ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እብራውያን 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

እብራውያን—ትሕዝቶ

      • ናብ ብስለት ንገስግስ (1-3)

      • እቶም ዚወድቁ፡ ንወዲ ኣምላኽ ከም ብሓድሽ ይሰቕልዎ (4-8)

      • ርግጽ ተስፋ ይሃሉኹም (9-12)

      • ተስፋ ኣምላኽ ርግጽ እያ (13-20)

        • ተስፋን ማሕላን ኣምላኽ ኣይልወጥን እዩ (17, 18)

እብራውያን 6:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 5:12
  • +1ቈረ 14:20፣ ኤፌ 4:13፣ እብ 5:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2018፡ ገጽ 19-20

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 229-231

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    10/2016፡ ገጽ 29

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 199-202

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2009፡ ገጽ 9-13

    1/1/1998፡ ገጽ 9

    ንኣምላኽ ኣምልኽ፡ ገጽ 8

እብራውያን 6:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 8:17
  • +ማቴ 22:31፣ ዮሃ 5:28, 29፣ 11:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 8-9

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 30

    15/9/2008፡ ገጽ 32

እብራውያን 6:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 1:18፣ እብ 10:26

እብራውያን 6:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእልን።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

እብራውያን 6:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዮሃ 2:19
  • +እብ 10:29

እብራውያን 6:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 10:32, 33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 245-246

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2008፡ ገጽ 19-20

    1/2/2007፡ ገጽ 17

    15/4/2003፡ ገጽ 17

እብራውያን 6:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:3, 4
  • +እብ 3:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2006፡ ገጽ 24

    1/2/2004፡ ገጽ 30

እብራውያን 6:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 12:11፣ ራእ 2:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2003፡ ገጽ 16-17

እብራውያን 6:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 22:16

እብራውያን 6:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 22:17

እብራውያን 6:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 31:53

እብራውያን 6:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምኽሩ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣብ መንጎ ኣትዩ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ገላ 3:29

እብራውያን 6:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 23:19፣ ቲቶ 1:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2023፡ ገጽ 2-3

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 8/2019፡ ገጽ 7

እብራውያን 6:19

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ህይወት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጴጥ 1:3, 4
  • +ዘሌ 16:2, 12፣ እብ 9:7፣ 10:19, 20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 158፡ 180

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    10/2022፡ ገጽ 25

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    2/2021፡ ገጽ 30

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 8/2019፡ ገጽ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    12/2016፡ ገጽ 26

    ንቕሑ!፡

    22/4/2004፡

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1999፡ ገጽ 18-20

እብራውያን 6:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:4፣ እብ 5:6
  • +እብ 4:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2015፡ ገጽ 17-18

    15/11/1995፡ ገጽ 19

ሓፈሻዊ

እብ. 6:1እብ 5:12
እብ. 6:11ቈረ 14:20፣ ኤፌ 4:13፣ እብ 5:14
እብ. 6:2ግብ 8:17
እብ. 6:2ማቴ 22:31፣ ዮሃ 5:28, 29፣ 11:25
እብ. 6:4ኤፌ 1:18፣ እብ 10:26
እብ. 6:61ዮሃ 2:19
እብ. 6:6እብ 10:29
እብ. 6:10እብ 10:32, 33
እብ. 6:111ጴጥ 1:3, 4
እብ. 6:11እብ 3:14
እብ. 6:12ሮሜ 12:11፣ ራእ 2:4
እብ. 6:13ዘፍ 22:16
እብ. 6:14ዘፍ 22:17
እብ. 6:16ዘፍ 31:53
እብ. 6:17ገላ 3:29
እብ. 6:18ዘሁ 23:19፣ ቲቶ 1:2
እብ. 6:191ጴጥ 1:3, 4
እብ. 6:19ዘሌ 16:2, 12፣ እብ 9:7፣ 10:19, 20
እብ. 6:20መዝ 110:4፣ እብ 5:6
እብ. 6:20እብ 4:14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
እብራውያን 6:1-20

እብራውያን

6 ስለዚ፡ ነቲ ናይ መጀመርታ ትምህርቲ ክርስቶስ ካብ ሰገርና፡+ ናብ ብስለት ንገስግስ።+ ከም ብሓድሽ እውን መሰረት ኣይንሰርት፣ እዚ ድማ፡ ንስሓ ኻብ ምዉት ግብሪ፡ እምነት ብኣምላኽ፡ 2 ትምህርቲ ጥምቀታትን ምንባር ኣእዳውን፡+ ትንሳኤ ምዉታትን+ ናይ ዘለኣለም ፍርድን እዩ። 3 ኣምላኽ እንተ ፈቒድዎስ፡ ነዚ ድማ ክንገብሮ ኢና።

4 እቶም ሓንሳእ ብርሃን ዝበርሃሎም፡+ ነቲ ሰማያዊ ናጻ ውህበት ዝጠዓሙ፡ ተማቐልቲ መንፈስ ቅዱስ ዝዀኑ፡ 5 ነቲ ሰናይ ቃል ኣምላኽን ሓይሊ እቲ ዚመጽእ ስርዓትን* ከኣ ዝጠዓሙ፡ 6 ግናኸ ዝወደቑ፡+ ንወዲ ኣምላኽ ከም ብሓድሽ ንርእሶም ስለ ዚሰቕልዎን መላገጺ ስለ ዚገብርዎን፡ ከም ብሓድሽ ናብ ንስሓ ኺምለሱ ኣይክእሉን እዮም።+ 7 እታ ኣብኣ ብዙሕ ግዜ ንዝዘነመ ዝናም ሰትያ ነቶም ዚሓርስዋ ዚጠቅም ኣትክልቲ እትህብ ምድርስ፡ ካብ ኣምላኽ በረኸት ትረክብ እያ። 8 እሾዅን ተዀርባን እንተ ኣብቊላ ግና፡ ዘይትጠቅምን ጥቓ መርገምን እያ፣ ኣብ መወዳእታ እውን ክትነድድ እያ።

9 ፍቑራተየ፡ ብዛዕባኹም ግና፡ በዚ ኸምዚ እኳ እንተ ተዛረብና፡ ዚሓይሽን ናብ ድሕነት ዜብጽሕን ነገር ከም ዘሎ ርግጸኛታት ኢና። 10 ኣምላኽሲ ግብርኹም ኰነ ንስሙ ዘርኣኹምዎ ፍቕሪ፡+ ማለት ነቲ ነቶም ቅዱሳት ዘገልገልኩምዎምን እተገልግልዎም ዘለኹምን ዚርስዕ ዓማጺ ኣይኰነን። 11 ነፍሲ ወከፍኩም ክሳዕ መወዳእታ ምሉእ ብምሉእ እተረጋገጸት ተስፋ ኽትህልወኩም ግና፡+ እዚ ትግሃት እዚ ኸተርእዩ ንደሊ ኣለና፣+ 12 እዚ ድማ ነቶም ብእምነትን ብትዕግስትን ነቲ ተስፋታት ዚወርስዎ ምእንቲ ኽትመስልዎም እምበር፡ ፈዛዛት ምእንቲ ኸይትዀኑ እዩ።+

13 ኣምላኽ ንኣብርሃም ኬተስፍዎ ኸሎስ፡ ዚምሕለሉ ኻብኡ ዚዓቢ ስለ ዘየልቦ፡ ከምዚ ኢሉ ብርእሱ ምሒሉ እዩ፦+ 14 “ብርግጽ ክባርኸካን ብርግጽ ከብዝሓካን እየ።”+ 15 ኣብርሃም ድማ ተዓጊሱ ነዛ ተስፋ እዚኣ ረኺብዋ እዩ። 16 ሰባትሲ በቲ ኻብኦም ዚዓቢ እዮም ዚምሕሉ፣ ማሕላኦም ከኣ ሕጋዊ ውሕስነት ስለ ዝዀኖም፡ ንዅሉ ምጕቶም ይውድኣሎም እዩ።+ 17 ከምኡ ኸኣ፡ ኣምላኽ ዕላማኡ* ኸም ዘይልወጥ ነቶም ወረስቲ ተስፋ+ ብንጹር ኬርእዮም ምስ ወሰነ፡ ብማሕላ ውሕስነት ሂቡ እዩ።* 18 ከምኡ ዝገበረ ኸኣ፡ ንሕና እቶም እተማዕቈብና ዘበልና፡ በተን ኣምላኽ ኪሕስወለን ዘይክእል+ ክልተ ዘይልወጣ ነገራት ጌርና፡ ነታ ኣብ ቅድሜና ዘላ ተስፋ ንምሓዝ ሓያል መተባብዒ ምእንቲ ኽንረክብ እዩ። 19 እዛ ዘላትና ተስፋ+ እዚኣ ኸም መልህቕ ነፍሲ፡* ርግጽን ጽንዕትን እያ፣ ነቲ መጋረጃ ሓሊፋ ድማ ናብ ውሽጢ ትኣቱ እያ፣+ 20 ኣብኡ ኸኣ እቲ ኸም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ሊቀ ኻህናት+ ዝዀነ የሱስ ምእንታና ቕድሜና ኣትዩ ኣሎ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ