ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ቈረንቶስ 13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ፍቕሪ–ዝበለጸት መገዲ (1-13)

1 ቈረንቶስ 13:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 301

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2015፡ ገጽ 4

1 ቈረንቶስ 13:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘይጠቅም።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 12:8
  • +1ዮሃ 4:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 301

1 ቈረንቶስ 13:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 6:2
  • +2ቈረ 9:7

1 ቈረንቶስ 13:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 4:8
  • +1ተሰ 5:14
  • +ሮሜ 13:10፣ ኤፌ 4:32
  • +ገላ 5:26
  • +1ጴጥ 5:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 162-163

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 195

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 302-303፡ 305-306

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 20

    15/10/2002፡ ገጽ 28

    1/11/2001፡ ገጽ 15-16

    15/2/1999፡ ገጽ 19-21

    15/9/1995፡ ገጽ 14-19

1 ቈረንቶስ 13:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በደል ኣይትሕዝን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 13:13፣ 1ቈረ 14:40
  • +1ቈረ 10:24፣ ፊል 2:4
  • +ማቴ 5:39፣ ያእ 1:19
  • +ኤፌ 4:32፣ ቈሎ 3:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 163-169

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 306-307

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    1/2016፡ ገጽ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 20-21

    1/8/2008፡ ገጽ 15

    15/2/1999፡ ገጽ 20-21

1 ቈረንቶስ 13:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 303፡ 307

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 20-21

    15/2/1999፡ ገጽ 20

1 ቈረንቶስ 13:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 4:8
  • +ግብ 17:11
  • +ሮሜ 8:25፣ 12:12
  • +1ተሰ 1:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 169-171

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 303-305

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 21

    15/12/2009፡ ገጽ 27-28

    15/7/2000፡ ገጽ 23

    15/2/1999፡ ገጽ 21-22

1 ቈረንቶስ 13:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ልሳናት።” ማለት፡ ብተኣምራዊ መገዲ ብኻልእ ቋንቋታት ምዝራብ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 308-309

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2014፡ ገጽ 21

    15/12/2009፡ ገጽ 27-28

    1/7/2003፡ ገጽ 7

1 ቈረንቶስ 13:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 4:18

1 ቈረንቶስ 13:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2007፡ ገጽ 22

1 ቈረንቶስ 13:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2015፡ ገጽ 15

    15/3/2000፡ ገጽ 12

1 ቈረንቶስ 13:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 22:37፣ ሮሜ 13:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2023፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    10/2016፡ ገጽ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 27

    ሓጐስ ስድራ ቤት፡ ገጽ 28-29

ሓፈሻዊ

1 ቈረ. 13:21ቈረ 12:8
1 ቈረ. 13:21ዮሃ 4:20
1 ቈረ. 13:3ማቴ 6:2
1 ቈረ. 13:32ቈረ 9:7
1 ቈረ. 13:41ዮሃ 4:8
1 ቈረ. 13:41ተሰ 5:14
1 ቈረ. 13:4ሮሜ 13:10፣ ኤፌ 4:32
1 ቈረ. 13:4ገላ 5:26
1 ቈረ. 13:41ጴጥ 5:5
1 ቈረ. 13:5ሮሜ 13:13፣ 1ቈረ 14:40
1 ቈረ. 13:51ቈረ 10:24፣ ፊል 2:4
1 ቈረ. 13:5ማቴ 5:39፣ ያእ 1:19
1 ቈረ. 13:5ኤፌ 4:32፣ ቈሎ 3:13
1 ቈረ. 13:6ሮሜ 12:9
1 ቈረ. 13:71ጴጥ 4:8
1 ቈረ. 13:7ግብ 17:11
1 ቈረ. 13:7ሮሜ 8:25፣ 12:12
1 ቈረ. 13:71ተሰ 1:3
1 ቈረ. 13:9ምሳ 4:18
1 ቈረ. 13:13ማቴ 22:37፣ ሮሜ 13:10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ቈረንቶስ 13:1-13

1 ቈረንቶስ

13 ብቛንቋታት ሰብን መላእኽትን እንተ ዝዛረብ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡ ከም ዜድሂ ኣስራዚ ወይ ጨርባሕ ከም ዚብል ጸናጽል ሸሓኒ ምዀንኩ። 2 ውህበት ትንቢት እንተ ዚህልወኒ፡ ኵሉ ቕዱስ ምስጢራትን ኵሉ ፍልጠትን እንተ ዝፈልጥ፡+ ኣኽራን ክሳዕ ዘግዕዝ ከኣ ኵሉ እምነት እንተ ዚህልወኒ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡ ከንቱ* ምዀንኩ።+ 3 ኵሉ ገንዘበይ ከኣ ንድኻታት ከብልዕ ኢለ እንተ ዝህብ፡+ ምእንቲ ኽምካሕ እውን ሰብነተይ ኣሕሊፈ እንተ ዝህብ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡+ ሓንቲ እኳ ኣይምተጠቐምኩን።

4 ፍቕሪ+ ዓቃልን+ ለዋህን+ እያ። ፍቕሪ ኣይትቐንእን፡+ ኣይትጀሃርን፡ ኣይትንፋሕን፡+ 5 ስዲ ኣይኰነትን፡+ ጥቕሚ ርእሳ ኣይትደልን፡+ ኣይትቝጣዕን፡+ ኣይትቕየምን*+ እያ። 6 ብሓቂ ትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጻ ኣይትሕጐስን እያ።+ 7 ኵሉ ኽኢላ ትነብር፡+ ኵሉ ትኣምን፡+ ኵሉ ተስፋ ትገብር፡+ ኵሉ ትጻወር።+

8 ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ። ግናኸ፡ ውህበት ትንቢት እንተ ኣልዩ፡ ንሱ ኺሰዓር፣ ቋንቋታት* እንተ ኣልዩ፡ ንሱ ኺውዳእ፣ ፍልጠት እንተ ኣልዩ እውን፡ ንሱ ኺስዓር እዩ። 9 ከመይሲ፡ ብኸፊል ንፈልጥን+ ብኸፊል ንንበን ኣለና፣ 10 እቲ ምልኣት ምስ መጸ ግና፡ እቲ ኸፊል ኪሰዓር እዩ። 11 ቈልዓ ኸለኹ፡ ከም ቈልዓ እዛረብ፡ ከም ቈልዓ እሓስብ፡ ከም ቈልዓ እመራመር ነይረ፣ ሰብኣይ ምስ ኰንኩ ግና፡ ነቲ ነገር ቈልዓ ሓዲገዮ። 12 ሕጅስ ብመስትያት ብረት ዘይንጹር ምስሊ ንርኢ ኣለና፣ ሽዑ ግና ገጽ ንገጽ ክንርኢ ኢና። ሕጂ ብኸፊል እፈልጥ ኣለኹ፣ ሽዑ ግና ከምቲ ኣነ ብልክዕ እተፈለጥኩ፡ ብልክዕ ክፈልጥ እየ። 13 ግናኸ ሕጂ፡ እምነት፡ ተስፋ፡ ፍቕሪ፡ እዘን ሰለስተ እዚአን ይነብራ፣ ካብዚኣተን እትዓቢ ግና ፍቕሪ እያ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ