ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 43
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • የሆዋ ንህዝቡ መሊሱ ኺእክቦም እዩ (1-7)

      • ኣማልኽቲ ኣብ ፍርዲ ቐረቡ (8-13)

        • “ንስኻትኩም መሰኻኽረይ ኢኹም” (10, 12)

      • ካብ ባቢሎን ክትወጹ ኢኹም (14-21)

      • “ኣብ መንጎ ሓድሕድና ዘሎ ነገር ነቕርብ” (22-28)

ኢሳይያስ 43:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 100:3፣ ኢሳ 43:15፣ 44:2, 21
  • +ኢሳ 44:23፣ ኤር 50:34

ኢሳይያስ 43:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:29
  • +እያ 3:15, 16፣ 2ነገ 2:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    11/2022፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2019፡ ገጽ 3-4

ኢሳይያስ 43:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍስኻ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 19:5, 6
  • +ዘዳ 7:8፣ ኤር 31:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2019፡ ገጽ 3

ኢሳይያስ 43:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:10፣ 44:2፣ ኤር 30:10
  • +ዘዳ 30:1-3፣ መዝ 106:47፣ ኢሳ 66:20፣ ህዝ 36:24፣ ሚክ 2:12፣ ዘካ 8:7

ኢሳይያስ 43:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 3:18
  • +ኤር 31:8

ኢሳይያስ 43:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 33:16
  • +መዝ 100:3፣ ኢሳ 29:23

ኢሳይያስ 43:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:9, 10፣ 42:18, 19

ኢሳይያስ 43:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ነቲ ኣብ መጻኢ ዚመጽእ ቀዳማይ ነገር ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:1
  • +ኢሳ 41:21, 22፣ 44:7
  • +1ነገ 18:24, 25

ኢሳይያስ 43:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምእንቲ ኽትኣምኑንን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 1:8፣ ራእ 1:5
  • +ኢሳ 41:4
  • +ዘዳ 4:37
  • +ኢሳ 44:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 19

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 21-22

    1/9/1995፡ ገጽ 9-10፡ 12-13፡ 17

    1/7/1995፡ ገጽ 10-11

    1/5/1995፡ ገጽ 26

    ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ገጽ 5

ኢሳይያስ 43:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 6:4
  • +ኢሳ 12:2፣ ሆሴ 13:4፣ 1ጢሞ 2:3፣ ይሁ 25

ኢሳይያስ 43:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:12
  • +ኢሳ 46:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2014፡ ገጽ 21-22

ኢሳይያስ 43:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:4፣ ራእ 1:8
  • +ዘዳ 32:39
  • +ኢሳ 14:27፣ ዳን 4:35

ኢሳይያስ 43:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 44:6፣ 63:16
  • +ኢሳ 54:5
  • +ኢሳ 45:1, 2
  • +ኤር 50:10

ኢሳይያስ 43:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:18
  • +ኢሳ 43:1
  • +ዘዳ 33:5፣ መዝ 74:12፣ ኢሳ 33:22፣ ራእ 11:17

ኢሳይያስ 43:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 14:16፣ እያ 3:13

ኢሳይያስ 43:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:4
  • +ኤር 51:39

ኢሳይያስ 43:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2007፡ ገጽ 9

ኢሳይያስ 43:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:9
  • +ኢሳ 11:16፣ 40:3
  • +ኢሳ 41:18

ኢሳይያስ 43:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጋውሕታታትን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:12፣ ኢሳ 41:8፣ 1ጴጥ 2:9
  • +ኢሳ 41:17፣ ኤር 31:9

ኢሳይያስ 43:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1995፡ ገጽ 10-11፡ 13

ኢሳይያስ 43:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 2:5፣ ሆሴ 7:10፣ ሚክ 6:3
  • +ኢሳ 64:7

ኢሳይያስ 43:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 66:3

ኢሳይያስ 43:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ምዑዝ ሻምብቆ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 3:14-16
  • +ኢሳ 1:14, 15

ኢሳይያስ 43:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንዕልወትካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:7፣ 79:8, 9፣ ህዝ 20:9
  • +ኢሳ 1:18፣ ኤር 50:20
  • +ኤር 31:34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2007፡ ገጽ 10

ኢሳይያስ 43:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ንመምህራን እቲ ሕጊ ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 28:7፣ ኤር 5:31

ኢሳይያስ 43:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 79:4፣ 137:3

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 43:1መዝ 100:3፣ ኢሳ 43:15፣ 44:2, 21
ኢሳ. 43:1ኢሳ 44:23፣ ኤር 50:34
ኢሳ. 43:2ዘጸ 14:29
ኢሳ. 43:2እያ 3:15, 16፣ 2ነገ 2:8
ኢሳ. 43:4ዘጸ 19:5, 6
ኢሳ. 43:4ዘዳ 7:8፣ ኤር 31:3
ኢሳ. 43:5ኢሳ 41:10፣ 44:2፣ ኤር 30:10
ኢሳ. 43:5ዘዳ 30:1-3፣ መዝ 106:47፣ ኢሳ 66:20፣ ህዝ 36:24፣ ሚክ 2:12፣ ዘካ 8:7
ኢሳ. 43:6ኤር 3:18
ኢሳ. 43:6ኤር 31:8
ኢሳ. 43:7ኤር 33:16
ኢሳ. 43:7መዝ 100:3፣ ኢሳ 29:23
ኢሳ. 43:8ኢሳ 6:9, 10፣ 42:18, 19
ኢሳ. 43:9ኢሳ 41:1
ኢሳ. 43:9ኢሳ 41:21, 22፣ 44:7
ኢሳ. 43:91ነገ 18:24, 25
ኢሳ. 43:10ግብ 1:8፣ ራእ 1:5
ኢሳ. 43:10ኢሳ 41:4
ኢሳ. 43:10ዘዳ 4:37
ኢሳ. 43:10ኢሳ 44:8
ኢሳ. 43:11ዘዳ 6:4
ኢሳ. 43:11ኢሳ 12:2፣ ሆሴ 13:4፣ 1ጢሞ 2:3፣ ይሁ 25
ኢሳ. 43:12ዘዳ 32:12
ኢሳ. 43:12ኢሳ 46:9, 10
ኢሳ. 43:13ኢሳ 41:4፣ ራእ 1:8
ኢሳ. 43:13ዘዳ 32:39
ኢሳ. 43:13ኢሳ 14:27፣ ዳን 4:35
ኢሳ. 43:14ኢሳ 44:6፣ 63:16
ኢሳ. 43:14ኢሳ 54:5
ኢሳ. 43:14ኢሳ 45:1, 2
ኢሳ. 43:14ኤር 50:10
ኢሳ. 43:15መዝ 89:18
ኢሳ. 43:15ኢሳ 43:1
ኢሳ. 43:15ዘዳ 33:5፣ መዝ 74:12፣ ኢሳ 33:22፣ ራእ 11:17
ኢሳ. 43:16ዘጸ 14:16፣ እያ 3:13
ኢሳ. 43:17ዘጸ 15:4
ኢሳ. 43:17ኤር 51:39
ኢሳ. 43:19ኢሳ 42:9
ኢሳ. 43:19ኢሳ 11:16፣ 40:3
ኢሳ. 43:19ኢሳ 41:18
ኢሳ. 43:20መዝ 33:12፣ ኢሳ 41:8፣ 1ጴጥ 2:9
ኢሳ. 43:20ኢሳ 41:17፣ ኤር 31:9
ኢሳ. 43:21ኢሳ 60:21
ኢሳ. 43:22ኤር 2:5፣ ሆሴ 7:10፣ ሚክ 6:3
ኢሳ. 43:22ኢሳ 64:7
ኢሳ. 43:23ኢሳ 66:3
ኢሳ. 43:24ዘሌ 3:14-16
ኢሳ. 43:24ኢሳ 1:14, 15
ኢሳ. 43:25መዝ 25:7፣ 79:8, 9፣ ህዝ 20:9
ኢሳ. 43:25ኢሳ 1:18፣ ኤር 50:20
ኢሳ. 43:25ኤር 31:34
ኢሳ. 43:27ኢሳ 28:7፣ ኤር 5:31
ኢሳ. 43:28መዝ 79:4፣ 137:3
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 43:1-28

ኢሳይያስ

43 ሕጂ ድማ፡ ኣታ ያእቆብ፡ እቲ ዝፈጠረካ፡ ኣታ እስራኤል ድማ፡ እቲ ዝደኰነካ+

የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

“ተበጅየካ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ።+

ኣነ ብስምካ ጸዊዐካ እየ።

ንስኻ ናተይ ኢኻ።

 2 ብማያት ምስ እትሓልፍ፡ ምሳኻ ክኸውን እየ፣+

ኣፍላግ ምስ እትሳገር፡ ኣይኬዕለቕልቐካን እዩ።+

ብሓዊ ምስ እትኸይድ፡ ኣይክትሓርርን ኢኻ፣

ሃልሃልታ እውን ኣይኪልብልበካን እዩ።

 3 ከመይሲ፡ ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ፡

ናይ እስራኤል ቅዱስ፡ መድሓኒኻ እየ።

ንግብጺ በጃኻ፡

ንኢትዮጵያን ንሴባን ከኣ ኣብ ክንዳኻ ሂበ።

 4 ኣብ ኣዒንተይሲ ኽቡር ኴንካ፣+

እወ፡ እተኸበርካ ዄንካ፣ ኣነ እውን ኣፍቂረካ።+

ስለዚ፡ ኣብ ክንዳኻ ሰባት፡

ኣብ ክንዲ ህይወትካ* ኸኣ ኣህዛብ ክህብ እየ።

 5 ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ።+

ንዘርእኻ ኻብ ምብራቕ ከምጽኦ፡

ካብ ምዕራብ ድማ ክኣኻኽበካ እየ።+

 6 ንሰሜን፡ ‘ሕደጎም!’ ክብሎ፡+

ንደቡብ ከኣ፡ ‘ኣይትሓዞም።

ንኣወዳተይ ካብ ርሑቕ፡ ንኣዋልደይ ድማ ካብ ወሰናት ምድሪ ኣምጽኣዮም፣+

 7 ብስመይ እተጸውዐ ዘበለ ዅሉ፡+

ንኽብረይ ዝፈጠርክዎን

ዝደኰንክዎን ዝገበርክዎን ኣምጽእ’ ክብሎ እየ።+

 8 ነቶም ኣዒንቲ ኸለዎምሲ ዕዉራት፡

ኣእዛን ከለዎም ከኣ ጸማማት ዝዀኑ ህዝቢ ኣውጽኣዮም።+

 9 ኵሎም ኣህዛብ ኣብ ሓደ ይተኣከቡ፣

ህዝብታት ድማ ብሓባር ይተኣከቡ።+

ካባታቶምሲ እዚ ኺነግር ዚኽእል መን እዩ፧

ነቲ ቐዳማይከ* ኼስምዑናዶ ይኽእሉ እዮም፧+

ቅኑዓት ምዃኖም ኬርእዩስ መሰኻኽሮም የቕርቡ!

ወይስ ሰሚዖም፡ ‘እዚ ሓቂ እዩ!’ ይበሉ።”+

10 “ንስኻትኩም መሰኻኽረይ ኢኹም”+ ይብል የሆዋ፡

“እወ፡ ምእንቲ ኽትፈልጡን ብኣይ ምእንቲ ኽትኣምኑን*

ኣነ ወትሩ ኣነ ምዃነይ ምእንቲ ኽትርድኡንሲ፡+

ዝሓረኽዎ ጊልያይ ኢኹም።+

ቅድመይ ኣምላኽ ኣይተደኰነን፣

ድሕረይ እውን ኣይኰነን።+

11 ኣነ፡ ኣነ የሆዋ እየ፡+ ብዘይካይ መድሓኒ የልቦን።”+

12 “ጓና ኣምላኽ ኣብ መንጎኹም ከይሃለወ፡+

ዝነገርኩን ዘድሓንኩን ዘፍለጥኩን ኣነ እየ።

ስለዚ፡ ንስኻትኩም መሰኻኽረይ ኢኹም” ይብል የሆዋ፡ “ኣነ ኸኣ ኣምላኽ እየ።+

13 ኣነ እውን ወትሩ ኣነ እየ፣+

ካብ ኢደይ ኪምንዝዕ ዚኽእል የልቦን።+

ምስ ገበርኩስ፡ መን ኪኽልክል ይኽእል፧”+

14 የሆዋ እቲ ተበጃዊኹም፡+ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+

“ምእንታኹም ናብ ባቢሎን ክልእኽ፡ ንዅሉ ተገዳም ኣፍ ደገታት ከውርድ እየ፣+

ከለዳውያን ድማ ኣብ መራኽቦም ብጭንቂ ኸእውዩ እዮም።+

15 ኣነ የሆዋ እቲ ቕዱስኩም፡+ ፈጣር እስራኤል፡+ እቲ ንጉስኩም+ እየ።”

16 እቲ ኣብ ባሕሪ ጐደና፡

ኣብ መንጎ ዚናወጽ ማያት ከኣ መገዲ ዚገብር+

የሆዋ ኸምዚ ይብል፣

17 እቲ ንሰረገላን ንፈረስን

ንሰራዊት ምስ ሓያላት ጀጋኑ ዜውጽእ፡ ከምዚ ይብል፦+

“በጥ ኪብሉ፡ ኣይኪትንስኡን ድማ እዮም።+

ኪጠፍኡ፡ ከም ዚነድድ ፈትሊ መብራህቲ ኸኣ ኪቕህሙ እዮም።”

18 “ነቲ ዝቐደመ ኣይትዘክሩ፡

ነቲ ዝሓለፈ ድማ ኣይትሕሰቡ።

19 እንሆ፡ ሓድሽ ነገር እገብር ኣለኹ፣+

ሕጂ እኳ ይቕልቀል ኣሎ።

ኣይተለልይዎን ዲኹም፧

ኣብ በረኻ መገዲ፡+

ኣብ ምድረ በዳ ኸኣ ኣፍላግ ክገብር እየ።+

20 ህዝበይ እቲ ሕሩየይ+ ምእንቲ ኺሰቲ፡

ኣብ በረኻ ማይ፡

ኣብ ምድረ በዳ ድማ ኣፍላግ ክህብ እየ እሞ፡+

እንስሳ መሮር፡

ወኻሩን* ሰገናትን ኬኽብሩኒ እዮም።

21 እቲ ንዓይ ዝደኰንክዎ ህዝቢ፡

ውዳሰይ ምእንቲ ኺነግር፡ ከምኡ ኽገብር እየ።+

22 ግናኸ፡ ኣታ እስራኤል፡ ብኣይ ስለ ዝሰልከኻ፡+

ኣታ ያእቆብ፡ ንስኻ ኣይጸዋዕካንን።+

23 ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትኻ ኪኸውን በጊዕ ኣየምጻእካለይን፡

ብመስዋእቲ ኸኣ ኣየኽበርካንን።

መባእ ከተምጽእ ኣየገደድኩኻን፣

ጻዕዳ ዕጣን ደልየ ድማ ኣየድከምኩኻን።+

24 ጥዑም ቃንጫ* ብገንዘብ ኣይዓደግካለይን፣

ብስብሒ መስዋእትኻ እውን ኣየጽገብካንን።+

ኣብ ክንዳኡስ፡ ብሓጢኣትካ ጾር ኣኽቢድካለይ፣

ብስሕተትካ ኸኣ ኣድኪምካኒ።+

25 ኣነ፡ ኣነ ንኣበሳኻ* ምእንታይ ኢለ+ ዝድምስስ እየ፣+

ሓጢኣትካ ድማ ኣይክዝክሮን እየ።+

26 ኣዘክረኒ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕድና ዘሎ ነገር ነቕርብ፣

ቅኑዕ ምዃንካ ኸተርእስ ብወገንካ እትብሎ ተዛረብ።

27 እቲ ቐዳማይ ኣቦኻ ሓጥአ፣

እቶም ኣፈኛታትካ* ኸኣ ካባይ ዓለዉ።+

28 ስለዚ፡ ንመሳፍንቲ እታ መቕደስ ከርክሶም፡

ንያእቆብ ከኣ ከጥፍኦ፡

ንእስራኤል እውን ኣደዳ ጸርፊ ኽገብሮ እየ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ