ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዮሃንስ 5
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዮሃንስ—ትሕዝቶ

      • ብየሱስ ዚኣምን ንዓለም ይስዕራ (1-12)

        • ፍቕሪ ኣምላኽ እንታይ ማለት ምዃኑ (3)

      • ብሓይሊ ጸሎት ምትእምማን (13-17)

      • ካብታ እክይቲ ዓለም ተሓለዉ (18-21)

        • ብዘላ ዓለም ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር እቲ እኩይ እያ (19)

1 ዮሃንስ 5:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:3፣ 1ጴጥ 1:3, 23፣ 1ዮሃ 3:9

1 ዮሃንስ 5:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:12, 13፣ ሮሜ 8:14

1 ዮሃንስ 5:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 14:23
  • +ዘዳ 30:11፣ ሚክ 6:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 174

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 310-311

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 8

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 5-12

    መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፡ ገጽ 186-187

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 5-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2009፡ ገጽ 25-26

    15/8/2009፡ ገጽ 19

    15/8/2005፡ ገጽ 27

    15/6/2002፡ ገጽ 22

    15/1/1997፡ ገጽ 19-22፡ 23-24

    15/12/1995፡ ገጽ 11

1 ዮሃንስ 5:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 16:33፣ 1ዮሃ 5:18
  • +ኤፌ 6:16፣ 2ጢሞ 4:7፣ ራእ 12:10, 11

1 ዮሃንስ 5:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:4
  • +ዮሃ 20:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 75-76

1 ዮሃንስ 5:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:28፣ ኤፌ 1:7፣ 1ጴጥ 1:19
  • +ማቴ 3:13
  • +ማቴ 3:16፣ ዮሃ 1:32, 33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 28

1 ዮሃንስ 5:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 129

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 4 2016፡ ገጽ 6-7

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 6 2016፡ ገጽ 11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2014፡ ገጽ 15

    15/12/2008፡ ገጽ 28

    1/10/1997፡ ገጽ 13

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 22-23

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 53

1 ዮሃንስ 5:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 3:22፣ 4:18
  • +ሉቃ 3:21
  • +እብ 9:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 28

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 22-23

1 ዮሃንስ 5:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:33

1 ዮሃንስ 5:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:3
  • +ዮሃ 5:26

1 ዮሃንስ 5:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 3:36

1 ዮሃንስ 5:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 20:31
  • +1ዮሃ 1:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1998፡ ገጽ 30

1 ዮሃንስ 5:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ንዕኡ ንምዝራብ ዘሎና ትብዓት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 4:16፣ 1ዮሃ 3:21
  • +ምሳ 15:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 191

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 10

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2009፡ ገጽ 30

    15/8/2004፡ ገጽ 18

    ፍልጠት፡ ገጽ 154-155

1 ዮሃንስ 5:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 11:13፣ ዮሃ 14:13

1 ዮሃንስ 5:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 5:15፣ 1ዮሃ 1:9
  • +ማቴ 12:31፣ ማር 3:29፣ ሉቃ 12:10፣ እብ 6:4-6፣ 10:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 114

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2001፡ ገጽ 30-31

1 ዮሃንስ 5:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 3:4

1 ዮሃንስ 5:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ የሱስ ክርስቶስ፡ ወዲ ኣምላኽ።

  • *

    ወይ፡ “ኪቈጻጸሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 17:15

1 ዮሃንስ 5:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 13:19፣ ሉቃ 4:6፣ ዮሃ 12:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 26

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 10-11

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2014፡ ገጽ 16

    1/5/2013፡ ገጽ 4

    1/7/2010፡ ገጽ 22

    1/11/2002፡ ገጽ 15

1 ዮሃንስ 5:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣእምሮ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 3:16
  • +ዮሃ 17:20, 21
  • +ዮሃ 17:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2012፡ ገጽ 6

    15/10/2004፡ ገጽ 30-31

1 ዮሃንስ 5:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 10:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 45

ሓፈሻዊ

1 ዮሃ. 5:1ዮሃ 3:3፣ 1ጴጥ 1:3, 23፣ 1ዮሃ 3:9
1 ዮሃ. 5:2ዮሃ 1:12, 13፣ ሮሜ 8:14
1 ዮሃ. 5:3ዮሃ 14:23
1 ዮሃ. 5:3ዘዳ 30:11፣ ሚክ 6:8
1 ዮሃ. 5:4ዮሃ 16:33፣ 1ዮሃ 5:18
1 ዮሃ. 5:4ኤፌ 6:16፣ 2ጢሞ 4:7፣ ራእ 12:10, 11
1 ዮሃ. 5:51ዮሃ 4:4
1 ዮሃ. 5:5ዮሃ 20:31
1 ዮሃ. 5:6ግብ 20:28፣ ኤፌ 1:7፣ 1ጴጥ 1:19
1 ዮሃ. 5:6ማቴ 3:13
1 ዮሃ. 5:6ማቴ 3:16፣ ዮሃ 1:32, 33
1 ዮሃ. 5:8ሉቃ 3:22፣ 4:18
1 ዮሃ. 5:8ሉቃ 3:21
1 ዮሃ. 5:8እብ 9:14
1 ዮሃ. 5:10ዮሃ 3:33
1 ዮሃ. 5:11ዮሃ 17:3
1 ዮሃ. 5:11ዮሃ 5:26
1 ዮሃ. 5:12ዮሃ 3:36
1 ዮሃ. 5:13ዮሃ 20:31
1 ዮሃ. 5:131ዮሃ 1:2
1 ዮሃ. 5:14እብ 4:16፣ 1ዮሃ 3:21
1 ዮሃ. 5:14ምሳ 15:29
1 ዮሃ. 5:15ሉቃ 11:13፣ ዮሃ 14:13
1 ዮሃ. 5:16ያእ 5:15፣ 1ዮሃ 1:9
1 ዮሃ. 5:16ማቴ 12:31፣ ማር 3:29፣ ሉቃ 12:10፣ እብ 6:4-6፣ 10:26
1 ዮሃ. 5:171ዮሃ 3:4
1 ዮሃ. 5:18ዮሃ 17:15
1 ዮሃ. 5:19ማቴ 13:19፣ ሉቃ 4:6፣ ዮሃ 12:31
1 ዮሃ. 5:201ጢሞ 3:16
1 ዮሃ. 5:20ዮሃ 17:20, 21
1 ዮሃ. 5:20ዮሃ 17:3
1 ዮሃ. 5:211ቈረ 10:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዮሃንስ 5:1-21

1 ዮሃንስ

5 እቲ የሱስ ብሓቂ ክርስቶስ ምዃኑ ዚኣምን ዘበለ ዅሉ፡ ካብ ኣምላኽ እተወልደ እዩ፣+ እቲ ንወላዲ ዜፍቅሮ ዘበለ ዅሉ ኸኣ፡ ነቲ ኻብኡ እተወልደ እውን የፍቅሮ እዩ። 2 ንኣምላኽ ምስ እነፍቅሮን ትእዛዛቱ ምስ እንሕሉን፡ ንውሉዳት ኣምላኽ+ ከም እነፍቅሮም፡ በዚ ኢና እንፈልጥ። 3 ፍቕሪ ኣምላኽ ከኣ ትእዛዛቱ ኽንሕሉ እዩ፣+ ትእዛዛቱ እውን ከቢድ ኣይኰነን፣+ 4 ከመይሲ፡ ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ ዅሉ ንዓለም ይስዕራ እዩ።+ እታ ንዓለም ዝሰዓርናላ ስዕረት ከኣ፡ እምነትና እያ።+

5 ንዓለም ዚስዕራ መን እዩ፧+ እቲ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ዚኣምን ደይኰነን፧+ 6 እቲ ብማይን ብደምን ዝመጸ እዚ እዩ፡ ማለት የሱስ ክርስቶስ፣ ብማይን ብደምን እምበር፡+ ብማይ ጥራይ ኣይኰነን ዝመጸ።+ እቲ መንፈስ ከኣ ሓቂ እዩ እሞ፡ እቲ መንፈስ እውን ይምስክር ኣሎ።+ 7 ስለዚ፡ እቶም ዚምስክሩ ሰለስተ እዮም፦ 8 መንፈስን+ ማይን+ ደምን፣+ ሰለስቲኦም ዚምስክርዎ ኸኣ ሓደ እዩ።

9 እቲ ብዛዕባ ወዱ ዝመስከሮ ምስክር፡ እዚ እቲ ምስክር ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ምስክር ሰብ እንቕበል ካብ ኰንናስ፡ ምስክር ኣምላኽ ካብኡ ይዓቢ እዩ። 10 እቲ ብወዲ ኣምላኽ ዚኣምን፡ እቲ ምስክር ኣብ ውሽጡ ኣለዎ። እቲ ብኣምላኽ ዘይኣምን፡ ንዕኡ ሓሳዊ ገይርዎ ኣሎ፣+ ከመይሲ፡ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ወዱ ዝመስከሮ ምስክር ኣይኣመኖን። 11 ኣምላኽ ናይ ዘለኣለም ህይወት ከም ዝሃበና፡+ እቲ ምስክር እዚ እዩ፣ እዛ ህይወት እዚኣ ድማ ኣብ ወዱ ኣላ።+ 12 እቲ ወዲ ዘለዎ፡ እዛ ህይወት እዚኣ ኣላቶ፣ እቲ ወዲ ኣምላኽ ዘይብሉ፡ እዛ ህይወት እዚኣ የብሉን።+

13 ንዓኻትኩም ነቶም ብስም ወዲ ኣምላኽ እትኣምኑ፡+ ናይ ዘለኣለም ህይወት ከም ዘላትኩም ምእንቲ ኽትፈልጡ ኢለ፡ እዚ ጽሒፈልኩም ኣለኹ።+ 14 እቲ ኣብኡ ዘሎና እምንቶ* እዚ እዩ፦+ ከም ፍቓዱ ጌርና እንልምኖ ዘበለ ይሰምዓና እዩ።+ 15 እንልምኖ ዘበለ ኸም ዚሰምዓና ኻብ እንፈልጥ ድማ፡ ካብኡ ስለ ዝለመንና፡ ዝለመንናዮ ዘበለ ኸም እንረክብ ንፈልጥ ኢና።+

16 ሓደ ንሓዉ፡ ናብ ሞት ዘየብጽሕ ሓጢኣት ኪገብር እንተ ርእይዎ፡ ይለምነሉ፡ ኣምላኽ እውን ህይወት ኪህቦ እዩ።+ እዚ ነቶም ናብ ሞት ዘየብጽሕ ሓጢኣት ዝገበሩ እዩ። ናብ ሞት ዜብጽሕ ሓጢኣት ኣሎ።+ ብዛዕባ እዚ ሓጢኣት እዚ ኣይኰንኩን “ይለምነሉ” ዝብል ዘለኹ። 17 ዓመጻ ዘበለ ዅሉ ሓጢኣት እዩ፣+ ግናኸ፡ ናብ ሞት ዘየብጽሕ ሓጢኣት ኣሎ።

18 ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ ዅሉ፡ ብሓጢኣት ከም ዘይመላለስ ንፈልጥ ኢና፣ ግናኸ፡ እቲ ኻብ ኣምላኽ እተወልደ* ይሕልዎ እዩ፡ እቲ እኩይ እውን ኪትንክዮ* ኣይክእልን እዩ።+ 19 ካብ ኣምላኽ ምዃንና፡ ብዘላ ዓለም እውን ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር እቲ እኩይ ምህላዋ ንፈልጥ ኢና።+ 20 ግናኸ፡ ወዲ ኣምላኽ ከም ዝመጸ፡+ ነቲ ናይ ሓቂ ኽንፈልጦ ኢሉ ኸኣ ልቦና* ከም ዝሃበና ንፈልጥ ኢና። ብወዱ የሱስ ክርስቶስ ኣቢልና ድማ፡ ምስቲ ናይ ሓቂ፡ ሓድነት ኣሎና።+ እዚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽን ናይ ዘለኣለም ህይወትን እዩ።+ 21 ደቀየ፡ ካብ ጣኦታት ተሓለዉ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ