ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 119
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ኣድንቖት ነቲ ኽቡር ቃል ኣምላኽ

        • “ጐበዝ ንመገዱ ኸመይ ገይሩ ብንጽህና ይሕልዋ፧” (9)

        • “ንመዘኻኸሪታትካ እፈትዎም እየ” (24)

        • “ቃልካ ተስፋይ እዩ” (74, 81, 114)

        • “ንሕግኻ ኽንደይ ኰን እየ ዘፍቅሮ!” (97)

        • “ሓለፋ ዅሎም መምህራነይ፡ ልቦና ኣሎኒ” (99)

        • ‘ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ እዩ’ (105)

        • “ብዘሎ ቓልካ ሓቂ እዩ” (160)

        • ሕጊ ኣምላኽ ዜፍቅሩ፡ ሰላም ኣለዎም (165)

መዝሙር 119:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንጽህና ዚሕልዉ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 20:3፣ ያእ 1:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 10

መዝሙር 119:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:7
  • +2ዜና 31:20, 21

መዝሙር 119:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 38:3

መዝሙር 119:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 5:33፣ ኤር 7:23፣ ያእ 2:10

መዝሙር 119:5

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣየ መገድታተይ እንተ ዚጸንዕ!”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 51:10

መዝሙር 119:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:80

መዝሙር 119:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 10-11

መዝሙር 119:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 10-11

መዝሙር 119:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 6:20, 22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 11-12

    1/10/2002፡ ገጽ 9

መዝሙር 119:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:5

መዝሙር 119:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:13፣ 37:31
  • +መዝ 112:1

መዝሙር 119:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:8, 10፣ 119:72
  • +ኤር 15:16

መዝሙር 119:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸጽንዖ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:93, 100
  • +መዝ 25:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2000፡ ገጽ 15

መዝሙር 119:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ያእ 1:23-25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2000፡ ገጽ 14

መዝሙር 119:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 38:20

መዝሙር 119:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 29:15

መዝሙር 119:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ።”

መዝሙር 119:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 28:15

መዝሙር 119:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካብ ልዕለይ ኣንከባልል።”

መዝሙር 119:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “የጽንዖ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/1997፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 119:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:14, 168
  • +ዘዳ 17:18-20፣ መዝ 119:105፣ 2ጢሞ 3:16, 17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2006፡ ገጽ 25

    15/4/2005፡ ገጽ 12

መዝሙር 119:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ኣብ ሓመድ በጥ ኢላ ኣላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:15
  • +መዝ 119:154፣ 143:11

መዝሙር 119:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:11

መዝሙር 119:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸጽንዖስ።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “መገዲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 145:5

መዝሙር 119:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ብጓሂ ድቃስ ስኢና ኣላ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 12-13

    15/7/1997፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 119:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 141:4፣ ምሳ 30:8

መዝሙር 119:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 24:15

መዝሙር 119:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:7
  • +መዝ 25:20፣ 119:80

መዝሙር 119:32

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንልበይ እምንቶ ስለ ዘሕደርካሉ” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብመገዲ ትእዛዛትካ ኽጐዪ።”

መዝሙር 119:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 48:17፣ ዮሃ 6:45፣ ያእ 1:5
  • +መዝ 119:112

መዝሙር 119:35

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣመላልሰኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 23:3

መዝሙር 119:36

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናብ ረብሓ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 12:15፣ 1ጢሞ 6:10፣ እብ 13:5

መዝሙር 119:37

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 15:39፣ ምሳ 4:25፣ 23:4, 5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 40

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2010፡ ገጽ 20-24

    15/4/2005፡ ገጽ 13

መዝሙር 119:38

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እቲ ንዚፈርሁኻ እተኣትወሎም ቃልካ ንጊልያኻ ፈጽመሉ” ኪኸውን ይኽእል።

መዝሙር 119:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:9፣ 119:75

መዝሙር 119:41

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:76
  • +መዝ 51:1፣ 90:14

መዝሙር 119:43

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንፍርድኻ እጽበ።”

መዝሙር 119:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:33

መዝሙር 119:45

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብርሒብ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 118:5

መዝሙር 119:46

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 1:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 13

መዝሙር 119:47

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 23:12፣ መዝ 119:174፣ ሮሜ 7:22

መዝሙር 119:48

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ከጽንዖ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:127
  • +መዝ 119:23, 71

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2000፡ ገጽ 15

    15/1/1999፡ ገጽ 10

መዝሙር 119:49

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘጸበኻኒ።”

መዝሙር 119:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 94:19፣ ሮሜ 15:4

መዝሙር 119:51

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:157

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 13-14

መዝሙር 119:52

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:5፣ ዘዳ 1:35, 36፣ 4:3
  • +ሮሜ 15:4

መዝሙር 119:53

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:158፣ 139:21፣ ምሳ 28:4

መዝሙር 119:54

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብቲ ጓና ዀይነ ዚነብረሉ ቤት።”

መዝሙር 119:55

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 63:6፣ ኢሳ 26:9

መዝሙር 119:57

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 16:5
  • +ዘጸ 19:8

መዝሙር 119:58

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ገጽካ አፈሽሕው (ፍሽኽ ከብል እደሊ)።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 51:17
  • +መዝ 57:1

መዝሙር 119:59

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:101፣ ኤፌ 5:15

መዝሙር 119:60

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 29:1, 3

መዝሙር 119:61

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 26:8, 9፣ 2ዜና 29:1, 2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2000፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 119:62

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 42:8

መዝሙር 119:63

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 13:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 183

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 48

መዝሙር 119:64

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 33:5፣ 104:13

መዝሙር 119:66

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 3:9፣ መዝ 94:10፣ ዳን 2:21፣ ፊል 1:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/1999፡ ገጽ 10

መዝሙር 119:67

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብጌጋ እሓጥእ ነይረ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:11

መዝሙር 119:68

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:5፣ ማር 10:18
  • +ኢሳ 48:17

መዝሙር 119:70

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ከም ስብሒ ስምዒት ኣልቦ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 6:10
  • +መዝ 40:8፣ ሮሜ 7:22

መዝሙር 119:71

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 11:32፣ እብ 12:9-11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

    15/4/2005፡ ገጽ 14

መዝሙር 119:72

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 17:18, 19፣ መዝ 19:7, 10፣ ምሳ 3:13-15

መዝሙር 119:73

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 22:12፣ እዮ 32:8

መዝሙር 119:74

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቃልካ እጽበ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:147

መዝሙር 119:75

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:160
  • +ዘዳ 32:4፣ እብ 12:11

መዝሙር 119:76

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 34:6፣ መዝ 86:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2010፡ ገጽ 24

መዝሙር 119:77

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 7:22
  • +መዝ 51:1፣ 103:13፣ 119:116፣ ዳን 9:18፣ ሉቃ 1:50

መዝሙር 119:78

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብሓሶት” ኪኸውን ይኽእል።

  • *

    ወይ፡ “ኸጽንዖ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:45

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 119:80

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:5, 6፣ 1ዮሃ 2:28
  • +1ነገ 8:58

መዝሙር 119:81

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቃልካ እጽበ እየ።”

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ንድሕነትካ ትናፍቕ ኣላ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሚክ 7:7

መዝሙር 119:82

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:17፣ 102:2
  • +መዝ 69:3

መዝሙር 119:83

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:61, 176

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 15

መዝሙር 119:84

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 7:6፣ ራእ 6:9, 10

መዝሙር 119:86

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 142:6

መዝሙር 119:89

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 89:2፣ 119:152

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 15-16

መዝሙር 119:90

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 7:9
  • +መዝ 104:5፣ መክ 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 15-16

መዝሙር 119:91

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ኵሎም ፍጥረታቱ።

መዝሙር 119:92

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 6:23፣ ማቴ 4:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 16

መዝሙር 119:93

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 18:5፣ ዘዳ 30:16፣ ዮሃ 6:63፣ ሮሜ 10:5

መዝሙር 119:94

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:15
  • +መዝ 86:2፣ ኢሳ 41:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 16

መዝሙር 119:96

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ኣዝዩ ርሒብ እዩ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 119:97

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “አጽንዖ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:8
  • +መዝ 1:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 5

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/6/2006፡ ገጽ 20

    15/4/2002፡ ገጽ 13-14

    15/3/2001፡ ገጽ 16-17

    1/10/2000፡ ገጽ 15

    1/11/1999፡ ገጽ 11

መዝሙር 119:98

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:7፣ ምሳ 2:6፣ 10:8

መዝሙር 119:99

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “አጽንዖ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 11:25፣ ሉቃ 2:46, 47

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/10/2000፡ ገጽ 15

መዝሙር 119:100

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 5/2021፡ ገጽ 6-7

መዝሙር 119:101

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:23፣ 119:59

መዝሙር 119:103

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:7, 10፣ ምሳ 24:13, 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2017፡ ገጽ 20

መዝሙር 119:104

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:100
  • +መዝ 97:10፣ 101:3፣ ምሳ 8:13፣ 13:5፣ ሮሜ 12:9

መዝሙር 119:105

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 43:3፣ ምሳ 6:23፣ ኢሳ 51:4፣ ሮሜ 15:4፣ 2ጢሞ 3:16, 17፣ 2ጴጥ 1:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2018፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2007፡ ገጽ 14-18

    1/9/2006፡ ገጽ 14

    15/4/2005፡ ገጽ 16-17

    15/9/2002፡ ገጽ 12

    1/3/2002፡ ገጽ 12

    1/9/1997፡ ገጽ 32

መዝሙር 119:107

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:19
  • +መዝ 119:88፣ 143:11

መዝሙር 119:108

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ብናይ ኣፈይ መስዋእቲ ፍታው።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 50:23፣ ሆሴ 14:2፣ እብ 13:15
  • +ዘዳ 33:10፣ ኢሳ 48:17

መዝሙር 119:109

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ወትሩ ኣብ ኢደይ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:61

መዝሙር 119:110

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:87

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 17

መዝሙር 119:111

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ናይ ዘለኣለም ርስተይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:8፣ 119:129፣ ኤር 15:16

መዝሙር 119:112

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ልበይ ኣዘምቢለ ኣለኹ።”

መዝሙር 119:113

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ልቦም እተኸፍለ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 18:21፣ ራእ 3:16
  • +መዝ 40:8፣ 119:97

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 1/2023፡ ገጽ 6

መዝሙር 119:114

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቃልካ እጽበ እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 130:5
  • +መዝ 32:7፣ 91:2

መዝሙር 119:115

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 26:5

መዝሙር 119:116

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:10
  • +መዝ 25:2፣ ሮሜ 10:11

መዝሙር 119:117

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:13
  • +እያ 1:8፣ መዝ 119:48

መዝሙር 119:118

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 28:9፣ መዝ 95:10

መዝሙር 119:119

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 2:22፣ 25:4, 5፣ ህዝ 22:18

መዝሙር 119:120

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ንስጋይ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 17-18

መዝሙር 119:123

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 69:3፣ 119:81፣ 143:7

መዝሙር 119:124

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 69:16
  • +መዝ 143:10

መዝሙር 119:125

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:34፣ 2ጢሞ 2:7፣ ያእ 1:5

መዝሙር 119:126

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 9:19፣ ኤር 18:23

መዝሙር 119:127

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:9, 10፣ 119:72፣ ምሳ 3:13, 14

መዝሙር 119:128

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:8
  • +መዝ 119:104

መዝሙር 119:129

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ስለዚ እያ ነፍሰይ እትሕልዎ።”

መዝሙር 119:130

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:105፣ ምሳ 6:23፣ 2ቈረ 4:6፣ 2ጴጥ 1:19
  • +መዝ 19:7፣ ምሳ 1:1, 4፣ 2ጢሞ 3:15

መዝሙር 119:131

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እልህልህ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 42:1፣ 1ጴጥ 2:2

መዝሙር 119:132

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 6:10
  • +1ሳሙ 1:10, 11፣ 2ሳሙ 16:11, 12፣ ኢሳ 38:9, 20

መዝሙር 119:133

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣጽንዓየን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:13፣ ሮሜ 6:12

መዝሙር 119:134

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ተበጀወኒ።”

መዝሙር 119:135

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 6:25፣ መዝ 4:6

መዝሙር 119:136

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 9:4፣ 2ጴጥ 2:7, 8

መዝሙር 119:137

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:4
  • +ራእ 16:5, 7

መዝሙር 119:139

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 10:16፣ መዝ 69:9፣ ዮሃ 2:17

መዝሙር 119:140

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 12:6፣ 119:160
  • +መዝ 119:97

መዝሙር 119:141

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 22:6, 7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 19

መዝሙር 119:142

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 36:6
  • +ዘጸ 34:6፣ መዝ 119:160፣ ዮሃ 17:17

መዝሙር 119:144

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:34

መዝሙር 119:147

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ቃላትካ እጽበ እየ።”

  • *

    ወይ፡ “ዋግዋጎ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 5:3፣ 88:13፣ ማር 1:35

መዝሙር 119:148

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኸጽንዖስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 63:6፣ ሉቃ 6:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2012፡ ገጽ 29-30

መዝሙር 119:149

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 51:1፣ ኢሳ 63:7

መዝሙር 119:150

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጽያፍ።”

መዝሙር 119:151

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:7፣ መዝ 46:1፣ 145:18
  • +መዝ 19:9፣ ዮሃ 17:17

መዝሙር 119:152

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:144፣ መክ 3:14

መዝሙር 119:153

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 9:13

መዝሙር 119:154

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 24:15፣ መዝ 43:1

መዝሙር 119:155

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:15, 18፣ መዝ 73:27፣ ምሳ 15:29

መዝሙር 119:156

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 21:13፣ መዝ 86:15፣ ኢሳ 55:7፣ 2ቈረ 1:3፣ ያእ 5:11

መዝሙር 119:157

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:19

መዝሙር 119:158

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 139:21

መዝሙር 119:159

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:40, 88፣ ድጕ 3:22

መዝሙር 119:160

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:28፣ መዝ 12:6፣ ዮሃ 17:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2023፡ ገጽ 2-7

መዝሙር 119:161

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:23
  • +2ነገ 22:19

መዝሙር 119:162

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 15:16

መዝሙር 119:163

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 101:7፣ 119:29, 104
  • +መዝ 1:2

መዝሙር 119:164

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 14

መዝሙር 119:165

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዐንቀፊ ኸኣ የብሎምን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 1:2, 3፣ ምሳ 3:1, 2፣ ኢሳ 32:17፣ 48:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2013፡ ገጽ 4-5

    15/4/2005፡ ገጽ 19-20

መዝሙር 119:167

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሰይ ንመዘኻኸሪታትካ ትሕልዎ እያ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 1:2፣ 40:8፣ ሮሜ 7:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2000፡ ገጽ 14-19

መዝሙር 119:168

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 139:3፣ ምሳ 5:21፣ 15:11፣ እብ 4:13

መዝሙር 119:169

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 18:6
  • +1ዜና 22:12፣ ምሳ 2:3, 5

መዝሙር 119:171

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 63:5፣ 71:17፣ 145:7

መዝሙር 119:172

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 40:9

መዝሙር 119:173

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 30:19፣ እያ 24:15, 22
  • +መዝ 60:5

መዝሙር 119:174

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 1:2

መዝሙር 119:175

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ ብህይወት ኣንብራ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 9:13, 14፣ ኢሳ 38:19

መዝሙር 119:176

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 95:7፣ ሉቃ 15:4፣ 1ጴጥ 2:25
  • +መክ 12:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2005፡ ገጽ 20

ሓፈሻዊ

መዝ. 119:12ነገ 20:3፣ ያእ 1:25
መዝ. 119:2መዝ 19:7
መዝ. 119:22ዜና 31:20, 21
መዝ. 119:3ኢሳ 38:3
መዝ. 119:4ዘዳ 5:33፣ ኤር 7:23፣ ያእ 2:10
መዝ. 119:5መዝ 51:10
መዝ. 119:6መዝ 119:80
መዝ. 119:9ምሳ 6:20, 22
መዝ. 119:10መዝ 25:5
መዝ. 119:11መዝ 19:13፣ 37:31
መዝ. 119:11መዝ 112:1
መዝ. 119:14መዝ 19:8, 10፣ 119:72
መዝ. 119:14ኤር 15:16
መዝ. 119:15መዝ 119:93, 100
መዝ. 119:15መዝ 25:10
መዝ. 119:16ያእ 1:23-25
መዝ. 119:17ኢሳ 38:20
መዝ. 119:191ዜና 29:15
መዝ. 119:21ዘዳ 28:15
መዝ. 119:24መዝ 119:14, 168
መዝ. 119:24ዘዳ 17:18-20፣ መዝ 119:105፣ 2ጢሞ 3:16, 17
መዝ. 119:25መዝ 22:15
መዝ. 119:25መዝ 119:154፣ 143:11
መዝ. 119:26መዝ 86:11
መዝ. 119:27መዝ 145:5
መዝ. 119:29መዝ 141:4፣ ምሳ 30:8
መዝ. 119:30እያ 24:15
መዝ. 119:31መዝ 19:7
መዝ. 119:31መዝ 25:20፣ 119:80
መዝ. 119:33ኢሳ 48:17፣ ዮሃ 6:45፣ ያእ 1:5
መዝ. 119:33መዝ 119:112
መዝ. 119:35መዝ 23:3
መዝ. 119:36ሉቃ 12:15፣ 1ጢሞ 6:10፣ እብ 13:5
መዝ. 119:37ዘሁ 15:39፣ ምሳ 4:25፣ 23:4, 5
መዝ. 119:39መዝ 19:9፣ 119:75
መዝ. 119:41መዝ 119:76
መዝ. 119:41መዝ 51:1፣ 90:14
መዝ. 119:44መዝ 119:33
መዝ. 119:45መዝ 118:5
መዝ. 119:46ሮሜ 1:16
መዝ. 119:47እዮ 23:12፣ መዝ 119:174፣ ሮሜ 7:22
መዝ. 119:48መዝ 119:127
መዝ. 119:48መዝ 119:23, 71
መዝ. 119:50መዝ 94:19፣ ሮሜ 15:4
መዝ. 119:51መዝ 119:157
መዝ. 119:52ዘሁ 16:5፣ ዘዳ 1:35, 36፣ 4:3
መዝ. 119:52ሮሜ 15:4
መዝ. 119:53መዝ 119:158፣ 139:21፣ ምሳ 28:4
መዝ. 119:55መዝ 63:6፣ ኢሳ 26:9
መዝ. 119:57መዝ 16:5
መዝ. 119:57ዘጸ 19:8
መዝ. 119:58መዝ 51:17
መዝ. 119:58መዝ 57:1
መዝ. 119:59መዝ 119:101፣ ኤፌ 5:15
መዝ. 119:602ዜና 29:1, 3
መዝ. 119:611ሳሙ 26:8, 9፣ 2ዜና 29:1, 2
መዝ. 119:62መዝ 42:8
መዝ. 119:63ምሳ 13:20
መዝ. 119:64መዝ 33:5፣ 104:13
መዝ. 119:661ነገ 3:9፣ መዝ 94:10፣ ዳን 2:21፣ ፊል 1:9
መዝ. 119:67መዝ 119:11
መዝ. 119:68መዝ 86:5፣ ማር 10:18
መዝ. 119:68ኢሳ 48:17
መዝ. 119:70ኢሳ 6:10
መዝ. 119:70መዝ 40:8፣ ሮሜ 7:22
መዝ. 119:711ቈረ 11:32፣ እብ 12:9-11
መዝ. 119:72ዘዳ 17:18, 19፣ መዝ 19:7, 10፣ ምሳ 3:13-15
መዝ. 119:731ዜና 22:12፣ እዮ 32:8
መዝ. 119:74መዝ 119:147
መዝ. 119:75መዝ 119:160
መዝ. 119:75ዘዳ 32:4፣ እብ 12:11
መዝ. 119:76ዘጸ 34:6፣ መዝ 86:5
መዝ. 119:77ሮሜ 7:22
መዝ. 119:77መዝ 51:1፣ 103:13፣ 119:116፣ ዳን 9:18፣ ሉቃ 1:50
መዝ. 119:78መዝ 119:45
መዝ. 119:80መዝ 119:5, 6፣ 1ዮሃ 2:28
መዝ. 119:801ነገ 8:58
መዝ. 119:81ሚክ 7:7
መዝ. 119:82መዝ 86:17፣ 102:2
መዝ. 119:82መዝ 69:3
መዝ. 119:83መዝ 119:61, 176
መዝ. 119:84መዝ 7:6፣ ራእ 6:9, 10
መዝ. 119:86መዝ 142:6
መዝ. 119:89መዝ 89:2፣ 119:152
መዝ. 119:90ዘዳ 7:9
መዝ. 119:90መዝ 104:5፣ መክ 1:4
መዝ. 119:92ምሳ 6:23፣ ማቴ 4:4
መዝ. 119:93ዘሌ 18:5፣ ዘዳ 30:16፣ ዮሃ 6:63፣ ሮሜ 10:5
መዝ. 119:94መዝ 119:15
መዝ. 119:94መዝ 86:2፣ ኢሳ 41:10
መዝ. 119:97መዝ 40:8
መዝ. 119:97መዝ 1:2
መዝ. 119:98መዝ 19:7፣ ምሳ 2:6፣ 10:8
መዝ. 119:99ማቴ 11:25፣ ሉቃ 2:46, 47
መዝ. 119:101መዝ 18:23፣ 119:59
መዝ. 119:103መዝ 19:7, 10፣ ምሳ 24:13, 14
መዝ. 119:104መዝ 119:100
መዝ. 119:104መዝ 97:10፣ 101:3፣ ምሳ 8:13፣ 13:5፣ ሮሜ 12:9
መዝ. 119:105መዝ 43:3፣ ምሳ 6:23፣ ኢሳ 51:4፣ ሮሜ 15:4፣ 2ጢሞ 3:16, 17፣ 2ጴጥ 1:19
መዝ. 119:107መዝ 34:19
መዝ. 119:107መዝ 119:88፣ 143:11
መዝ. 119:108መዝ 50:23፣ ሆሴ 14:2፣ እብ 13:15
መዝ. 119:108ዘዳ 33:10፣ ኢሳ 48:17
መዝ. 119:109መዝ 119:61
መዝ. 119:110መዝ 119:87
መዝ. 119:111መዝ 19:8፣ 119:129፣ ኤር 15:16
መዝ. 119:1131ነገ 18:21፣ ራእ 3:16
መዝ. 119:113መዝ 40:8፣ 119:97
መዝ. 119:114መዝ 130:5
መዝ. 119:114መዝ 32:7፣ 91:2
መዝ. 119:115መዝ 26:5
መዝ. 119:116ኢሳ 41:10
መዝ. 119:116መዝ 25:2፣ ሮሜ 10:11
መዝ. 119:117ኢሳ 41:13
መዝ. 119:117እያ 1:8፣ መዝ 119:48
መዝ. 119:1181ዜና 28:9፣ መዝ 95:10
መዝ. 119:119ምሳ 2:22፣ 25:4, 5፣ ህዝ 22:18
መዝ. 119:123መዝ 69:3፣ 119:81፣ 143:7
መዝ. 119:124መዝ 69:16
መዝ. 119:124መዝ 143:10
መዝ. 119:125መዝ 119:34፣ 2ጢሞ 2:7፣ ያእ 1:5
መዝ. 119:126መዝ 9:19፣ ኤር 18:23
መዝ. 119:127መዝ 19:9, 10፣ 119:72፣ ምሳ 3:13, 14
መዝ. 119:128መዝ 19:8
መዝ. 119:128መዝ 119:104
መዝ. 119:130መዝ 119:105፣ ምሳ 6:23፣ 2ቈረ 4:6፣ 2ጴጥ 1:19
መዝ. 119:130መዝ 19:7፣ ምሳ 1:1, 4፣ 2ጢሞ 3:15
መዝ. 119:131መዝ 42:1፣ 1ጴጥ 2:2
መዝ. 119:132እብ 6:10
መዝ. 119:1321ሳሙ 1:10, 11፣ 2ሳሙ 16:11, 12፣ ኢሳ 38:9, 20
መዝ. 119:133መዝ 19:13፣ ሮሜ 6:12
መዝ. 119:135ዘሁ 6:25፣ መዝ 4:6
መዝ. 119:136ህዝ 9:4፣ 2ጴጥ 2:7, 8
መዝ. 119:137ዘዳ 32:4
መዝ. 119:137ራእ 16:5, 7
መዝ. 119:1392ነገ 10:16፣ መዝ 69:9፣ ዮሃ 2:17
መዝ. 119:140መዝ 12:6፣ 119:160
መዝ. 119:140መዝ 119:97
መዝ. 119:141መዝ 22:6, 7
መዝ. 119:142መዝ 36:6
መዝ. 119:142ዘጸ 34:6፣ መዝ 119:160፣ ዮሃ 17:17
መዝ. 119:144መዝ 119:34
መዝ. 119:147መዝ 5:3፣ 88:13፣ ማር 1:35
መዝ. 119:148መዝ 63:6፣ ሉቃ 6:12
መዝ. 119:149መዝ 51:1፣ ኢሳ 63:7
መዝ. 119:151ዘዳ 4:7፣ መዝ 46:1፣ 145:18
መዝ. 119:151መዝ 19:9፣ ዮሃ 17:17
መዝ. 119:152መዝ 119:144፣ መክ 3:14
መዝ. 119:153መዝ 9:13
መዝ. 119:1541ሳሙ 24:15፣ መዝ 43:1
መዝ. 119:1552ነገ 17:15, 18፣ መዝ 73:27፣ ምሳ 15:29
መዝ. 119:1561ዜና 21:13፣ መዝ 86:15፣ ኢሳ 55:7፣ 2ቈረ 1:3፣ ያእ 5:11
መዝ. 119:157መዝ 25:19
መዝ. 119:158መዝ 139:21
መዝ. 119:159መዝ 119:40, 88፣ ድጕ 3:22
መዝ. 119:1602ሳሙ 7:28፣ መዝ 12:6፣ ዮሃ 17:17
መዝ. 119:161መዝ 119:23
መዝ. 119:1612ነገ 22:19
መዝ. 119:162ኤር 15:16
መዝ. 119:163መዝ 101:7፣ 119:29, 104
መዝ. 119:163መዝ 1:2
መዝ. 119:165መዝ 1:2, 3፣ ምሳ 3:1, 2፣ ኢሳ 32:17፣ 48:18
መዝ. 119:167መዝ 1:2፣ 40:8፣ ሮሜ 7:22
መዝ. 119:168መዝ 139:3፣ ምሳ 5:21፣ 15:11፣ እብ 4:13
መዝ. 119:169መዝ 18:6
መዝ. 119:1691ዜና 22:12፣ ምሳ 2:3, 5
መዝ. 119:171መዝ 63:5፣ 71:17፣ 145:7
መዝ. 119:172መዝ 40:9
መዝ. 119:173ዘዳ 30:19፣ እያ 24:15, 22
መዝ. 119:173መዝ 60:5
መዝ. 119:174መዝ 1:2
መዝ. 119:175መዝ 9:13, 14፣ ኢሳ 38:19
መዝ. 119:176መዝ 95:7፣ ሉቃ 15:4፣ 1ጴጥ 2:25
መዝ. 119:176መክ 12:13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
  • 55
  • 56
  • 57
  • 58
  • 59
  • 60
  • 61
  • 62
  • 63
  • 64
  • 65
  • 66
  • 67
  • 68
  • 69
  • 70
  • 71
  • 72
  • 73
  • 74
  • 75
  • 76
  • 77
  • 78
  • 79
  • 80
  • 81
  • 82
  • 83
  • 84
  • 85
  • 86
  • 87
  • 88
  • 89
  • 90
  • 91
  • 92
  • 93
  • 94
  • 95
  • 96
  • 97
  • 98
  • 99
  • 100
  • 101
  • 102
  • 103
  • 104
  • 105
  • 106
  • 107
  • 108
  • 109
  • 110
  • 111
  • 112
  • 113
  • 114
  • 115
  • 116
  • 117
  • 118
  • 119
  • 120
  • 121
  • 122
  • 123
  • 124
  • 125
  • 126
  • 127
  • 128
  • 129
  • 130
  • 131
  • 132
  • 133
  • 134
  • 135
  • 136
  • 137
  • 138
  • 139
  • 140
  • 141
  • 142
  • 143
  • 144
  • 145
  • 146
  • 147
  • 148
  • 149
  • 150
  • 151
  • 152
  • 153
  • 154
  • 155
  • 156
  • 157
  • 158
  • 159
  • 160
  • 161
  • 162
  • 163
  • 164
  • 165
  • 166
  • 167
  • 168
  • 169
  • 170
  • 171
  • 172
  • 173
  • 174
  • 175
  • 176
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 119:1-176

መዝሙር

א [ኣሌፍ]

119 ብመገዶም መንቅብ ዘይብሎም፡*

ብሕጊ የሆዋ ኸኣ ዚመላለሱ፡ ሕጉሳት እዮም።+

 2 መዘኻኸሪታቱ ዚሕልዉ፡+

ብዅሉ ልቦም ድማ ዚደልይዎ፡ ሕጉሳት እዮም።+

 3 ዓመጻ ኣይገብሩን፣

ብመገድታቱ እውን ይመላለሱ።+

 4 ትእዛዛትካ ብጥንቃቐ ኺሕሎስ፡

ንስኻ ኣዚዝካ።+

 5 ስርዓታትካ ኽሕሉስ፡+

ኣየ ጸኒዐ እንተ ዝመላለስ!*

 6 ሽዑ፡ ንዅሉ ትእዛዛትካ ኽሓስብ ከለኹ፡

ኣይምሓፈርኩን።+

 7 ቅኑዕ ፍርድታትካ ምስ ተመሃርኩ፡

ብቕኑዕ ልቢ ኽውድሰካ እየ።

 8 ስርዓታትካ ኽሕሉ እየ።

ፈጺምካ ኣይትሕደገኒ።

ב [ቤት]

 9 ጐበዝ ንመገዱ ኸመይ ገይሩ ብንጽህና ይሕልዋ፧

ከም ቃልካ ንርእሱ ብምሕላው እዩ።+

10 ብምሉእ ልበይ እደልየካ ኣለኹ።

ካብ ትእዛዛትካ ኸልግስ ኣይትሕደገኒ።+

11 ንዓኻ ምእንቲ ኸይብድልሲ፡+

ንቓልካ ኣብ ልበይ ዓቚረዮ።+

12 ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ተወደስ፣

ስርዓታትካ ምሃረኒ።

13 ኵሉ እቲ እተዛረብካዮ ፍርድታትካ

ብኸናፍረይ እነግር እየ።

14 ካብ ብኻልእ ኵሉ ጥሪት ንላዕሊ፡+

ብመዘኻኸሪታትካ እሕጐስ እየ።+

15 ንትእዛዛትካ ኣጸቢቐ ኽሓስበሉ፡*+

ኣዒንተይ ድማ ኣብ መገድታትካ ኽገብር እየ።+

16 ንሕግታትካ እፈትዎ እየ።

ንቓልካ ኣይክርስዖን እየ።+

ג [ጊሜል]

17 ብህይወት ክነብር፡ ቃልካ እውን ክሕሉስ፡

ንጊልያኻ ጽቡቕ ግበረሉ።+

18 ኣብ ሕግኻ ዜደንቕ ነገራት

ብንጹር ክርእስ፡ ኣዒንተይ ክፈተለይ።

19 ኣነ ኣብዛ ምድሪ፡ ጓና እየ።+

ትእዛዛትካ ኣይትሕብኣለይ።

20 ኣነ* ዅሉ ሳዕ ንፍርድታትካ

ብምንፋቕ ተወዲአ።

21 ንተዳፈርቲ፡

ካብ ትእዛዛትካ ንዜልግሱ ርጉማት፡ ትገንሖም።+

22 መዘኻኸሪታትካ ሓልየ እየ እሞ፡

ጸርፍን ንዕቀትን ኣርሕቐለይ።*

23 መሳፍንቲ ብሓባር ተቐሚጦም ኣንጻረይ እኳ እንተ ተዛረቡ፡

ጊልያኻ ንስርዓታትካ ይሓስበሉ* እዩ።

24 ንመዘኻኸሪታትካ እፈትዎም እየ፣+

ኣማኸርተይ እዮም።+

ד [ዳሌጥ]

25 ኣብ ሓመድ በጥ ኢለ ኣለኹ።*+

ከም ቃልካ ብህይወት ኣንብረኒ።+

26 መገድታተይ ነጊረካ፡ ንስኻ እውን መሊስካለይ።

ስርዓታትካ ምሃረኒ።+

27 ንዜደንቕ ግብርታትካ ኣጸቢቐ ኽሓስበሉስ፡*+

ትርጉም* ትእዛዛትካ ኣረድኣኒ።

28 ብጓሂ ድቃስ ስኢነ ኣለኹ።*

ከም ቃልካ ኣበርትዓኒ።

29 መገዲ ምትላል ኣርሕቐለይ፣+

ብሕግኻ እውን ሞገስ ኣርእየኒ።

30 መገዲ ተኣማንነት መሪጸ ኣለኹ።+

ፍርድታትካ ቕኑዕ ምዃኑ እፈልጥ እየ።

31 ናብ መዘኻኸሪታትካ እለግብ እየ።+

ኦ የሆዋ፡ ኣይተሕፍረኒ።+

32 ልበይ ስለ ዘግፋሕካ፡*

ንመገዲ ትእዛዛትካ ተሃንጥየ ኽስዕባ* እየ።

ה [ሄ]

33 ኦ የሆዋ፡ መገዲ ስርዓታትካ ምሃረኒ፣+

ክሳዕ መወዳእታ እውን ክስዕቦ እየ።+

34 ሕግኻ ኽሕሉን

ብምሉእ ልበይ ክገብሮንሲ፡

ኣእምሮ ሃበኒ።

35 ብእኡ ደስ ይብለኒ እዩ እሞ፡

ብመገዲ ትእዛዛትካ ምርሓኒ።*+

36 ልበይ ናብ ጥቕሚ ርእሰይ* ዘይኰነስ፡+

ናብ መዘኻኸሪታትካ ኣዘምብል።

37 ንኣዒንተይ ካብ ምርኣይ ከንቱነት ምለሰን፣+

ብመገድኻ ብህይወት ኣንብረኒ።

38 ምእንቲ ኽትፍራህሲ፡

ንጊልያኻ ቓልካ ፈጽመሉ።*

39 ፍርድታትካ ጽቡቕ እዩ እሞ፡

ነቲ ዝፈርሆ ውርደት ኣርሕቐለይ።+

40 ትእዛዛትካ ኸመይ ከም ዝናፍቕ ርአ።

ብጽድቅኻ ብህይወት ኣንብረኒ።

ו [ዋው]

41 ኦ የሆዋ፡ ከም ቃልካ፡+

ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻን ድሕነትካን እርከብ፣+

42 ብቓልካ እእመን እየ እሞ፡

ነቲ ዜባጭወለይ ክምልሰሉ እየ።

43 ብፍርድኻ ተስፋ ገይረ* ኣለኹ እሞ፡

ቃል ሓቂ ኻብ ኣፈይ ፈጺምካ ኣይተርሕቕ።

44 ንሕግኻ ወትሩ፡

ንዘለኣለመ ኣለም ክሕልዎ እየ።+

45 ትእዛዛትካ እደሊ እየ እሞ፡

ብውሑስ ቦታ* ኽመላለስ እየ።+

46 ኣብ ቅድሚ ነገስታት ብዛዕባ መዘኻኸሪታትካ ኽዛረብ፡

ኣይክሓፍርን እውን እየ።+

47 ንትእዛዛትካ እፈትዎ፡

እወ፡ አፍቅሮ እየ።+

48 ኣእዳወይ ናብቲ ዘፍቅሮ ትእዛዛትካ ኸልዕል፡+

ንስርዓታትካ ኸኣ ኣጸቢቐ ኽሓስበሉ* እየ።+

ז [ዛይን]

49 ነቲ ንዓይ ንጊልያኻ ዘተስፎኻኒ*

ቓል ዘክሮ።

50 ቃልካ ብህይወት ኣንቢሩኒ እዩ እሞ፡

እዚ ብጸበባይ መጸናንዕየይ እዩ።+

51 ተዳፈርቲ ፈጺሞም ይንዕቁኒ እዮም፣

ኣነ ግና ካብ ሕግኻ ኣየልግስን እየ።+

52 ኦ የሆዋ፡ ናይ ጥንቲ ፍርድታትካ እዝክር፡+

ብእኡ ድማ እጸናናዕ እየ።+

53 ብሰሪ እቶም ሕግኻ ዝሓደጉ እኩያት

ብዚነድድ ቍጥዓ ተታሒዘ ኣለኹ።+

54 ኣብ ዝነበርኩ እንበር፡*

ስርዓታትካ መዝሙራተይ እዩ።

55 ኦ የሆዋ፡ ሕግኻ ኽሕሉስ፡+

ብለይቲ ስምካ እዝክር እየ።

56 ትእዛዛትካ ሓልየ እየ እሞ፡

እዚ ልማደይ ኰይኑ ኣሎ።

ח [ሔት]

57 የሆዋ ግደይ እዩ፣+

ቃልካ ኽሕሉ ቓል ኣትየ እየ።+

58 ብምሉእ ልበይ እልምነካ* ኣለኹ፣+

ከም ቃልካ ሞገስካ ኣርእየኒ።+

59 ኣእጋረይ ናብ መዘኻኸሪታትካ ንምምላስሲ፡

መገድታተይ መርሚረ እየ።+

60 ትእዛዛትካ ንምሕላው፡

እቕልጥፍ እምበር ኣይድንጕን እየ።+

61 ኣግማድ እኩያት ከቢቡኒ፣

ሕግኻ ግና ኣይርስዕን እየ።+

62 ስለቲ ቕኑዕ ፍርድታትካስ፡

ፍርቂ ለይቲ ኸመስግነካ ኽትንስእ እየ።+

63 ኣነ ፈታው ኵሎም እቶም ዚፈርሁኻን

እቶም ትእዛዛትካ ዚሕልዉን እየ።+

64 ኦ የሆዋ፡ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ንምድሪ መሊእዋ ኣሎ፣+

ስርዓታትካ ምሃረኒ።

ט [ጤት]

65 ኦ የሆዋ፡ ከም ቃልካ፡

ንጊልያኻ ጽቡቕ ጌርካሉ።

66 ብትእዛዛትካ ተኣሚነ እየ እሞ፡

ልብምናን ፍልጠትን ምሃረኒ።+

67 ቅድሚ ጸበባይ፡ አልግስ ነይረ፣*

ሕጂ ግና ቃልካ እሕሉ ኣለኹ።+

68 ንስኻ ሕያዋይ* ኢኻ፡+ ግብርታትካ እውን ጽቡቕ እዩ።

ስርዓታትካ ምሃረኒ።+

69 ተዳፈርቲ ብሓሶት ይጥቅኑኒ ኣለዉ፣

ኣነ ግና ብዅሉ ልበይ ትእዛዛትካ እሕሉ ኣለኹ።

70 ልቦም ስምዒት ኣልቦ* ዀይኑ ኣሎ፣+

ኣነ ግና ንሕግኻ እፈትዎ እየ።+

71 ስርዓታትካ ምእንቲ ኽምሃርሲ፡

ጸበባ ምርካበይ ጽቡቕ እዩ።+

72 ካብ ኣሽሓት ወርቅን ብሩርንሲ፡

እቲ ዝኣወጅካዮ ሕጊ ይሕሸኒ።+

י [ዮድ]

73 ኣእዳውካ እየን ገይረናንን ሰሪሐናንን።

ትእዛዛትካ ኽምሃርሲ፡

ኣእምሮ ሃበኒ።+

74 ቃልካ ተስፋይ እዩ* እሞ፡+

እቶም ዚፈርሁኻ፡ ርእዮምኒ ይሕጐሱ።

75 ኦ የሆዋ፡ ፍርድታትካ ቕኑዕ ምዃኑ፡+

ብተኣማንነትካ ድማ ከም ዘጽበብካለይ እፈልጥ እየ።+

76 ከምቲ ንጊልያኻ ዝኣቶኻዮ ቓል፡

ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ+ የጸናንዓኒ።

77 ንሕግኻ እፈትዎ እየ እሞ፡+

ብህይወት ክነብርሲ፡ ምሕረት ኣርእየኒ።+

78 ብዘይ ምኽንያት* ይብድሉኒ እዮም እሞ፡

ተዳፈርቲ ይሕፈሩ።

ኣነ ግና ንትእዛዛትካ ኣጸቢቐ ኽሓስበሉ* እየ።+

79 እቶም ዚፈርሁኻ፡

እቶም ንመዘኻኸሪታትካ ዚፈልጡ፡ ናባይ ይመለሱ።

80 ምእንቲ ኸይሓፍርሲ፡+

ልበይ መንቅብ ዘይብሉ ዀይኑ ንስርዓታትካ ይስዓቦ።+

כ [ካፍ]

81 ቃልካ ተስፋይ እዩ* እሞ፡

ንድሕነትካ እናፍቕ ኣለኹ።*+

82 “መዓስ ኢኻ እተጸናንዓኒ፧” እናበልኩ፡+

ኣዒንተይ ንቓልካ ይናፍቓ ኣለዋ።+

83 ኣነስ ኣብ ትኪ ኸም ዝነቐጸ ሓርቢ እየ፣

ስርዓታትካ ግና ኣይርስዕን እየ።+

84 ጊልያኻ ኽንደይ መዓልትታት እዩ ኺጽበ፧

ኣብቶም ዚሰጕጉኒ መዓስ ኢኻ ፍርዲ ኸተምጽእ፧+

85 ተዳፈርቲ፡

እቶም ንሕግኻ ዚዳፈሩ፡ ጕድጓድ ይዅዕቱለይ።

86 ኵሉ ትእዛዛትካ እሙን እዩ።

ብዘይ ምኽንያት ይሰጕጉኒ ኣለዉ፣ ርድኣኒ!+

87 ካብ ምድሪ ዳርጋ ኣጽኒቶምኒ ነይሮም፣

ኣነ ግና ትእዛዛትካ ኣይሓደግኩን።

88 ነቲ እተዛረብካዮ መዘኻኸሪታት ክሕሉስ፡

ስለቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ብህይወት ኣንብረኒ።

ל [ላሜድ]

89 ኦ የሆዋ፡ ቃልካ ኣብ ሰማያት

ንዘለኣለም ይነብር።+

90 ተኣማንነትካ ንውሉድ ወለዶ እዩ።+

ንምድሪ ኣጽኒዕካያ ኢኻ፣ ንሳ እውን ትቐውም።+

91 ኵሎም* ገላዉኻ እዮም እሞ፡

ብፍርድታትካ ኽሳዕ ሎሚ ይነብሩ።

92 ንሕግኻ እንተ ዘይፈትዎስ፡

ብጸበባይ ምጠፋእኩ ነይረ።+

93 ብእኡ ብህይወት ተንብረኒ ኢኻ እሞ፡

ንትእዛዛትካ ኸቶ ኣይርስዖን እየ።+

94 ትእዛዛትካ ደልየ እየ እሞ፡+

ኣነ ናትካ እየ፣ ኣድሕነኒ።+

95 እኩያት ኬጥፍኡኒ ይጽበዩ፣

ኣነ ግና ናብ መዘኻኸሪታትካ ኣጸቢቐ አቕልብ ኣለኹ።

96 ንዅሉ ፍጽምና ደረቱ ርእየ እየ፣

ትእዛዝካ ግና ደረት የብሉን።*

מ [ሜም]

97 ንሕግኻ ኽንደይ ኰን እየ ዘፍቅሮ!+

ምሉእ መዓልቲ ኣጸቢቐ እሓስበሉ* ኣለኹ።+

98 ትእዛዝካ ንዘለኣለም ምሳይ እዩ እሞ፡

ሓለፋ ጸላእተይ ጥበበኛ ይገብረኒ እዩ።+

99 ንመዘኻኸሪታትካ ኣጸቢቐ እሓስበሉ* እየ እሞ፡

ሓለፋ ዅሎም መምህራነይ ልቦና ኣሎኒ።+

100 ትእዛዛትካ ሓልየ እየ እሞ፡

ሓለፋ ዓበይቲ ብኣእምሮ እመላለስ እየ።

101 ቃልካ ምእንቲ ኽሕሉስ፡

ብኽፉእ መገዲ ምምልላስ ኣብየ እየ።+

102 ንስኻ ምሂርካኒ ኢኻ እሞ፡

ካብ ፍርድታትካ ኣየልግስን እየ።

103 ቃላትካ ንትንሓገይ ክንደይ ኰን ይጥዕም!

ንኣፈይ ካብ መዓር ዝበለጸ ይምቅር!+

104 ሳላ ትእዛዛትካ ብኣእምሮ እመላለስ እየ።+

ስለዚ እየ ዅሉ መገዲ ሓሶት ዝጸልእ።+

נ [ኑን]

105 ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ፡

ንመገደይ ከኣ ብርሃን እዩ።+

106 ንቕኑዕ ፍርድታትካ ኽሕሉ

ምሒለ እየ፡ ክፍጽሞ እውን እየ።

107 ብዙሕ ጸቢቡኒ ኣሎ።+

ኦ የሆዋ፡ ከም ቃልካ ብህይወት ኣንብረኒ።+

108 ኦ የሆዋ፡ በቲ ብውዳሰ ዚቐርብ መስዋእቲ ፍታው* ግዳ ባህ ይበልካ፣+

ፍርድታትካ ድማ ምሃረኒ።+

109 ህይወተይ ወትሩ ኣብ ሓደጋ እያ፣*

ሕግኻ ግና ኣይረሳዕኩን።+

110 እኩያት መጻወድያ ኣጻዊዶምለይ፣

ኣነ ግና ካብ ትእዛዛትካ ኣየልገስኩን።+

111 መዘኻኸሪታትካ ሓጐስ ልበይ እዩ እሞ፡+

ነባሪ ርስተይ* ገይረዮ ኣለኹ።

112 ኵሉ ግዜ፡ ክሳዕ መወዳእታ፡

ንስርዓታትካ ኽእዘዝ ቈሪጸ ኣለኹ።*

ס [ሳሜኽ]

113 ፍርቂ ዝልቦም* እጸልእ፡+

ሕግኻ ግና አፍቅር እየ።+

114 ቃልካ ተስፋይ እዩ* እሞ፡+

ንስኻ መሕብእየይን ዋልታይን ኢኻ።+

115 ትእዛዛት ኣምላኸይ ክሕሉስ፡

ኣቱም እኩያት፡ ካባይ ርሓቑ።+

116 ብህይወት ክነብርሲ፡

ከም ቃልካ ደግፈኒ፣+

ተስፋይ ናብ ሕፍረት ኣይትለውጦ።+

117 ምእንቲ ኽድሕን ደግፈኒ፣+

ሽዑ፡ ወትሩ ኣብ ስርዓታትካ ኸተኵር እየ።+

118 ብሓሶት ዚመላለሱን መታለልትን እዮም እሞ፡

ንዅሎም እቶም ካብ ስርዓታትካ ዜልግሱ ትድርብዮም።+

119 ንዅሎም እኩያት ምድሪ፡ ከም ሓተላ ብረት ትጕሕፎም።+

ስለዚ እየ ንመዘኻኸሪታትካ ዘፍቅሮ።

120 ራዕድኻ ንሰብነተይ* ራዕራዕ የብሎ፡

ፍርድታትካ ኸኣ የፍርሃኒ እዩ።

ע [ዓይን]

121 ፍትሕን ጽድቅን ገይረ እየ።

ናብ ጨቈንተይ ኣይትደርብየኒ!

122 ዋሕስ ድሕንነት ጊልያኻ ኹን፣

ተዳፈርቲ ኣይጨቍኑኒ።

123 ኣዒንተይ ንድሕነትካን

ንቕኑዕ ቃልካን ኪጽበያ ደኺመን ኣለዋ።+

124 ንጊልያኻ ብተኣማንነት ኣፍቅሮ፣+

ስርዓታትካ ኸኣ ምሃረኒ።+

125 ኣነ ጊልያኻ እየ፣

መዘኻኸሪታትካ ኽፈልጥሲ፡ ኣእምሮ ሃበኒ።+

126 ሕግኻ ኣፍሪሶም እዮም እሞ፡

የሆዋ ግብሩ ዚገብረሉ ግዜ ኣኺሉ እዩ።+

127 ስለዚ እየ ንትእዛዛትካ ኻብ ወርቂ፡

አረ ኻብ ጽሩይ ወርቂ ኣብሊጸ ዘፍቅሮ።+

128 ስለዚ፡ ትእዛዝካ ዘበለ ቕኑዕ ገይረ እቘጽሮ፡+

መገዲ ሓሶት ዘበለ ድማ እጸልእ እየ።+

פ [ፌ]

129 መዘኻኸሪታትካ ዜደንቕ እዩ።

ስለዚ እየ ዝሕልዎ።*

130 ምግላጽ ቃላትካ የብርህ፡+

ንዘይለበሙ ኣእምሮ ይህብ።+

131 ትእዛዛትካ ናፊቐ እየ እሞ፡

ኣፈይ ሃህ ኣቢለ ሃንቀው እብል* ኣለኹ።+

132 ከምቲ ስምካ ንዜፍቅሩ እትፈርደሎም ፍርዲ፡+

ተመለሰንን ሞገስ ኣርእየንን።+

133 ንስጕምትታተይ ብቓልካ ምርሓየን፣*

እከይ ድማ ኣይምለኸኒ።+

134 ካብ ጨቈንቲ ሰባት ኣናግፈኒ፣*

ኣነ እውን ትእዛዛትካ ኽሕሉ እየ።

135 ንጊልያኻ ገጽካ ኣብርሃሉ፣+

ስርዓታትካ ኸኣ ምሃረኒ።

136 ሕግኻ ኣይሕልዉን እዮም እሞ፡

ካብ ኣዒንተይ ንብዓት ይውሕዝ ኣሎ።+

צ [ጻዴ]

137 ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ጻድቕ ኢኻ፣+

ፍርድታትካ ድማ ቅኑዕ እዩ።+

138 እቲ እትህቦ መዘኻኸሪታት ቅኑዕን

ምሉእ ብምሉእ ዜተኣማምንን እዩ።

139 ተጻረርተይ ቃልካ ረሲዖም እዮም እሞ፡

ቅንኣተይ ይበልዓኒ ኣሎ።+

140 ቃልካ ኣዝዩ ጽሩይ እዩ፣+

ጊልያኻ ድማ የፍቅሮ እዩ።+

141 ኣነ ንእሽቶን ንዑቕን እየ፣+

ግናኸ፡ ትእዛዛትካ ኣይረሳዕኩን።

142 ጽድቅኻ ናይ ዘለኣለም ጽድቂ እዩ፣+

ሕግኻ እውን ሓቂ እዩ።+

143 ጭንቅን ሽግርን እኳ እንተ ረኸበኒ፡

ንትእዛዛትካ እፈትዎ እየ።

144 ጽድቂ መዘኻኸሪታትካ ንዘለኣለም እዩ።

ብህይወት ክነብርሲ፡ ኣእምሮ ሃበኒ።+

ק [ቆፍ]

145 ብምሉእ ልበይ እጽውዕ ኣለኹ። ኦ የሆዋ፡ መልሰለይ።

ስርዓታትካ ኽሕሉ እየ።

146 እጽውዓካ ኣለኹ፣ ኣድሕነኒ!

መዘኻኸሪታትካ ኽሕሉ እየ።

147 ቃላትካ ተስፋይ እዩ* እሞ፡

ከእውስ ቅድሚ ወጋሕታ* ነቒሐ።+

148 ንቓልካ ኣጸቢቐ ኽሓስበሉስ፡*

ኣዒንተይ ቅድሚ እቶም ናይ ለይቲ ሓለውቲ ይኽፈታ።+

149 ስለቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕሪ፡ ድምጸይ ስማዕ።+

ኦ የሆዋ፡ ከም ፍትሕኻ ብህይወት ኣንብረኒ።

150 እቶም ዜሕፍር ተግባር* ዚገብሩ ይቐርቡ ኣለዉ፣

ካብ ሕግኻ ርሑቓት እዮም።

151 ኦ የሆዋ፡ ንስኻ ቐረባ ኢኻ፣+

ኵሉ ትእዛዛትካ ኸኣ ሓቂ እዩ።+

152 ብዛዕባ እቲ ንዘለኣለም ኪነብር ዝሰረትካዮ

መዘኻኸሪታትካ ቐደም ፈሊጠ።+

ר [ሬሽ]

153 ሕግኻ ኣይረሳዕኩን እሞ፡

ጸበባይ ርኢኻ ኣናግፈኒ።+

154 ተማጐተለይ እሞ ኣናግፈኒ፣+

ከም ቃልካ ብህይወት ኣንብረኒ።

155 እኩያት ስርዓታትካ ኣይደለዩን እሞ፡

ድሕነት ካብኦም ርሒቑ እዩ።+

156 ኦ የሆዋ፡ ምሕረትካ ዓብዪ እዩ።+

ከም ፍትሕኻ ብህይወት ኣንብረኒ።

157 ሰጐጕተይን ተጻረርተይን ብዙሓት እዮም፣+

ኣነ ግና ካብ መዘኻኸሪታትካ ኣየልገስኩን።

158 ቃልካ ኣይሕልዉን እዮም እሞ፡

ንጠለምቲ ርእየ እፍንፍኖም እየ።+

159 ትእዛዛትካ ኸመይ ከም ዘፍቅሮ ርአ!

ኦ የሆዋ፡ ስለቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ብህይወት ኣንብረኒ።+

160 ብዘሎ ቓልካ ሓቂ እዩ፣+

ኵሉ እቲ ቕኑዕ ፍርድታትካ ድማ ንዘለኣለም ይነብር።

ש [ሲን] ወይ [ሺን]

161 መሳፍንቲ ብዘይ ምኽንያት ይሰጕጉኒ፣+

ልበይ ግና፡ ቃልካ እዩ ዚፈርህ።+

162 ከምቲ ብዙሕ ምርኮ ዝረኸበ፡

ብቓልካ እሕጐስ እየ።+

163 ንሓሶት እጸልኦ፡ እፍንፍኖ እውን እየ፣+

ንሕግኻ ግና አፍቅሮ እየ።+

164 ስለቲ ቕኑዕ ፍርድታትካ፡

ኣብ መዓልቲ ሸውዓተ ሳዕ እውድሰካ እየ።

165 እቶም ሕግኻ ዜፍቅሩ ብዙሕ ሰላም ኣለዎም፣+

ዜዐንቅፎም ከኣ የልቦን።*

166 ኦ የሆዋ፡ ኣብ ግብርታት ድሕነትካ ተስፋ እገብር፡

ትእዛዛትካ ድማ እሕሉ እየ።

167 መዘኻኸሪታትካ እሕሉ፡*

ኣዝየ እውን አፍቅሮ እየ።+

168 ኵሉ እቲ ዝገብሮ ትፈልጦ ኢኻ እሞ፡+

ትእዛዛትካን መዘኻኸሪታትካን እሕሉ እየ።

ת [ታው]

169 ኦ የሆዋ፡ ኣውያተይ ይብጻሕካ።+

ከም ቃልካ ኣረድኣኒ።+

170 ናይ ሞገስ ልማኖይ ኣብ ቅድሜኻ ይብጻሕ።

ከም ቃልካ ኣድሕነኒ።

171 ስርዓታትካ ትምህረኒ ኢኻ እሞ፡

ከናፍረይ ብውዳሰኻ ይጀርብባ።+

172 ኵሉ ትእዛዛትካ ቕኑዕ እዩ እሞ፡

ልሳነይ ብዛዕባ ቓልካ ትዘምር።+

173 ትእዛዛትካ ኽሕሉ ሓርየ እየ እሞ፡+

ኢድካ ኽትረድኣኒ ድልውቲ ትኹን።+

174 ኦ የሆዋ፡ ድሕነትካ እናፍቕ ኣለኹ፣

ንሕግኻ እውን እፈትዎ እየ።+

175 ክውድሰካስ ብህይወት ኣንብረኒ፣*+

ፍርድታትካ ድማ ይርድኣኒ።

176 ከም ጥፍእቲ በጊዕ ሃውቲተ ኣለኹ።+

ትእዛዛትካ ኣይረሳዕኩን እሞ፡+ ንጊልያኻ ድለዮ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ