ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ሰማያዊት መንበሪት ምልባስ (1-10)

      • ኣገልግሎት ዕርቂ (11-21)

        • ሓድሽ ፍጥረት (17)

        • ኣምባሳደራት ክርስቶስ (20)

2 ቈረንቶስ 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 1:13, 14
  • +1ቈረ 15:50፣ ፊል 3:20, 21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነታ ኻብ ሰማይ ዝዀነት መንበሪትና።”

  • *

    ወይ፡ “መንበሪት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 6:5፣ 8:23፣ 1ቈረ 15:48, 49

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:3, 4
  • +1ቈረ 15:43, 44፣ ፊል 1:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2020፡ ገጽ 23

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 20

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:23፣ ኤፌ 1:13, 14
  • +ኤፌ 2:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 18-19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 14:3

2 ቈረንቶስ 5:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2005፡ ገጽ 16-20

    15/1/1998፡ ገጽ 8-13

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    9/1996፡ ገጽ 1

2 ቈረንቶስ 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 1:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክንግሃድ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 22:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ግሁዳት።”

  • *

    ወይ፡ “ግሁዳት።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 10:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 16

2 ቈረንቶስ 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:1, 16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 16

2 ቈረንቶስ 5:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 53:10፣ ማቴ 20:28፣ 1ጢሞ 2:5, 6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 13-14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2010፡ ገጽ 9

    15/5/2010፡ ገጽ 27

    15/3/2005፡ ገጽ 14

    15/12/1998፡ ገጽ 16

    1/6/1995፡ ገጽ 18-19

    1/6/1994፡ ገጽ 15-16

2 ቈረንቶስ 5:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:7, 8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 28

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 13-14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2010፡ ገጽ 9

    15/5/2010፡ ገጽ 27

    15/3/2005፡ ገጽ 14

    15/12/1998፡ ገጽ 16-17

2 ቈረንቶስ 5:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 12:50
  • +ዮሃ 20:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 28

    15/12/1998፡ ገጽ 16-17

2 ቈረንቶስ 5:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 6:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 17

2 ቈረንቶስ 5:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 5:10፣ ኤፌ 2:15, 16፣ ቈሎ 1:19, 20
  • +ግብ 20:24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2014፡ ገጽ 18

    15/12/2010፡ ገጽ 12-14

    15/12/1998፡ ገጽ 17-18

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 209-210

2 ቈረንቶስ 5:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 4:25፣ 5:18
  • +ሮሜ 5:6፣ 1ዮሃ 2:1, 2
  • +ማቴ 28:19, 20፣ ግብ 13:38, 39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2010፡ ገጽ 12-13

    15/12/1998፡ ገጽ 17-18

2 ቈረንቶስ 5:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 3:20
  • +ኤፌ 6:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 61-62

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 51-53

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2010፡ ገጽ 12-14

    1/11/2002፡ ገጽ 16-17

    15/12/1998፡ ገጽ 17-18

2 ቈረንቶስ 5:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መስዋእቲ ሓጢኣት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 1:16, 17
  • +እብ 4:15፣ 7:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2000፡ ገጽ 18-19

    15/12/1998፡ ገጽ 18

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 5:12ጴጥ 1:13, 14
2 ቈረ. 5:11ቈረ 15:50፣ ፊል 3:20, 21
2 ቈረ. 5:2ሮሜ 6:5፣ 8:23፣ 1ቈረ 15:48, 49
2 ቈረ. 5:41ጴጥ 1:3, 4
2 ቈረ. 5:41ቈረ 15:43, 44፣ ፊል 1:21
2 ቈረ. 5:5ሮሜ 8:23፣ ኤፌ 1:13, 14
2 ቈረ. 5:5ኤፌ 2:10
2 ቈረ. 5:6ዮሃ 14:3
2 ቈረ. 5:8ፊል 1:23
2 ቈረ. 5:10ራእ 22:12
2 ቈረ. 5:122ቈረ 10:10
2 ቈረ. 5:132ቈረ 11:1, 16
2 ቈረ. 5:14ኢሳ 53:10፣ ማቴ 20:28፣ 1ጢሞ 2:5, 6
2 ቈረ. 5:15ሮሜ 14:7, 8
2 ቈረ. 5:16ማቴ 12:50
2 ቈረ. 5:16ዮሃ 20:17
2 ቈረ. 5:17ገላ 6:15
2 ቈረ. 5:18ሮሜ 5:10፣ ኤፌ 2:15, 16፣ ቈሎ 1:19, 20
2 ቈረ. 5:18ግብ 20:24
2 ቈረ. 5:19ሮሜ 4:25፣ 5:18
2 ቈረ. 5:19ሮሜ 5:6፣ 1ዮሃ 2:1, 2
2 ቈረ. 5:19ማቴ 28:19, 20፣ ግብ 13:38, 39
2 ቈረ. 5:20ፊል 3:20
2 ቈረ. 5:20ኤፌ 6:19, 20
2 ቈረ. 5:21ሮሜ 1:16, 17
2 ቈረ. 5:21እብ 4:15፣ 7:26
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 5:1-21

2 ቈረንቶስ

5 እዛ ምድራዊት ናይ ድንኳን ቤትና እንተ ፈሪሳስ፡+ ካብ ኣምላኽ ህንጻ፡ ማለት ብኢድ ዘይተገብረት ናይ ዘለኣለም ቤት+ ኣብ ሰማያት ከም እትህልወና፡ ንፈልጥ ኢና። 2 ከመይሲ፡ ነታ ኻብ ሰማይ ንዓና ዝዀነት* ክንለብስ እናናፈቕና፡ ኣብዛ ቤት* እዚኣ ነስቈርቍር ኣለና፣+ 3 ምስ ለበስናያስ፡ ዕሩቓት ኴንና ኣይክንርከብን ኢና። 4 ንሕና ኣብዛ ድንኳን እዚኣ ዘለናስ፡ እቲ መዋቲ ብህይወት ምእንቲ ኺውሓጥ፡+ ነታ ሓንቲ ኽንለብስ ኢና እንደሊ እምበር፡+ ነዚኣ ኽንቅንጥጣ ስለ ዘይንደሊ፡ ከቢዱና ነስቈርቍር ኣለና። 5 እቲ ነዚ ዘዳለወና፡ ከም ዕርቡን ገይሩ ኸኣ መንፈስ ዝሃበና፡+ ኣምላኽ እዩ።+

6 እምበኣር፡ ኵሉ ሳዕ ትብዓት ኣሎና፣ ኣብዚ ሰብነት እዚ ኽሳዕ ዝሰፈርና ድማ፡ ካብ ጐይታ ርሑቓት ከም ዝዀንና፡ ንፈልጥ ኢና፣+ 7 ከመይሲ፡ ብምርኣይ ዘይኰነስ፡ ብእምነት ኢና እንመላለስ ዘለና። 8 ግናኸ፡ ትብዓት ኣሎና፣ ካብዚ ሰብነት እዚ ርሒቕና ምስ ጐይታ ኽንነብር እውን ምፈተና።+ 9 ስለዚ፡ ምስኡ ሰፊርና ንሃሉ ወይ ካብኡ ንርሓቕ፡ ብእኡ ተቐባልነት ኪህልወና ንጽዕት ኣለና። 10 ነፍሲ ወከፍ ከምቲ በዚ ሰብነት እዚ ኸሎ ዝገበሮ፡ ጽቡቕ ወይስ ክፉእ፡ ምእንቲ ኪቕበልሲ፡ ኵላትና ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ክርስቶስ ክንቀርብ* ኣሎና።+

11 እምበኣር፡ ፍርሃት ጐይታ ስለ እንፈልጥ፡ ንሰባት ነእምን ኣለና፡ ንኣምላኽ ግና ፍሉጣት* ኢና። ንሕልናኹም እውን ፍሉጣት* ክንከውን ተስፋ እገብር። 12 ነቶም በቲ ኣብ ልቢ ዘሎ ዘይኰነስ፡ ብደጋዊ ትርኢት ዚምክሑ ምላሽ ምእንቲ ኽትህቡ፡+ ብኣና ኽትምክሑ ምኽንያት ንህበኩም ኣለና እምበር፡ ከም ብሓድሽ ርእስና ኣይኰንናን ንንእድ ዘለና። 13 እንተ ተጸሊልናስ፡+ ንኣምላኽ ኢና፣ ምስ ቀልብና እንተ ዄንና ኸኣ፡ ንዓኻትኩም ኢና። 14 እታ ክርስቶስ ዘላቶ ፍቕሪ ደሪኻትና እያ፣ ምኽንያቱ፡ ሓደ ሰብ ምእንቲ ዅሉ ኸም ዝሞተ ደምዲምና ኢና፣+ ስለዚ፡ ኵሎም ሞይቶም እዮም። 15 እቶም ብህይወት ዘለዉ ነቲ ምእንታኦም ዝሞተን ዝተንስአን እምበር፡ ደጊም ንርእሶም ከይነብሩ፡ ንሱ ምእንቲ ዅሎም ሞይቱ እዩ።+

16 ስለዚ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር ብስጋዊ ኣረኣእያ ንሓደ እኳ ኣይንፈልጥን ኢና።+ ንክርስቶስ ብስጋ እኳ እንተ ፈለጥናዮ፡ ሕጅስ ብርግጽ ከምኡ ጌርና ኣይንፈልጦን ኢና።+ 17 ስለዚ፡ ሓደ እኳ ምስ ክርስቶስ ሓድነት እንተ ኣልይዎ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፣+ እቲ ብሉይ ሓሊፉ፡ እንሆ፡ ሓድሽ ኰይኑ ኣሎ። 18 ኵሉ ግና ካብቲ ብክርስቶስ ኣቢሉ እተዓረቐናን+ ኣገልግሎት ዕርቂ ዝሃበናን+ ኣምላኽ እዩ፣ 19 ማለት፡ ኣምላኽ ኣበሳኦም ከይቈጸረ፡+ ብክርስቶስ ኣቢሉ ንዓለም ምስ ርእሱ ይዓርቃ ኣሎ፣+ ነቲ ቓል ዕርቂ ድማ ንዓና ብሕድሪ ሂቡና ኣሎ።+

20 እምበኣር፡ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ+ ኣምባሳደራት ኢና፣+ ስለዚ፡ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምሕጸን ከም ዘሎ እዩ። ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና፡ “ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ” ኢልና ንልምን ኣለና። 21 ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡+ እቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ፡+ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት* ከም ዚኸውን ተገይሩ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ