ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 143
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ከም ምድሪ ኣጻምእ ንኣምላኽ ምጽማእ

        • ‘ብዛዕባ ግብሪ ኣእዳውካ ኣጸቢቐ እሓስብ እየ’ (5)

        • “ፍቓድካ ኽገብር ምሃረኒ” (10)

        • ‘ጽቡቕ መንፈስካ ይምርሓኒ’ (10)

መዝሙር 143:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 65:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 11

መዝሙር 143:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 9:2፣ መዝ 130:3፣ መክ 7:20፣ ሮሜ 3:20፣ ገላ 2:16፣ 1ዮሃ 1:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 11

መዝሙር 143:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ይሰጕጓ ኣሎ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 11

መዝሙር 143:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓይለይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 142:3
  • +መዝ 102:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 11

መዝሙር 143:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “አጽንዕ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 77:5, 6, 11, 12፣ 111:2, 3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 11-12

መዝሙር 143:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ከምታ ንዓኻ ዝጸምአት ምድሪ ኣጻምእ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 63:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 12-13

መዝሙር 143:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መንፈሰይ።”

  • *

    ወይ፡ “መቓብር።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 142:3
  • +መዝ 40:13፣ 70:5
  • +መዝ 27:9
  • +መዝ 28:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 12-13

መዝሙር 143:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እውከል።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ናባኻ አልዕል እየ እሞ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 5:8፣ ምሳ 3:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2010፡ ገጽ 21

    15/12/1996፡ ገጽ 13

መዝሙር 143:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 59:1፣ 61:3, 4፣ 91:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 13

መዝሙር 143:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብምድሪ ቕንዕና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1996፡ ገጽ 14-19

መዝሙር 143:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ኣናግፋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:1

መዝሙር 143:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስቕ ኣብሎም።”

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ዜጨንቕዋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:20
  • +1ሳሙ 25:29፣ 26:9, 10
  • +1ሳሙ 24:12

ሓፈሻዊ

መዝ. 143:1መዝ 65:2
መዝ. 143:2እዮ 9:2፣ መዝ 130:3፣ መክ 7:20፣ ሮሜ 3:20፣ ገላ 2:16፣ 1ዮሃ 1:10
መዝ. 143:4መዝ 142:3
መዝ. 143:4መዝ 102:4
መዝ. 143:5መዝ 77:5, 6, 11, 12፣ 111:2, 3
መዝ. 143:6መዝ 63:1
መዝ. 143:7መዝ 142:3
መዝ. 143:7መዝ 40:13፣ 70:5
መዝ. 143:7መዝ 27:9
መዝ. 143:7መዝ 28:1
መዝ. 143:8መዝ 5:8፣ ምሳ 3:6
መዝ. 143:9መዝ 59:1፣ 61:3, 4፣ 91:1
መዝ. 143:10መዝ 25:4
መዝ. 143:11መዝ 31:1
መዝ. 143:12መዝ 89:20
መዝ. 143:121ሳሙ 25:29፣ 26:9, 10
መዝ. 143:121ሳሙ 24:12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 143:1-12

መዝሙር

ናይ ዳዊት መዝሙር።

143 ኦ የሆዋ፡ ጸሎተይ ስማዕ፣+

ናብ ልማኖይ ጽን በል።

ብተኣማንነትካን ብጽድቅኻን መልሰለይ።

 2 ኣብ ቅድሜኻስ ሓደ እኳ ጻድቕ ዝዀነ ህያው የልቦን እሞ፡+

ምስ ጊልያኻ ናብ ፍርዲ ኣይትእቶ።

 3 ጸላእስ ይሰጕጐኒ ኣሎ፣*

ንህይወተይ ናብ ምድሪ ደርብዩ ሓምሺሽዋ ኣሎ።

ከምቶም ቀደም ዝሞቱ ኣብ ጸልማት የንብረኒ ኣሎ።

 4 መንፈሰይ* ጠሊሙ፣+

ልበይ ኣብ ውሽጠይ ደንዚዙ።+

 5 ናይ ቀደም መዓልትታት እዝክር፡

ንዅሉ ተግባርካ አስተንትነሉ፡+

ብዛዕባ ግብሪ ኣእዳውካ ድማ ብህንጥዮት ኣጸቢቐ እሓስብ* እየ።

 6 ኣእዳወይ ናባኻ እዝርግሕ ኣለኹ፣

ኣነስ ከምታ ንዓኻ ዝጸምአት ምድሪ ኣጻምእ እየ።*+ (ሴላ)

 7 ኦ የሆዋ፡ ብርታዐይ* ተወዲኡ እዩ እሞ፡+

ቀልጢፍካ መልሰለይ።+

ገጽካ ኣይትኸውለለይ፣+

እንተ ዘይኰነስ፡ ከምቶም ናብ ጕድጓድ* ዚወርዱ ክኸውን እየ።+

 8 ብኣኻ እእመን* እየ እሞ፡

ንግሆ ነቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ኣስምዓኒ።

ናባኻ እየ ዘብል እሞ፡*

ዝኸደላ መገዲ ኣፍልጠኒ።+

 9 ኦ የሆዋ፡ ካብ ጸላእተይ ኣናግፈኒ።

ዕቝባኻ እደሊ እየ።+

10 ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ እሞ፡

ፍቓድካ ኽገብር ምሃረኒ።+

መንፈስካ ጽቡቕ እዩ፣

ብጥጡሕ ምድሪ* ይምርሓኒ።

11 ኦ የሆዋ፡ ምእንቲ ስምካ፡ ብህይወት ኣንብረኒ።

ብጽድቅኻ ኻብ ጭንቂ ኣናግፈኒ።*+

12 ኣነ ጊልያኻ እየ እሞ፡+

በታ ብተኣማንነት እተርእያ ፍቕርኻ፡ ንጸላእተይ ወድኣዮም፣*+

ንዅሎም እቶም ዜጨንቑኒ* ኣጥፍኣዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ