ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ጴጥሮስ 3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ጴጥሮስ—ትሕዝቶ

      • መላገጽቲ ንዚመጽእ ጥፍኣት ዕሽሽ ይብልዎ (1-7)

      • የሆዋ ኣይድንጕን እዩ (8-10)

      • ከመይ ዝበሉ ኽትኰኑ ኸም ዚግብኣኩም ሕሰቡ (11-16)

        • ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን (13)

      • ስሒትኩም ከይትወድቁ ተሓለዉ (17, 18)

2 ጴጥሮስ 3:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 15:15፣ 2ጴጥ 1:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2003፡ ገጽ 9

    1/6/1998፡ ገጽ 5

    1/9/1997፡ ገጽ 19

2 ጴጥሮስ 3:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2003፡ ገጽ 9

    1/9/1997፡ ገጽ 19-20

2 ጴጥሮስ 3:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ይሁ 17, 18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2010፡ ገጽ 6

    15/12/2006፡ ገጽ 16-17

    15/8/2005፡ ገጽ 16

    1/6/1998፡ ገጽ 4

    1/9/1997፡ ገጽ 20-21

    1/3/1997፡ ገጽ 18-19

2 ጴጥሮስ 3:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ዝደቀሱላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 17:15፣ ማቴ 24:48፣ ሉቃ 12:45
  • +ህዝ 12:22, 27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2013፡ ገጽ 7-8

    15/12/2006፡ ገጽ 16-17

    1/6/1998፡ ገጽ 4

    1/9/1997፡ ገጽ 20-21

    1/3/1997፡ ገጽ 18-19

    1/12/1994፡ ገጽ 28-29

2 ጴጥሮስ 3:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:6, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2013፡ ገጽ 5

    15/12/2006፡ ገጽ 16-17

    1/9/1997፡ ገጽ 20-21

2 ጴጥሮስ 3:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 7:11, 23፣ ማቴ 24:38, 39

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2015፡ ገጽ 5

    1/1/2013፡ ገጽ 5

    1/9/1997፡ ገጽ 20-21

2 ጴጥሮስ 3:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:10፣ 2ተሰ 1:7-9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 141

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2017፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2015፡ ገጽ 5

    1/1/2013፡ ገጽ 5

    1/9/2012፡ ገጽ 17

    1/2/2012፡ ገጽ 25

    1/8/2010፡ ገጽ 7-8

    15/4/2000፡ ገጽ 11፡ 15

    ራእይ፡ ገጽ 111

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 183

2 ጴጥሮስ 3:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 90:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2006፡ ገጽ 17-18

    1/1/2003፡ ገጽ 10

    1/6/1999፡ ገጽ 4-5

    1/6/1998፡ ገጽ 5-6

    1/9/1997፡ ገጽ 22

2 ጴጥሮስ 3:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:4
  • +ኣን 2:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 27

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 105

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2021፡ ገጽ 30-31

    7/2021፡ ገጽ 13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2010፡ ገጽ 23

    1/2/2006፡ ገጽ 17-18

    1/1/2003፡ ገጽ 10

    15/8/2001፡ ገጽ 28-29

    1/6/1999፡ ገጽ 5

    1/9/1997፡ ገጽ 22

    15/8/1997፡ ገጽ 17-18

2 ጴጥሮስ 3:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ሽው ኢሉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:31፣ ጸፎ 1:14
  • +1ተሰ 5:2
  • +ራእ 21:1
  • +መዝ 37:10፣ ኢሳ 13:9፣ ጸፎ 1:18፣ ራእ 6:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 70

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2012፡ ገጽ 25

    15/7/2010፡ ገጽ 3-5

    1/10/2009፡ ገጽ 20

    15/8/2003፡ ገጽ 11-12

    1/1/2003፡ ገጽ 10-11

    1/6/1999፡ ገጽ 5

    1/5/1998፡ ገጽ 12

    1/9/1997፡ ገጽ 22-23

    1/11/1995፡ ገጽ 20-21

2 ጴጥሮስ 3:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2023፡ ገጽ 16

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    10/2019፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    3/2016፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2013፡ ገጽ 23

    15/7/2010፡ ገጽ 8

    15/3/2009፡ ገጽ 19

    15/11/2008፡ ገጽ 22

    15/12/2006፡ ገጽ 19

    1/10/2004፡ ገጽ 21

    1/2/2004፡ ገጽ 22

    15/7/2003፡ ገጽ 10-13

    1/6/1998፡ ገጽ 6

    15/9/1997፡ ገጽ 20

    1/9/1997፡ ገጽ 23

    1/3/1997፡ ገጽ 13

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    8/1995፡ ገጽ 1

2 ጴጥሮስ 3:12

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ሃረር እውን በልዎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 34:4
  • +ጸፎ 1:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    9/2023፡ ገጽ 27

    2/2023፡ ገጽ 16

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/3/2007፡ ገጽ 17

    15/12/2006፡ ገጽ 19

    1/10/2004፡ ገጽ 21

    15/7/2003፡ ገጽ 10-11፡ 15

    1/1/2003፡ ገጽ 10-11

    1/6/1998፡ ገጽ 6

    15/9/1997፡ ገጽ 20

    1/9/1997፡ ገጽ 19፡ 23

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 176-177

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    8/1995፡ ገጽ 1

2 ጴጥሮስ 3:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 11:4, 5
  • +ኢሳ 65:17፣ 66:22፣ ራእ 21:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 225

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2017፡ ገጽ 11-12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2010፡ ገጽ 5

    1/10/2008፡ ገጽ 8

    15/8/2007፡ ገጽ 22-26

    15/5/2006፡ ገጽ 4-5

    15/6/2001፡ ገጽ 31

    15/4/2000፡ ገጽ 11-12

    15/6/1998፡ ገጽ 32

    15/11/1997፡ ገጽ 6

    1/9/1997፡ ገጽ 23

    1/11/1995፡ ገጽ 20-21

    1/7/1995፡ ገጽ 14-15

    ራእይ፡ ገጽ 301

    ንቑሕ ኩን!፡ ገጽ 16

    መምህር፡ ገጽ 250

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 159-160

2 ጴጥሮስ 3:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 13:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2010፡ ገጽ 9-10

    15/11/2008፡ ገጽ 22

    15/7/2003፡ ገጽ 13-15

    1/9/1997፡ ገጽ 23-24

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    8/1995፡ ገጽ 1

2 ጴጥሮስ 3:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2000፡ ገጽ 13

    1/9/1997፡ ገጽ 23-24

    1/5/1995፡ ገጽ 23

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” 1ተሰ-ራእ፡ ገጽ 21-22

2 ጴጥሮስ 3:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘይተማህሩን።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2015፡ ገጽ 11

    1/9/1997፡ ገጽ 23-24

    1/5/1995፡ ገጽ 23

2 ጴጥሮስ 3:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 24:24፣ ኤፌ 4:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2010፡ ገጽ 5-6፡ 8

    15/11/2008፡ ገጽ 22

    1/6/1998፡ ገጽ 6

    1/9/1997፡ ገጽ 24

2 ጴጥሮስ 3:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/1999፡ ገጽ 27

    1/6/1998፡ ገጽ 6

ሓፈሻዊ

2 ጴጥ. 3:1ሮሜ 15:15፣ 2ጴጥ 1:13
2 ጴጥ. 3:3ይሁ 17, 18
2 ጴጥ. 3:4ኤር 17:15፣ ማቴ 24:48፣ ሉቃ 12:45
2 ጴጥ. 3:4ህዝ 12:22, 27
2 ጴጥ. 3:5ዘፍ 1:6, 9
2 ጴጥ. 3:6ዘፍ 7:11, 23፣ ማቴ 24:38, 39
2 ጴጥ. 3:7ዘዳ 7:10፣ 2ተሰ 1:7-9
2 ጴጥ. 3:8መዝ 90:4
2 ጴጥ. 3:9ሮሜ 2:4
2 ጴጥ. 3:9ኣን 2:3
2 ጴጥ. 3:10ዮኤ 2:31፣ ጸፎ 1:14
2 ጴጥ. 3:101ተሰ 5:2
2 ጴጥ. 3:10ራእ 21:1
2 ጴጥ. 3:10መዝ 37:10፣ ኢሳ 13:9፣ ጸፎ 1:18፣ ራእ 6:14
2 ጴጥ. 3:12ኢሳ 34:4
2 ጴጥ. 3:12ጸፎ 1:14
2 ጴጥ. 3:13ኢሳ 11:4, 5
2 ጴጥ. 3:13ኢሳ 65:17፣ 66:22፣ ራእ 21:1
2 ጴጥ. 3:142ቈረ 13:11
2 ጴጥ. 3:15ሮሜ 2:4
2 ጴጥ. 3:17ማቴ 24:24፣ ኤፌ 4:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ጴጥሮስ 3:1-18

2 ጴጥሮስ

3 ፍቑራተየ፡ እዛ ሕጂ ዝጽሕፈልኩም ዘለኹ፡ ካልአይቲ ደብዳበይ እያ፣ ከምታ ቐዳመይቲ ኸኣ፡ ብመዘኻኸሪ ገይረ ነቲ ንጹር ኣተሓሳስባኹም አነቓቕሖ ኣለኹ።+ 2 እዚ ድማ ነቲ ኣቐዲሙ ብቕዱሳት ነብያት እተባህለ ቓልን ነቲ ብሃዋርያትኩም ዝረኸብኩምዎ ትእዛዝ ጐይታናን መድሓኒናን ምእንቲ ኽትዝክሩ እዩ። 3 ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ከም ትምኒቶም ዚመላለሱ መላገጽቲ ምስ ላግጾም ከም ዚመጹ፡ ቅድሚ ዅሉ እዚ ፍለጡ።+ 4 ንሳቶም ከኣ፡ “እቲ ንሱ ኣብዚ ኸም ዚህሉ እተተስፈወ ደኣ ኣበይ ኣሎ፧+ ካብታ ኣቦታትና ዝሞቱላ* መዓልቲ፡ ኵሉ ኸምቲ ኻብ መጀመርታ ፍጥረት ዝነበሮ እዩ ዘሎ” ኺብሉ እዮም።+

5 ካብ ቀደም ሰማያት ከም ዝነበረ፡ ምድሪ እውን ካብ ማይን ኣብ ማእከል ማይን ብቓል ኣምላኽ ጸኒዓ ኸም ዝነበረት፡+ ነዚ ዀነ ኢሎም ዕሽሽ ይብልዎ ኣለዉ፣ 6 እታ ሽዑ ዝነበረት ዓለም ከኣ ብእኡ፡ ብማይ ኣዕለቕሊቓ ጠፊኣ እያ።+ 7 እቲ ሕጂ ዘሎ ሰማያትን ምድርን ግና በቲ ቓል እቲ ንሓዊ ተዓቚሩ ኣሎ፡ ክሳዕ እታ መዓልቲ ፍርድን ጥፍኣት እቶም ንኣምላኽ ዘይፈርሁ ሰባትን ድማ ይሕሎ ኣሎ።+

8 ግናኸ፡ ፍቑራተየ፡ ኣብ የሆዋ* ሓንቲ መዓልቲ ኸም ሽሕ ዓመት፡ ሽሕ ዓመት እውን ከም ሓንቲ መዓልቲ ምዃኑ፡+ እዛ ሓንቲ ነገር እዚኣ ኣይትሰወርኩም። 9 የሆዋስ፡* ኵሎም ናብ ንስሓ ኺበጽሑ እምበር፡+ ሓደ እኳ ኺጠፍእ ስለ ዘይደሊ፡ ምእንታኹም ይዕገስ ኣሎ እምበር፡ ከምቲ ንገሊኦም ዚድንጒ ዚመስሎም፡ ንተስፋኡ ኣየደንጕዮን እዩ።+ 10 መዓልቲ የሆዋ*+ ግና ከም ሰራቒ ዀይና ኽትመጽእ እያ፣+ ብእኣ ሰማያት ድዋዕዋዕ እናበለ* ኺሓልፍ፡+ ባእታታት ከኣ ብረስኒ ኺጠፍእ፡ ምድርን ኣብኣ ዘሎ ግብርታትን እውን ኪቕላዕ እዩ።+

11 እዚ ዅሉ በዚ ኸምዚ ዚጠፍእ ካብ ኰነ፡ ብቕዱስ ኣነባብራን በቲ ንኣምላኽ ብዘሎኩም ተወፋይነት ዚርአ ግብርታትን ከመይ ዝበሉ ኽትኰኑ ኸም ዚግብኣኩም ሕሰቡ! 12 ሰማያት ብሓዊ ኣብ ዚጠፍኣሉ፡+ ባእታታት ከኣ ብረስኒ ኣብ ዚመከሉ ግዜ፡ ነቲ መዓልቲ የሆዋ*+ ኣብዚ እትህልወሉ እዋን ተጸበይዎ፡ ብሓሳብኩም እውን ኣቐልጥፍዎ።* 13 ንሕና ግና፡ ከምቲ ተስፋኡ፡ ጽድቂ ዚነብረሉ+ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ንጽበ ኣለና።+

14 ስለዚ፡ ፍቑራተየ፡ ነዚ ትጽበዩ ኻብ ኣለኹም፡ ብዘይ ርስሓትን ብዘይ ኣበርን ኴንኩም ብሰላም ኣብ ቅድሚኡ ኽትርከቡ ተጋደሉ።+ 15 ከምቲ እቲ ፍቑር ሓውና ጳውሎስ በቲ እተዋህቦ ጥበብ ገይሩ ዝጸሓፈልኩም ድማ፡ ንትዕግስቲ ጐይታና ኸም ድሕነት ቍጸርዎ፣+ 16 ንሱ ብዛዕባ እዚ ነገራት እዚ ኣብ ኵለን ደብዳበታቱ ተዛሪቡ እዩ። ገሊኡ ኣባታተን ዘሎ ግና፡ ንምርዳኡ ዜሸግር እዩ፣ እቶም ደናቝርን* ዘይጽኑዓትን ከኣ፡ ከምቲ ነቲ ኻልእ ቅዱሳት ጽሑፋት ዚጠዋውይዎ፡ ነዚ እውን ንጥፍኣቶም ይጠዋውይዎ ኣለዉ።

17 እምበኣር፡ ፍቑራተየ፡ ነዚ ኣቐዲምኩም ካብ ፈለጥኩምዎ፡ ብስሕተት እቶም ጠሓስቲ ሕጊ ምሳታቶም ስሒትኩም ካብ ጽንዓትኩም ከይትወድቁ ተሓለዉ።+ 18 ብጸጋን ብፍልጠትን ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ዕበዩ። ንዕኡ ሕጅን ንመዓልቲ ዘለኣለምን ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ