ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 11
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • “ንዓይ ምሰሉ” (1)

      • ርእስነትን ምጕልባብ ርእስን (2-16)

      • ምብዓል ድራር ጐይታ (17-34)

1 ቈረንቶስ 11:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 3:17፣ 2ተሰ 3:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2010፡ ገጽ 12

1 ቈረንቶስ 11:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/1995፡ ገጽ 3-4

1 ቈረንቶስ 11:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 14:9፣ ኤፌ 4:15፣ ቈሎ 2:10
  • +ኤፌ 5:23፣ 1ጴጥ 3:1
  • +1ቈረ 15:27, 28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2021፡ ገጽ 2-3

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2015፡ ገጽ 22-23

    15/5/2010፡ ገጽ 8-16

    15/5/2009፡ ገጽ 20

    15/2/2007፡ ገጽ 13-17

    15/1/2007፡ ገጽ 6

    1/8/1999፡ ገጽ 19-20

    1/9/1998፡ ገጽ 15

    1/6/1995፡ ገጽ 29

    1/7/1994፡ ገጽ 12

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 153-154

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 31-32

    ፍልጠት፡ ገጽ 134-136

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 240

1 ቈረንቶስ 11:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:28፣ ግብ 21:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 209-210

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2009፡ ገጽ 12-13

    15/7/2002፡ ገጽ 26-27

1 ቈረንቶስ 11:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:27

1 ቈረንቶስ 11:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:22, 23

1 ቈረንቶስ 11:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:18

1 ቈረንቶስ 11:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    እዚ ኣብ ትሕቲ ስልጣን ሰብኣያ ምዃና ንዜርኢ ምልክት ወይ ንእተፈቕደላ ናጽነት ንዜርኢ ምልክት ዚሕብር ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 4:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 211-212

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 24

    15/7/2002፡ ገጽ 27

1 ቈረንቶስ 11:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 2:21, 22
  • +1ቈረ 8:6

1 ቈረንቶስ 11:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:29, 30፣ 1ቈረ 1:12፣ 1ጢሞ 4:1፣ 2ጴጥ 2:1

1 ቈረንቶስ 11:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 22:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 28

1 ቈረንቶስ 11:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:20፣ ሉቃ 22:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2004፡ ገጽ 4

    15/2/2003፡ ገጽ 12-13

1 ቈረንቶስ 11:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:26፣ ማር 14:22፣ ሮሜ 7:4፣ 1ቈረ 10:17
  • +ሉቃ 22:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 24-25

    15/3/2004፡ ገጽ 4

1 ቈረንቶስ 11:25

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 26:27፣ ማር 14:23፣ 1ቈረ 10:16
  • +ሉቃ 22:20፣ እብ 9:13, 14፣ 1ጴጥ 1:18, 19
  • +ኤር 31:31፣ እብ 8:8፣ 9:15
  • +ዘጸ 12:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት፡ ዓንቀጽ 45

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2013፡ ገጽ 25

    1/1/2003፡ ገጽ 31

1 ቈረንቶስ 11:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት፡ ዓንቀጽ 45

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2018፡ ገጽ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2010፡ ገጽ 27

    15/7/2008፡ ገጽ 27

    15/3/2004፡ ገጽ 6-7

    1/4/2003፡ ገጽ 6

    15/2/2003፡ ገጽ 13

    1/1/2003፡ ገጽ 31

1 ቈረንቶስ 11:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2020፡ ገጽ 27-28

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 23

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 15-16

    15/2/2003፡ ገጽ 17-19

    1/4/1996፡ ገጽ 6-8

1 ቈረንቶስ 11:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 13:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 15

1 ቈረንቶስ 11:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ንመንፈሳዊ ሞት ዜመልክት ኪኸውን ኣለዎ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ተሰ 5:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2015፡ ገጽ 15

1 ቈረንቶስ 11:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጴጥ 2:20፣ 3:7
  • +እብ 12:5

1 ቈረንቶስ 11:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 11:29

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 11:1ፊል 3:17፣ 2ተሰ 3:9
1 ቈረ. 11:3ሮሜ 14:9፣ ኤፌ 4:15፣ ቈሎ 2:10
1 ቈረ. 11:3ኤፌ 5:23፣ 1ጴጥ 3:1
1 ቈረ. 11:31ቈረ 15:27, 28
1 ቈረ. 11:5ዮኤ 2:28፣ ግብ 21:8, 9
1 ቈረ. 11:7ዘፍ 1:27
1 ቈረ. 11:8ዘፍ 2:22, 23
1 ቈረ. 11:9ዘፍ 2:18
1 ቈረ. 11:101ቈረ 4:9
1 ቈረ. 11:12ዘፍ 2:21, 22
1 ቈረ. 11:121ቈረ 8:6
1 ቈረ. 11:19ግብ 20:29, 30፣ 1ቈረ 1:12፣ 1ጢሞ 4:1፣ 2ጴጥ 2:1
1 ቈረ. 11:20ሉቃ 22:19, 20
1 ቈረ. 11:23ማቴ 26:20፣ ሉቃ 22:14
1 ቈረ. 11:24ማቴ 26:26፣ ማር 14:22፣ ሮሜ 7:4፣ 1ቈረ 10:17
1 ቈረ. 11:24ሉቃ 22:19
1 ቈረ. 11:25ማቴ 26:27፣ ማር 14:23፣ 1ቈረ 10:16
1 ቈረ. 11:25ሉቃ 22:20፣ እብ 9:13, 14፣ 1ጴጥ 1:18, 19
1 ቈረ. 11:25ኤር 31:31፣ እብ 8:8፣ 9:15
1 ቈረ. 11:25ዘጸ 12:14
1 ቈረ. 11:282ቈረ 13:5
1 ቈረ. 11:301ተሰ 5:6
1 ቈረ. 11:322ጴጥ 2:20፣ 3:7
1 ቈረ. 11:32እብ 12:5
1 ቈረ. 11:341ቈረ 11:29
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 11:1-34

1 ቈረንቶስ

11 ከምቲ ኣነ ንክርስቶስ ዝመስሎ ዘለኹ፡ ንስኻትኩም ንዓይ ምሰሉ።+

2 ብዅሉ ስለ ዝዘከርኩምንን ከምቲ ዘመሓላለፍኩልኩም ጌርኩም ነቲ ስርዓታት ኣጽኒዕኩም ስለ ዝሓዝኩምዎን፡ እንእደኩም ኣለኹ። 3 ግናኸ፡ ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ፡+ ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ፡+ ርእሲ ክርስቶስ እውን ኣምላኽ ከም ዝዀነ፡+ ክትፈልጡ እደሊ ኣለኹ። 4 ኣብ ርእሱ መጐልበቢ ገይሩ ዚጽሊ ወይ ዚንበ ሰብኣይ ዘበለ ዅሉ፡ ርእሱ የሕስር እዩ፣ 5 ርእሳ ኸይተጐልበበት እትጽሊ ወይ እትንበ+ ሰበይቲ ዘበለት ኵላ ግና፡ ከም ልጽይቲ እያ እሞ፡ ርእሳ ተሕስር እያ። 6 ከመይሲ፡ ሰበይቲ ዘይትጕልበብ እንተ ዀይና፡ ጸጕራ ትቈረጽ፣ ግናኸ፡ ሰበይቲ ጸጕራ ኽትቍረጽ ወይ ክትላጸ ዜሕስራ ኻብ ኰነ፡ ትጐልበብ።

7 ሰብኣይ ምስልን ክብርን ኣምላኽ ስለ ዝዀነ፡+ ርእሱ ኺጕልበብ ኣይግብኦን እዩ፣ ሰበይቲ ግና ክብሪ ሰብኣይ እያ። 8 ምኽንያቱ፡ ሰበይቲ ኻብ ሰብኣይ እያ እምበር፡ ሰብኣይሲ ኻብ ሰበይቲ ኣይኰነን።+ 9 ከምኡ ድማ፡ ሰበይቲ እያ ምእንቲ ሰብኣይ እተፈጥረት እምበር፡ ሰብኣይሲ ምእንቲ ሰበይቲ ኣይተፈጥረን።+ 10 ስለዚ ኸኣ እዩ ሰበይቲ ስለ መላእኽቲ ኣብ ርእሳ ምልክት ስልጣን* ኪህልዋ ዚግባእ።+

11 ብጐይታ ግና ሰበይቲ ብዘይ ሰብኣይ ኣይትኸውንን እያ፣ ሰብኣይ ከኣ ብዘይ ሰበይቲ ኣይከውንን እዩ። 12 ከመይሲ፡ ከምቲ ሰበይቲ ኻብ ሰብኣይ ዝዀነት፡+ ከምኡ ድማ ሰብኣይ ብሰበይቲ እዩ፣ ኵሉ ግና ካብ ኣምላኽ እዩ።+ 13 እስከ ባዕላትኩም ፍረዱ፦ ሰበይቲ ርእሳ ኸይተጐልበበት ናብ ኣምላኽ ክትጽሊዶ ይግባእ እዩ፧ 14 ሰብኣይ ጸጕሩ እንተ ኣንዊሑ፡ ከም ዜሕስሮስ እቲ ባህርይ ባዕሉዶ ኣይምህረኩምን እዩ፧ 15 ሰበይቲ ጸጕራ እንተ ኣንዊሓ ግና፡ ጸጕሪ ኽንዲ መጐልበቢ ስለ እተዋህባ፡ ንዓኣ ኽብራ ደይኰነን፧ 16 ምእንቲ ኻልእ ልምዲ ኺከራኸር ዚደሊ ሰብ እንተ ኣልዩ ግና፡ ንሕናስ ካልእ የብልናን፣ ጉባኤታት ኣምላኽ እውን ካልእ የብለንን።

17 ግናኸ፡ እዚ ኽእዝዝ ከለኹ፡ ምእካብኩም ንዚገድድ እምበር፡ ንዚሓይሽ ስለ ዘይኰነ፡ ኣይንእደኩምን እየ። 18 ከመይሲ፡ ቅድሚ ዅሉ፡ ኣብ ጉባኤ ኽትእከቡ ኸለኹም፡ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ከም ዘሎ እሰምዕ ኣለኹ፣ ነዚ እውን ብእተወሰነ እኣምኖ እየ። 19 ምኽንያቱ፡ እቶም ብቕዓቶም ዘመስከሩ ኣብ መንጎኹም ምእንቲ ኺግለጹ፡ ኣብ መንጎኹም ኑፋቐ እውን ኪኸውን ኣለዎ።+

20 ብሓደ ምእካብኩም፡ ድራር ጐይታ ንምብላዕ ኣይኰነን።+ 21 ኣብ እትበልዑሉ እዋንሲ ነፍሲ ወከፍ ኣቐዲሙ ድራሩ ስለ ዚበልዕ፡ ሓዲኡ ይጠሚ፡ ሓዲኡ ይሰክር ኣሎ። 22 እትበልዑሉን እትሰትዩሉን ኣባይቲዶ የብልኩምን እዩ፧ ወይስ ንጉባኤ ኣምላኽ ትንዕቁ፡ ነቶም ዘይብሎም እውን ተሕፍርዎም ዲኹም ዘለኹም፧ እንታይ እሞ ኽብለኩም፧ ክንእደኩምዶ፧ በዝስ ኣይንእደኩምን እየ።

23 እቲ ናባኻትኩም ዘመሓላለፍክዎስ፡ ካብ ጐይታ ተቐቢለ እየ፦ ጐይታና የሱስ በታ ኣሕሊፍካ ዚውሃበላ ለይቲ፡+ እንጌራ ኣልዒሉ፡ 24 ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ “እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ስጋይ ማለት እዩ።+ እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ እዩ።+ 25 ብዛዕባ እታ ጽዋእ+ እውን ድሕሪ ድራር፡ “እዛ ጽዋእ እዚኣ፡ ብደመይ ዚግበር+ ሓድሽ ኪዳን ማለት እያ።+ ብእትሰትይዋ መጠን፡ እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ብምባል ከምኡ ገይሩ እዩ።+ 26 ማለት፡ እዛ እንጌራ እዚኣ ብእትበልዕዋ መጠን፡ እዛ ጽዋእ እዚኣ እውን ብእትሰትይዋ መጠን፡ ክሳዕ ጐይታ ዚመጽእ፡ ሞቱ ትነግሩ ኢኹም።

27 ስለዚ፡ ከይተገብኦ ነታ እንጌራ ዚበልዕ ወይስ ነታ ጽዋእ ጐይታ ዚሰቲ፡ ኣብ ስጋን ደምን ጐይታ እዩ ዚዕግብ። 28 ቅድም፡ ሰብ ርእሱ ይመርምር፣+ ድሕሪኡ፡ ካብታ እንጌራ ይብላዕ፡ ካብታ ጽዋእ እውን ይስተ። 29 እቲ ነቲ ስጋ ኸየለለየ ዚበልዕን ዚሰትን፡ ኣብ ርእሱ እዩ ፍርዲ ዚበልዕን ዚሰትን። 30 ስለዚ ኸኣ እዮም ኣብ መንጎኹም ብዙሓት ድኹማትን ሕሙማትን ዘለዉ፣ ሓያሎ እውን ሞይቶም* ኣለዉ።+ 31 ግናኸ፡ መን ምዃንና እንተ ነስተውዕልሲ፡ ኣይምተፈርደናን ነይሩ። 32 ክንፍረድ ከለና ግና፡ ምስ ዓለም ምእንቲ ኸይንዅነን፡+ ብየሆዋ* ንግሰጽ ኢና።+ 33 ስለዚ፡ ኣሕዋተየ፡ ነቲ ድራር ክትበልዑ ኽትእከቡ ኸለኹም፡ ንሓድሕድኩም ተጸባበዩ። 34 ምእካብኩም ንፍርዲ ምእንቲ ኸይከውንሲ፡ ዝጠመየ እንተሎ፡ ኣብ ቤቱ ይብላዕ።+ እቲ ዝተረፈ ግና ምስ መጻእኩ፡ ስርዓት ከትሕዞ እየ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ