ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 22
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘፍጥረት—ትሕዝቶ

      • ኣብርሃም ንይስሃቅ ኪስውኦ ተነግሮ (1-19)

        • ብዘርኢ ኣብርሃም ዚርከብ በረኸት (15-18)

      • ቤተ ሰብ ርብቃ (20-24)

ዘፍጥረት 22:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/1998፡ ገጽ 6

ዘፍጥረት 22:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 17:19፣ እያ 24:3፣ ሮሜ 9:7
  • +ዮሃ 3:16
  • +2ዜና 3:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/1/2012፡ ገጽ 23

    1/2/2009፡ ገጽ 18

    15/8/2007፡ ገጽ 12

ዘፍጥረት 22:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2009፡ ገጽ 18

ዘፍጥረት 22:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    2/2016፡ ገጽ 11-12

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2009፡ ገጽ 18

ዘፍጥረት 22:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2017፡ ገጽ 32

ዘፍጥረት 22:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:29፣ 1ጴጥ 1:18, 19

ዘፍጥረት 22:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 10:17, 18

ዘፍጥረት 22:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:17

ዘፍጥረት 22:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 11:17-19፣ ያእ 2:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 3/2020፡ ገጽ 2

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2009፡ ገጽ 18

    15/4/1998፡ ገጽ 6

ዘፍጥረት 22:14

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ትርጉሙ፡ “የሆዋ የቕርብ እዩ፣ የሆዋ ይሓልዮ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 22:2፣ 2ዜና 3:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 125

ዘፍጥረት 22:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 6:13, 14
  • +ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 8:32፣ እብ 11:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2012፡ ገጽ 23-24

ዘፍጥረት 22:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸተማታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 13:14, 16፣ 15:1, 5፣ ግብ 3:25
  • +መዝ 2:8፣ ዳን 2:44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2008፡ ገጽ 21

    15/9/2004፡ ገጽ 9

    1/6/2004፡ ገጽ 11

    15/5/2000፡ ገጽ 15-16

    1/2/1998፡ ገጽ 9-13፡ 17-18

ዘፍጥረት 22:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ጽዒሮም ኪረኽቡ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 3:15፣ ሮሜ 9:7፣ ገላ 3:16
  • +ገላ 3:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 3 2020፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2018፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2009፡ ገጽ 4

    1/4/2009፡ ገጽ 12

    1/9/2000፡ ገጽ 20

    15/5/2000፡ ገጽ 15-16

    1/2/1998፡ ገጽ 9-13፡ 14-15

    1/7/1995፡ ገጽ 5

    1/1/1995፡ ገጽ 28-29

    1/3/1994፡ ገጽ 28

    ራእይ፡ ገጽ 311

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 117-118

ዘፍጥረት 22:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 21:31

ዘፍጥረት 22:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 11:26, 29

ዘፍጥረት 22:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 25:20

ዘፍጥረት 22:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 24:15፣ ሮሜ 9:10

ሓፈሻዊ

ዘፍ. 22:1እብ 11:17
ዘፍ. 22:2ዘፍ 17:19፣ እያ 24:3፣ ሮሜ 9:7
ዘፍ. 22:2ዮሃ 3:16
ዘፍ. 22:22ዜና 3:1
ዘፍ. 22:8ዮሃ 1:29፣ 1ጴጥ 1:18, 19
ዘፍ. 22:9ዮሃ 10:17, 18
ዘፍ. 22:10እብ 11:17
ዘፍ. 22:12እብ 11:17-19፣ ያእ 2:21
ዘፍ. 22:14ዘፍ 22:2፣ 2ዜና 3:1
ዘፍ. 22:16እብ 6:13, 14
ዘፍ. 22:16ዮሃ 3:16፣ ሮሜ 8:32፣ እብ 11:17
ዘፍ. 22:17ዘፍ 13:14, 16፣ 15:1, 5፣ ግብ 3:25
ዘፍ. 22:17መዝ 2:8፣ ዳን 2:44
ዘፍ. 22:18ዘፍ 3:15፣ ሮሜ 9:7፣ ገላ 3:16
ዘፍ. 22:18ገላ 3:8
ዘፍ. 22:19ዘፍ 21:31
ዘፍ. 22:20ዘፍ 11:26, 29
ዘፍ. 22:22ዘፍ 25:20
ዘፍ. 22:23ዘፍ 24:15፣ ሮሜ 9:10
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘፍጥረት 22:1-24

ዘፍጥረት

22 ድሕርዚ፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ፣+ “ኣብርሃም” ከኣ በሎ፣ ንሱ ኸኣ፡ “እነኹ” በለ። 2 ሽዑ፡ “በጃኻ ነቲ እትፈትዎ ሓደ ወድኻ ይስሃቅ+ ውሰድ እሞ፡+ ናብ ምድሪ ሞርያ+ ተጐዓዝ፣ ኣብኣ ድማ ኣብ ሓደ ኻብቲ ኣነ ዝብለካ ኣኽራን ዚሓርር መስዋእቲ ጌርካ ሰውኣዮ” በሎ።

3 ኣብርሃም ድማ ኣንጊሁ ተንስአ፣ ኣድጉ ጽዒኑ ኸኣ፡ ክልተ ገላዉኡ ምስኡን ምስ ወዱ ይስሃቅን ወሰደ። ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ዕንጨይቲ ፈሊጹ ኸኣ፡ ተንሲኡ ናብታ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝበሎ ቦታ ተጓዕዘ። 4 ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ፡ ኣብርሃም ኣዒንቱ ኣልዒሉ ነታ ቦታ ብርሑቕ ረኣያ። 5 ኣብርሃም ድማ ንገላዉኡ፡ “ምስዚ ኣድጊ፡ ኣብዚ ጽንሑ፣ ኣነን እዚ ወድን ከኣ ናብቲ ኼድና ኣምሊኽና ናባኻትኩም ክንምለስ ኢና” በሎም።

6 ኣብርሃም ድማ ነቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን ዕንጨይቲ ወሲዱ ንወዱ ይስሃቅ ኣሰከሞ። ሓውን ካራን ከኣ ብኣእዳዉ ወሰደ፣ ክልቲኦም ድማ ብሓባር ከዱ። 7 ይስሃቅ ከኣ ንኣቦኡ ኣብርሃም፡ “ኣቦየ” በሎ። ንሱ ድማ፡ “እነኹ፡ ወደየ” ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ኸኣ፡ “ሓውን ዕንጨይትንሲ ኣሎ፣ እቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን በጊዕ ደኣ ኣበይ ኣሎ፧” በለ። 8 ኣብርሃም ድማ፡ “ወደየ፡ ኣምላኽ ባዕሉ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን በጊዕ+ ኬቕርብ እዩ” በለ። ክልቲኦም ከኣ ብሓባር ከዱ።

9 ናብታ ኣምላኽ ዝበሎ ቦታ ኸኣ በጽሑ፣ ኣብርሃም ድማ ኣብኣ መሰውኢ ሰርሐ፡ ነቲ ዕንጨይቲ እውን ኣብኡ ጸፍጸፎ። ንወዱ ይስሃቅ ኢዱን እግሩን ኣሲሩ ኸኣ፡ ኣብቲ መሰውኢ ኣብ ልዕሊ እቲ ዕንጨይቲ በጥ ኣበሎ።+ 10 ኣብርሃም ድማ ንወዱ ኺሓርድ፡ ኢዱ ዘርጊሑ ኻራ ወሰደ።+ 11 መልኣኽ የሆዋ ግና ካብ ሰማያት ጸዊዑ፡ “ኣብርሃም፡ ኣብርሃም” በሎ፣ ንሱ እውን፡ “እነኹ” ኢሉ መለሰ። 12 ንሱ ኸኣ፡ “ሓደ ውሉድካ እኳ ስለ ዘይከላእካኒ፡ ንኣምላኽ ከም እትፈርህ ሕጂ ፈሊጠ ኣለኹ እሞ፡+ ነቲ ወዲ ኣይትጕድኣዮ፡ ገለ እውን ኣይትግበሮ” በለ። 13 ኣብርሃም ድማ ኣዒንቱ ኣልዓለ፣ ክንዮኡ ኸኣ ኣቕርንቱ ኣብ ጣሻ ተጠናኒጉ እተታሕዘ ድዑል ረኣየ። ኣብርሃም ድማ ከይዱ ነቲ ድዑል ወሲዱ፡ ኣብ ክንዲ ወዱ ንዚሓርር መስዋእቲ ሰውኦ። 14 ኣብርሃም ከኣ ነታ ቦታ እቲኣ፡ የሆዋ-ይርኤ* ኢሉ ሰመያ። ስለዚ ኸኣ እዩ ኽሳዕ ሎሚ፡ “ኣብ ከረን የሆዋ ይቕረብ እዩ” ዚብሃል።+

15 መልኣኽ የሆዋ ድማ ካልኣይ ሳዕ ካብ ሰማያት ንኣብርሃም ጸውዖ፡ 16 ከምዚ እውን በሎ፦ “‘ብርእሰይ እምሕል ኣለኹ፡’ ይብል የሆዋ፡+ ‘እዚ ነገር እዚ ስለ ዝገበርካን ነቲ ሓደ ወድኻ ስለ ዘይከላእካንን፡+ 17 ብርግጽ ክባርኸካ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማያትን ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻን ብርግጽ ከብዝሖ እየ፣+ ዘርእኻ ኣፍ ደገ* ጸላእቱ ኺርስተ እዩ።+ 18 ቃለይ ስለ ዝሰማዕካ፡ ኵሎም ኣህዛብ ምድሪ ብዘርእኻ+ በረኸት ኪረኽቡ* እዮም።’”+

19 ድሕሪኡ፡ ኣብርሃም ናብ ገላዉኡ ተመልሰ፣ ተንሲኦም ከኣ ብሓባር ናብ ብኤር-ሸባዕ ከዱ፣+ ኣብርሃም ድማ ኣብ ብኤር-ሸባዕ ተቐመጠ።

20 ድሕርዚ፡ ንኣብርሃም፡ “እንሆ፡ ሚልካ ንሓውካ ናሆር ደቂ ወሊዳትሉ፣+ 21 ንሳቶም ድማ፡ ዑጽ እቲ በዅሩን ሓዉ ቡዝን ቄሙኤል ኣቦ ኣራምን 22 ከሰድን ሓዞን ጲልደሽን ይድላፍን ቤቱኤልን+ እዮም” ተባሂሉ ተነግሮ። 23 ቤቱኤል ድማ ንርብቃ ወለደ።+ እዚኣቶም ሸሞንቲኦም ሚልካ ንናሆር ሓው ኣብርሃም ወለደትሉ። 24 ሬኡማ ዝስማ ሰበይቲ ወሰኑ እውን፡ ደቂ ወለደትሉ፣ ንሳቶም ድማ፡ ጤባሕን ጋሓምን ታሓሽን ማዓካን እዮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ