላ፣+

ኵሉ እቲ ኣኽቢርና እንርእዮ እውን ዓንዩ ኣሎ።

12 ኣብዚ ዅሉስ፡ ኦ የሆዋ፡ ንርእስኻዶ ኽትገትእ ኢኻ፧

ስቕዶ ኽትብል ኢኻ፧ እምብዛ ኽንውጻዕዶኸ ኽትሓድገና ኢኻ፧+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ