ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ኣሓዝያ፡ ንጉስ ይሁዳ (1-9)

      • ዓታልያ፡ ዝፋን መንዝዐት (10-12)

2 ዜና መዋእል 22:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 21:16, 17
  • +2ነገ 8:24-26

2 ዜና መዋእል 22:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንሳ ጓል ዖምሪ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 11:1, 13, 16፣ 2ዜና 24:7
  • +1ነገ 16:28

2 ዜና መዋእል 22:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 16:33፣ 2ነገ 8:27, 28፣ ሚክ 6:16

2 ዜና መዋእል 22:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 8:15፣ 10:32
  • +1ነገ 22:3፣ 2ዜና 18:14

2 ዜና መዋእል 22:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ገሊኡ ኢደ ጽሑፋት፡ “ኣዛርያ።”

  • *

    ወይ፡ “ሓሚሙ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:18, 23
  • +2ነገ 9:15
  • +2ነገ 8:16
  • +2ነገ 3:1
  • +2ነገ 9:16

2 ዜና መዋእል 22:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “የሁ ወዲ ኒምሺ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 19:16፣ 2ነገ 9:6, 7, 20, 21

2 ዜና መዋእል 22:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 10:10-14

2 ዜና መዋእል 22:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 9:27, 28
  • +2ዜና 17:3, 4

2 ዜና መዋእል 22:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኵሉ ዘርኢ መንግስቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 22:2
  • +2ነገ 11:1-3

2 ዜና መዋእል 22:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 11:21
  • +2ነገ 8:16
  • +2ዜና 23:1
  • +2ሳሙ 7:12, 13፣ 1ነገ 15:4፣ 2ዜና 21:7

ሓፈሻዊ

2 ዜና 22:12ዜና 21:16, 17
2 ዜና 22:12ነገ 8:24-26
2 ዜና 22:22ነገ 11:1, 13, 16፣ 2ዜና 24:7
2 ዜና 22:21ነገ 16:28
2 ዜና 22:31ነገ 16:33፣ 2ነገ 8:27, 28፣ ሚክ 6:16
2 ዜና 22:52ነገ 8:15፣ 10:32
2 ዜና 22:51ነገ 22:3፣ 2ዜና 18:14
2 ዜና 22:6እያ 19:18, 23
2 ዜና 22:62ነገ 9:15
2 ዜና 22:62ነገ 8:16
2 ዜና 22:62ነገ 3:1
2 ዜና 22:62ነገ 9:16
2 ዜና 22:71ነገ 19:16፣ 2ነገ 9:6, 7, 20, 21
2 ዜና 22:82ነገ 10:10-14
2 ዜና 22:92ነገ 9:27, 28
2 ዜና 22:92ዜና 17:3, 4
2 ዜና 22:102ዜና 22:2
2 ዜና 22:102ነገ 11:1-3
2 ዜና 22:112ነገ 11:21
2 ዜና 22:112ነገ 8:16
2 ዜና 22:112ዜና 23:1
2 ዜና 22:112ሳሙ 7:12, 13፣ 1ነገ 15:4፣ 2ዜና 21:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ዜና መዋእል 22:1-12

2 ዜና መዋእል

22 እቲ ምስ ኣዕራብ ናብቲ ሰፈር ዝመጸ ዘማቲ ጭፍራ ንዅሎም እቶም ዓበይቲ ስለ ዝቐተሎም ድማ፡ ነበርቲ የሩሳሌም ኣብ ክንዳኡ ነቲ ሕሳስ ልደ ወዱ ኣሓዝያ ኣንገስዎ።+ ስለዚ፡ ኣሓዝያ ወዲ ዮራም ንጉስ ይሁዳ ዀይኑ ነገሰ።+ 2 ኣሓዝያ ኺነግስ ከሎ፡ ወዲ 22 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ከኣ ሓደ ዓመት ነገሰ። ስም ኣዲኡ ዓታልያ እዩ፣+ ንሳ ጓል ወዲ ዖምሪ* እያ።+

3 ኣዲኡ ኽፉእ ንምግባር ኣማኻሪቱ ነበረት እሞ፡ ንሱ እውን ብመገድታት ቤት ኣከኣብ ተመላለሰ።+ 4 ድሕሪ ሞት ኣቦኡ፡ ቤት ኣከኣብ ንጥፍኣቱ ኣማኸርቱ ነበሩ እሞ፡ ከማታቶም ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ይገብር ነበረ። 5 ምኽሮም ስዒቡ ድማ ምስ ዮራም ወዲ ኣከኣብ ንጉስ እስራኤል ኰይኑ፡ ምስ ሓዛኤል+ ንጉስ ሶርያ ኣብ ራሞት-ጊልዓድ ኪዋጋእ ከደ፣+ ኣብኡ ኸኣ ቀስተኛታት ንዮራም ኣቝሰልዎ። 6 ካብቲ ምስ ሓዛኤል+ ንጉስ ሶርያ ኺዋጋእ ከሎ ኣብ ራማ ዘቝሰልዎ ቝስሊ ኺሓዊ ናብ ይዝርኤል ተመልሰ።+

ኣሓዝያ* ወዲ ዮራም+ ንጉስ ይሁዳ ኸኣ፡ ዮራም+ ወዲ ኣከኣብ ቈሲሉ* ስለ ዝነበረ፡ ንዕኡ ኺርእዮ ናብ ይዝርኤል ወረደ።+ 7 ግናኸ፡ ኣሓዝያ ናብ ዮራም ምስ መጸ፡ ኣምላኽ ጥፍኣት ኣምጽኣሉ። ምስ መጸ ድማ፡ ምስ ዮራም ኰይኑ ነቲ ንቤት ኣከኣብ ኬጥፍኣ ኢሉ የሆዋ ዝቐብኦ የሁ+ ወዲ ወዱ ንኒምሺ* ኺረኽቦ ወጸ። 8 የሁ ኣብ ልዕሊ ቤት ኣከኣብ ፍርዲ ኺፍጽም ከሎ፡ ንመሳፍንቲ ይሁዳን ነቶም ኣገልገልቲ ኣሓዝያ ዝነበሩ ደቂ ኣሕዋት ኣሓዝያን ረኸቦም እሞ ቐተሎም።+ 9 ንኣሓዝያ ኸኣ ደለዮ፣ ኣብታ ተሓቢኡላ ዝነበረ ሰማርያ ድማ ሓዝዎ እሞ ናብ የሁ ኣምጽእዎ። ምስ ቀተልዎ+ ኸኣ፡ “ንሱ ነቲ ንየሆዋ ብምሉእ ልቡ ዝደለዮ ዮሳፋጥ ወዲ ወዱ እዩ” ኢሎም ቀበርዎ።+ ካብ ቤት ኣሓዝያ ድማ ነታ መንግስቲ ኺገዝኣ ዚኽእል ኣይነበረን።

10 ዓታልያ+ ኣደ ኣሓዝያ፡ ወዳ ኸም ዝሞተ ምስ ረኣየት፡ ተንሲኣ ንብዘሎ ዘርኢ ንጉስ* ቤት ይሁዳ ኣጥፍአት።+ 11 ግናኸ፡ የሆሻብዓት ጓል ንጉስ ንዮኣስ+ ወዲ ኣሓዝያ ኻብ መንጎ እቶም ዚቕተሉ ደቂ ንጉስ ሰሪቓ ወሰደቶ፣ ንዕኡን ንመጕዚቱን ከኣ ኣብ ውሽጣዊት መደቀሲ ኣእተወቶም። የሆሻብዓት ጓል ንጉስ ዮራም፡+ (ንሳ ሰበይቲ ኻህን የሆያዳን+ ሓብቲ ኣሓዝያን ነበረት፡) ካብ ቅድሚ ዓታልያ ሓብኣቶ እሞ ንሳ ኣይቀተለቶን።+ 12 ዓታልያ ኣብ ልዕሊ እታ ምድሪ ነጊሳ ኸላ ኸኣ፡ ምሳታቶም ኣብ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሽዱሽተ ዓመት ነበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ