ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 12
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ራእያት ጳውሎስ (1-7ሀ)

      • ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’ (7ለ-10)

      • ካብቶም ብሉጻት ሃዋርያት ኣይሓምቕን እዩ (11-13)

      • ጳውሎስ ንሰብ ቈረንቶስ ዝነበሮ ሓልዮት (14-21)

2 ቈረንቶስ 12:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:17
  • +ግብ 22:17, 18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 8

2 ቈረንቶስ 12:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 12

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2004፡ ገጽ 30

    15/10/2004፡ ገጽ 8-10

    15/7/2000፡ ገጽ 27

2 ቈረንቶስ 12:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2015፡ ገጽ 8-9

    15/7/2008፡ ገጽ 28

    15/10/2004፡ ገጽ 8-10

    15/6/1997፡ ገጽ 5

2 ቈረንቶስ 12:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኪቕጥቅጠኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 4:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 9

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    5/2019፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2014፡ ገጽ 5

    15/6/2008፡ ገጽ 3-4

    15/12/2006፡ ገጽ 24

    15/8/2006፡ ገጽ 21

    1/8/2005፡ ገጽ 21-22

    15/2/2002፡ ገጽ 13-14

    1/3/2000፡ ገጽ 4

    1/6/1997፡ ገጽ 25

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    5/1998፡ ገጽ 1

2 ቈረንቶስ 12:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2014፡ ገጽ 5

    1/1/2009፡ ገጽ 30

    15/12/2006፡ ገጽ 24

2 ቈረንቶስ 12:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 40:29

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 14-19

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2019፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2008፡ ገጽ 6

    15/12/2006፡ ገጽ 24

    1/8/2005፡ ገጽ 21-22

    15/2/2002፡ ገጽ 18-19

    1/3/2000፡ ገጽ 4

    1/6/1997፡ ገጽ 25

2 ቈረንቶስ 12:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 4:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2020፡ ገጽ 14-19

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 18

    15/6/2008፡ ገጽ 3-4፡ 6

    15/9/2004፡ ገጽ 13-14

2 ቈረንቶስ 12:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:23

2 ቈረንቶስ 12:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:3፣ 15:12፣ ሮሜ 15:18, 19
  • +2ቈረ 6:4

2 ቈረንቶስ 12:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 9:11, 12፣ 2ቈረ 11:9

2 ቈረንቶስ 12:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 4:14
  • +ግብ 20:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/1997፡ ገጽ 20

    1/10/1996፡ ገጽ 29

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 22

2 ቈረንቶስ 12:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምእንቲ ነፍሳትኩም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 1:6፣ ቈሎ 1:24፣ 1ተሰ 2:8፣ እብ 13:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    6/2007፡ ገጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2000፡ ገጽ 21

    15/9/2000፡ ገጽ 22-23

2 ቈረንቶስ 12:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 11:9

2 ቈረንቶስ 12:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 8:6

2 ቈረንቶስ 12:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ወረ።”

2 ቈረንቶስ 12:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ብግሪኽኛ ፖርኒያ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ሕንኪ ኣልቦነትን።” ብግሪኽኛ ኣሰልጌያ። ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ንውርምና” ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2012፡ ገጽ 31

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 12:1ግብ 2:17
2 ቈረ. 12:1ግብ 22:17, 18
2 ቈረ. 12:7ገላ 4:13
2 ቈረ. 12:9ኢሳ 40:29
2 ቈረ. 12:10ፊል 4:13
2 ቈረ. 12:112ቈረ 11:23
2 ቈረ. 12:12ግብ 14:3፣ 15:12፣ ሮሜ 15:18, 19
2 ቈረ. 12:122ቈረ 6:4
2 ቈረ. 12:131ቈረ 9:11, 12፣ 2ቈረ 11:9
2 ቈረ. 12:141ቈረ 4:14
2 ቈረ. 12:14ግብ 20:33
2 ቈረ. 12:152ቈረ 1:6፣ ቈሎ 1:24፣ 1ተሰ 2:8፣ እብ 13:17
2 ቈረ. 12:162ቈረ 11:9
2 ቈረ. 12:182ቈረ 8:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 12:1-21

2 ቈረንቶስ

12 ክምካሕ ኣሎኒ። እዚ ዘይጠቕመኒ ኽነሱ፡ ናብ ራእያትን+ ግልጸታትን ጐይታ+ ኽሓልፍ እየ። 2 ቅድሚ 14 ዓመት፡ ምስ ክርስቶስ ሓድነት ዘለዎ ሰብ ናብ ሳልሳይ ሰማይ ከም እተመንዝዐ እፈልጥ እየ፣ ብስጋ ይኹን ወይስ ካብ ስጋ ወጻኢ ኣይፈልጥን እየ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ። 3 ከምዚ ዝበለ ሰብ እፈልጥ እየ፣ ብስጋ ይኹን ወይስ ብዘይ ስጋ ኣይፈልጥን እየ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ፣ 4 ንሱ ናብ ገነት ተመንዚዑ፡ ሰብ ኪዛረቦ ዘይተፈቕደሉ ዘይንገር ቃላት እውን ሰሚዑ። 5 ብዛዕባ ኸምዚ ዝበለ ሰብ ክምካሕ እየ፣ ብዛዕባ ርእሰይ ግና፡ ብዛዕባ ድኻመይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣይክምካሕን እየ። 6 ክምካሕ እንተ ዝደልስ፡ ሓቂ ስለ ዝዛረብ፡ ኣይምዓሸኹን ነይረ። ግናኸ፡ ሓደ እኳ ኻብቲ ኣባይ ዚርእዮ ወይ ካብቲ ኻባይ ዚሰምዖ ንላዕሊ ገይሩ ኸይቈጽረኒ፡ ከምኡ ኣይገብርን እየ፣ 7 ብምኽንያት እቲ ኣዝዩ ብሉጽ ራእያት፡ ሓደ እኳ ኣብሊጹ ኣይርኣየኒ።

ምእንቲ ኸይዕበ፡ ኣብ ስጋይ እሾዅ ተዋሂቡኒ፣+ ምእንቲ ኸይዕበ፡ መልኣኽ ሰይጣን ኪጸፋፍዓኒ* ተዋሂቡኒ። 8 እዚ ኻባይ ምእንቲ ኺርሕቕ፡ ብዛዕባኡ ንጐይታ ሰለስተ ሳዕ ለሚነዮ። 9 ንሱ ግና፡ “ሓይለይ ብድኻም እዩ ፍጹም ዚኸውን እሞ፡ ጸጋይ ይኣኽለካ” ኢሉኒ።+ እምበኣር፡ ሓይሊ ክርስቶስ ከም ድንኳን ኣብ ልዕለይ ምእንቲ ኪኸውን፡ ብዛዕባ ድኻመይ ብብዙሕ ታሕጓስ ክምካሕ እየ። 10 ስለዚ፡ ምስ ዝደክም፡ ሽዑ እየ ዝብርትዕ እሞ፡+ ምእንቲ ክርስቶስ ኢለ፡ ብድኻም፡ ብጸርፊ፡ ብስእነት፡ ብመስጐጕትን ብጸገምን ባህ ይብለኒ እዩ።

11 ምናምን እኳ ኽነሰይ፡ ካብቶም ኣዝዮም ብሉጻት ሃዋርያትኩም ብሓንቲ እኳ ስለ ዘይሓመቕኩ፡ ክትንእዱኒ ምተገብኣኩም ነይሩ።+ ግናኸ፡ ንስኻትኩም ኣገዲድኩምንስ፡ ዓሽየ እየ። 12 ምልክታት ሃዋርያስ ብትእምርትታትን ብተኣምራትን ብግብርታት ሓይልን+ ኣብ መንጎኹም ብዅሉ ተጻዋርነት ተገይሩ እዩ።+ 13 ብዘይካ እቲ ኣነ ባዕለይ ንዓኻትኩም ጾር ዘይምዃነይሲ፡ ካብ ካልኦት ጉባኤታት እንታይ ጐዲሉኩም፧+ እዛ በደል እዚኣ፡ ብለውሃት ይቕረ በሉለይ።

14 እንሆ፡ ናባኻትኩም ክመጽእ ካብ ዝዳሎ፡ እዚ ሳልሳይ ግዜ እዩ። ወለዲ ንውሉዳቶም እምበር፡ ውሉዳት+ ንወለዶም ገንዘብ ኬዋህልሉሎም ትጽቢት ስለ ዘይግበረሎም ከኣ፡ ንዓኻትኩም እምበር፡ ገንዘብኩም ኣይኰንኩን ዝደሊ ዘለኹ እሞ፡+ ጾር ኣይክዀነኩምን እየ። 15 ኣነስ ምእንታኹም* ብብዙሕ ታሕጓስ ኵሉ ኽውፍየልኩም፡ ገዛእ ርእሰይ እውን ክውፍየልኩም እየ።+ ኣዝየ ኻብ ኣፍቀርኩኹምዶ፡ ዝወሓደ እፍቀር፧ 16 ዝዀነ ዀይኑ፡ ጾር ኣየኽበድኩልኩምን።+ ንስኻትኩም ግና፡ “ጐራሕ” ከም ዝዀንኩን “ብጥበራ” ኸም ዝሓዝኩኹምን ትብሉ ኣለኹም። 17 በቶም ናባኻትኩም ዝለኣኽክዎም ገይረዶ ገለ ተበሊጸልኩም እየ፧ 18 ንቲቶስ ተማሕጺነዮ፡ ምስኡ እውን ሓደ ሓው ልኢኸ እየ። ቲቶስዶ ተበሊጹልኩም እዩ፧+ ብሓደ መንፈስን ብሓደ ኣሰርን ደይኰንናን እንመላለስ፧

19 ኣብዚ ዅሉስ ንርእስና ኣብ ቅድሜኹም ንማጐተላ ኸም ዘለና ዲኹም ትሓስቡ ዘለኹም፧ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ምስ ክርስቶስ ብዘሎና ሓድነት ኢና እንዛረብ ዘለና። ግናኸ፡ ፍቑራተየ፡ ኵሉ ንምህናጽኩም ኢና እንገብሮ። 20 ምስ መጻእኩ፡ ምናልባት ኣነ ኸምቲ ዘይደለኽዎ ዄንኩም ከይረኽበኩም፡ ንዓይ እውን ከምቲ ዘይትደልይዎ ዀይነ ኸይትረኽቡኒ፡ ምናልባት ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ግርጭት፡ ሕሜት፡ ሕሹዅሹዅ፡* ብትዕቢት ምንፋሕ፡ ህውከት ከይከውን እፈርህ ኣለኹ። 21 ምስ ተመለስኩ፡ ኣምላኸይ ኣብ ቅድሜኹም የዋርደኒ ይኸውን፣ ኣነ እውን በቶም ኣቐዲሞም ዝሓጥኡ፡ ግናኸ ኻብቲ ዝገበርዎ ርኽሰትን ምንዝርናን* ንውርምናን* ዘይተነስሑ እሓዝን እኸውን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ