ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 60
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • ክብሪ የሆዋ ኣብ ጽዮን በሪሁ (1-22)

        • ናብ ኣባይተን ከም ዚነፍራ ረገቢት (8)

        • ኣብ ክንዲ ነሓሲ፡ ወርቂ (17)

        • እቲ ሒደትሲ ሽሕ ኪኸውን እዩ (22)

ኢሳይያስ 60:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:17፣ 52:1
  • +ኢሳ 60:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 309

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 9-11

ኢሳይያስ 60:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 9-11

    1/3/2001፡ ገጽ 12

    1/1/2000፡ ገጽ 11-12

ኢሳይያስ 60:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብርሃን ወጋሕታኺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:10
  • +ኢሳ 49:23
  • +ራእ 21:23, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 310

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 9-11

    1/1/2000፡ ገጽ 11-12

ኢሳይያስ 60:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 49:17, 18፣ 54:1
  • +ኢሳ 49:21, 22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 91-92

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 11

    1/1/2000፡ ገጽ 12

ኢሳይያስ 60:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:6፣ ሃጌ 2:7, 8
  • +ኤር 33:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 60:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንዓኺ ኪኸድናኺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 1:32, 33
  • +ሚል 1:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 11

ኢሳይያስ 60:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነታ ናይ ጽባቐ ቤተይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:11
  • +ዘፍ 25:13
  • +ዘጸ 29:39, 42፣ ኢሳ 56:6, 7
  • +ሃጌ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 11-13

ኢሳይያስ 60:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናብ መሳዅቲ ኣባይቲ ዑፍ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 12

    1/1/2000፡ ገጽ 13-14

ኢሳይያስ 60:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከም ቀደመን ይዀና።”

  • *

    ወይ፡ “ኼጸብቐኪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 51:5
  • +ኢሳ 60:4፣ 66:20
  • +መዝ 149:4፣ ኢሳ 52:1፣ 55:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2007፡ ገጽ 18

    1/7/2002፡ ገጽ 12

    1/1/2000፡ ገጽ 13

ኢሳይያስ 60:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጽቡቕ ፍቓደይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:3፣ መዝ 30:5፣ ኢሳ 54:7፣ 57:17, 18
  • +እዝ 7:27፣ ነህ 2:7, 8፣ ኢሳ 49:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 13-14

    1/1/2000፡ ገጽ 13

ኢሳይያስ 60:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 21:25, 26
  • +ኢሳ 60:3, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 13-14

    1/1/2000፡ ገጽ 13-14

ኢሳይያስ 60:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 14

ኢሳይያስ 60:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተርሚንን።”

  • *

    ወይ፡ “ፍራሲኖን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 35:1, 2
  • +ኢሳ 41:19፣ 55:13
  • +መዝ 132:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2015፡ ገጽ 7-9

    1/7/2002፡ ገጽ 14-15

ኢሳይያስ 60:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 62:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2000፡ ገጽ 14

ኢሳይያስ 60:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 36:20, 21፣ ኢሳ 49:14፣ ኤር 30:17፣ ድጕ 1:4
  • +ኢሳ 35:10፣ 61:7፣ ኤር 33:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 15

    1/1/2000፡ ገጽ 14

ኢሳይያስ 60:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 61:6
  • +ኢሳ 49:23
  • +ኢሳ 49:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2021፡ ገጽ 17-18

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 16

    1/1/2000፡ ገጽ 14

ኢሳይያስ 60:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 1:26፣ 32:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2015፡ ገጽ 9-11

    15/2/2006፡ ገጽ 26-28

    1/7/2002፡ ገጽ 16-17

    1/6/2001፡ ገጽ 18-19

    15/1/2001፡ ገጽ 20፡ 28

    1/5/1995፡ ገጽ 29

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 119፡ 129

ኢሳይያስ 60:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 2:4፣ 11:9፣ 54:14፣ ዘካ 9:8
  • +ኢሳ 26:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 17-18

    15/6/2000፡ ገጽ 32

ኢሳይያስ 60:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 36:9፣ ኢሳ 60:1፣ ራእ 21:23፣ 22:5
  • +ዘካ 2:4, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 309

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 18

ኢሳይያስ 60:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 27:1፣ 84:11
  • +ኢሳ 25:8፣ 30:19፣ 35:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 309

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 18

ኢሳይያስ 60:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:6, 7
  • +ኢሳ 44:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/2002፡ ገጽ 18-19

    1/1/2000፡ ገጽ 15-16

ኢሳይያስ 60:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    8/2016፡ ገጽ 20

    6/2016፡ ገጽ 23

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2014፡ ገጽ 28

    1/7/2002፡ ገጽ 19

    1/1/2000፡ ገጽ 16

    1/9/1994፡ ገጽ 18

    መንግስቲ ኣምላኽ ትገዝእ ኣላ!፡ ገጽ 90፡ 96-97

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 60:1ኢሳ 51:17፣ 52:1
ኢሳ. 60:1ኢሳ 60:19, 20
ኢሳ. 60:3ኢሳ 11:10
ኢሳ. 60:3ኢሳ 49:23
ኢሳ. 60:3ራእ 21:23, 24
ኢሳ. 60:4ኢሳ 49:17, 18፣ 54:1
ኢሳ. 60:4ኢሳ 49:21, 22
ኢሳ. 60:5ኢሳ 61:6፣ ሃጌ 2:7, 8
ኢሳ. 60:5ኤር 33:9
ኢሳ. 60:61ዜና 1:32, 33
ኢሳ. 60:6ሚል 1:11
ኢሳ. 60:7ኢሳ 42:11
ኢሳ. 60:7ዘፍ 25:13
ኢሳ. 60:7ዘጸ 29:39, 42፣ ኢሳ 56:6, 7
ኢሳ. 60:7ሃጌ 2:9
ኢሳ. 60:9ኢሳ 51:5
ኢሳ. 60:9ኢሳ 60:4፣ 66:20
ኢሳ. 60:9መዝ 149:4፣ ኢሳ 52:1፣ 55:5
ኢሳ. 60:10ዘዳ 30:3፣ መዝ 30:5፣ ኢሳ 54:7፣ 57:17, 18
ኢሳ. 60:10እዝ 7:27፣ ነህ 2:7, 8፣ ኢሳ 49:23
ኢሳ. 60:11ራእ 21:25, 26
ኢሳ. 60:11ኢሳ 60:3, 5
ኢሳ. 60:12ኢሳ 41:11
ኢሳ. 60:13ኢሳ 35:1, 2
ኢሳ. 60:13ኢሳ 41:19፣ 55:13
ኢሳ. 60:13መዝ 132:7
ኢሳ. 60:14ኢሳ 62:12
ኢሳ. 60:152ዜና 36:20, 21፣ ኢሳ 49:14፣ ኤር 30:17፣ ድጕ 1:4
ኢሳ. 60:15ኢሳ 35:10፣ 61:7፣ ኤር 33:10, 11
ኢሳ. 60:16ኢሳ 61:6
ኢሳ. 60:16ኢሳ 49:23
ኢሳ. 60:16ኢሳ 49:26
ኢሳ. 60:17ኢሳ 1:26፣ 32:1
ኢሳ. 60:18ኢሳ 2:4፣ 11:9፣ 54:14፣ ዘካ 9:8
ኢሳ. 60:18ኢሳ 26:1
ኢሳ. 60:19መዝ 36:9፣ ኢሳ 60:1፣ ራእ 21:23፣ 22:5
ኢሳ. 60:19ዘካ 2:4, 5
ኢሳ. 60:20መዝ 27:1፣ 84:11
ኢሳ. 60:20ኢሳ 25:8፣ 30:19፣ 35:10
ኢሳ. 60:21ኢሳ 43:6, 7
ኢሳ. 60:21ኢሳ 44:23
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 60:1-22

ኢሳይያስ

60 “ብርሃንኪ መጺኡ እዩ እሞ፡ ተንስኢ፡+ ብርሂ።

ክብሪ የሆዋ ኣባኺ በሪሁ እዩ።+

 2 እንሆ፡ ጸልማትሲ ንምድሪ፡

ብርቱዕ ድነ እውን ንኣህዛብ ኬጐልብቦም እዩ፣

ኣባኺ ግና የሆዋ ኼብርህ፡

ኣባኺ ኸኣ ክብሩ ኺርአ እዩ።

 3 ኣህዛብ ናብ ብርሃንኪ፡+

ነገስታት+ ድማ ናብቲ ዚበርህ ግርማኺ*+ ኪኸዱ እዮም።

 4 ኣዒንትኺ ኣልዒልኪ ናብ ዙርያኺ ጠምቲ!

ኵሎም ተኣኪቦም፡ ኵሎም እውን ናባኺ ይመጹ ኣለዉ።

ኣወዳትኪ ኻብ ርሑቕ፡+

ኣዋልድኪ ኸኣ ኣብ ጐድኒ ተሓቚፈን ይመጹ ኣለዉ።+

 5 ሃብቲ ባሕሪ ናባኺ ኬቕንዕ፡

ጥሪት ኣህዛብ ድማ ናባኺ ኺመጽእ እዩ እሞ፡+

ሽዑ፡ ክትርእዪ፡ ከተንጸባርቒ ኢኺ፣+

ልብኺ እውን ትርግርግ ኪብልን ኪጅርብብን እዩ።

 6 ብዙሓት ኣግማል፡

ረብዓት ኣግማል ሚድያንን ዔፋን+ ንምድርኺ ኪኸድናኣ* እየን።

ኵሎም እቶም ካብ ሳባ ዝዀኑ፡ ኪመጹ እዮም፣

ወርቅን ጻዕዳ ዕጣንን ኪስከሙ እዮም።

ውዳሰ የሆዋ ኺነግሩ እዮም።+

 7 ኵለን መጓሰ ቄዳር+ ናባኺ ኺእከባ እየን።

ደዓውል ነባዮት+ ኬገልግሉኺ እዮም።

ተቐባልነት ረኺቦም ናብ መሰውእየይ ኪመጹ እዮም፣+

ነታ ኽብርቲ ቤተይ* ድማ ከጸብቓ እየ።+

 8 እዘን ከም ደበናታትን ናብ ኣባይተን* ከም ዚነፍራ ረገቢትን

ብሓባር ዚነፍራ መን እየን፧

 9 ደሴታትሲ ብኣይ ተስፋ ኺገብራ እየን፣+

ንደቅኺ ኻብ ርሑቕ፡

ምስ ብሩሮምን ወርቆምን ኬምጽኣ+

መራኽብ ተርሲስ ይመርሓ* ኣለዋ፣

ንሱ ኬኽብረኪ* እዩ እሞ፡

ናብ ስም የሆዋ ኣምላኽክን ናብቲ ናይ እስራኤል ቅዱስን ኬምጽኣኦም እየን።+

10 ብቝጥዓይሲ ወቒዐኪ ነይረ፣

ብሞገሰይ* ግና ክምሕረኪ እየ እሞ፡+

ጓኖት መካበብያኺ ኺሃንጹ፡

ነገስታቶም ድማ ኬገልግሉኺ እዮም።+

11 ኣፍ ደገታትኪ ወትሩ ኽፉት ኪኸውን እዩ፣+

ጥሪት ኣህዛብ ናባኺ ምእንቲ ኺመጽእሲ፡

ብመዓልቲ ዀነ ብለይቲ ኣይኪዕጾን እዩ፣

ነገስታቶም ከኣ መሪሖም ኪመጹ እዮም።+

12 ከመይሲ፡ ንዓኺ ዘየገልግል ህዝብን መንግስትን ኪጠፍእ፡

ኣህዛብ እውን ፈጺሞም ኪጠፍኡ እዮም።+

13 ንቦታ መቕደሰይ ምእንቲ ኼጸብቖ፡+

ክብሪ ሊባኖስን ኦም ጽሕድን* ኦም ልብኒን* ጽሕዲ ቆጵሮስን+

ብሓባር ኪመጸኪ እዩ፣

ኣነ ድማ ነታ ንኣእጋረይ እትኸውን ቦታ ከኽብራ እየ።+

14 ደቂ ጨቈንትኺ መጺኦም ኣብ ቅድሜኺ ኺሰግዱ፡

ኵሎም እቶም ዚንዕቁኺ ኸኣ ኣብ ኣእጋርኪ ኺሰግዱ እዮም።

ከተማ የሆዋ፡ ጽዮን እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ

ኢሎም ኪጽውዑኺ እዮም።+

15 ሓደ እኳ ዘይሓልፋ እተሓድገትን እተጸልአትን ኣብ ክንዲ እትዀኒ፡+

ምንጪ ዘለኣለማዊ ሓበን፡

ንውሉድ ወለዶ መሐጐሲት ክገብረኪ እየ።+

16 ጸባ ኣህዛብ ክትጠብዊ፡+

ኣጥባት ነገስታት ከኣ ክትጠብዊ ኢኺ፣+

ኣነ የሆዋ፡ መድሓኒኺ ምዃነይ፡

እቲ ናይ ያእቆብ ሓያል ድማ ተበጃዊኺ ምዃኑ ብርግጽ ክትፈልጢ ኢኺ።+

17 ኣብ ክንዲ ነሓሲ፡ ወርቂ ኸምጽእ፡

ኣብ ክንዲ ሓጺን ከኣ፡ ብሩር፡

ኣብ ክንዲ ዕንጨይቲ ድማ፡ ነሓሲ፡

ኣብ ክንዲ ኣእማን እውን፡ ሓጺን ከምጽእ እየ፣

ንሰላም ሓለውትኺ ገይረ፡

ንጽድቂ ኸኣ ኣዕየይትኺ ገይረ ኽሸይም እየ።+

18 ኣብ ምድርኺ ዓመጻ፡

ኣብ ዶባትኪ ድማ ጥፍኣትን ዕንወትን ደጊም ኣይኪስማዕን እዩ።+

ንመካበብያኺ ድሕነት፡+ ንኣፍ ደገታትኪ ኸኣ ውዳሰ ኢልኪ ኽትጽውዕየን ኢኺ።

19 የሆዋ ዘለኣለማዊ ብርሃን ኪዀነልኪ፡+

ኣምላኽኪ ድማ ጽባቐኺ ኪኸውን እዩ እሞ፡+

ጸሓይ ብመዓልቲ ብርሃን ኣይክትኰነልክን እያ፣

ድምቀት ወርሒ ኸኣ ኣይኬብርሃልክን እዩ።

20 የሆዋ ዘለኣለማዊ ብርሃን ኪዀነልኪ፡+

መዓልትታት ሓዘንኪ ድማ ኪውድኣ እየን እሞ፡+

ጸሓይኪ ደጊም ኣይክትዓርብን፡

ወርሕኺ እውን ኣይክትጐድልን እያ።

21 ኵሎም ህዝብኺ ኸኣ ጻድቃን ኪዀኑ፡

ነታ ምድሪ ድማ ንዘለኣለም ኪርስተይዋ እዮም።

ንሳቶም ናይቲ ዝተኸልክዎ ጠጥዒ፡

ግብሪ ኣእዳወይ፡+ ንጽባቐይ እውን ዚዀኑ እዮም።+

22 እቲ ሒደትሲ ሽሕ፡

እቲ ንእሽቶ ኸኣ ብርቱዕ ህዝቢ ኪኸውን እዩ።

ኣነ የሆዋ ነዚ ብግዜኡ ኸፍጥኖ እየ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ