ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ቈረንቶስ 4
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ

      • ብርሃን እቲ ብስራት (1-6)

        • ኣእምሮ ዘይኣመንቲ ዓወረ (4)

      • ኣብ ኣቕሓ መሬት ዘሎ መዝገብ (7-18)

2 ቈረንቶስ 4:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2005፡ ገጽ 14-15

2 ቈረንቶስ 4:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 2:17፣ ገላ 1:9
  • +2ቈረ 6:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2005፡ ገጽ 14-15

    1/10/1997፡ ገጽ 18-20

    1/5/1997፡ ገጽ 6-7

    ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ገጽ 153

2 ቈረንቶስ 4:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2005፡ ገጽ 21-22

2 ቈረንቶስ 4:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋእል።” ኣብ ማህደረ ቓላት፡ ኣብ “ስርዓት” ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ቈሎ 1:15፣ እብ 1:3
  • +ኢሳ 60:2፣ ዮሃ 8:12
  • +ዮሃ 14:30፣ ኤፌ 2:2፣ 1ዮሃ 5:19
  • +2ቈረ 11:14

2 ቈረንቶስ 4:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:3
  • +1ጴጥ 2:9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2004፡ ገጽ 16-17

    1/3/2002፡ ገጽ 8

2 ቈረንቶስ 4:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 12:9, 10፣ ፊል 4:13
  • +2ቈረ 4:1
  • +ኢሳ 64:8፣ ግብ 9:15፣ 1ቈረ 15:47

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    6/2017፡ ገጽ 10-11

    ናብ የሆዋ ተመለስ፡ ገጽ 6

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2012፡ ገጽ 28-29

    1/7/2000፡ ገጽ 18

    15/3/1999፡ ገጽ 11

    1/2/1999፡ ገጽ 14

    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡

    2/2007፡ ገጽ 1

    1/1998፡ ገጽ 1

2 ቈረንቶስ 4:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተስፋ ኣይንቐብጽን ኢና” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 10:13

2 ቈረንቶስ 4:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እብ 13:5
  • +ራእ 2:10

2 ቈረንቶስ 4:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ፊል 3:10፣ 1ጴጥ 4:13

2 ቈረንቶስ 4:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:36፣ 1ቈረ 4:9፣ 15:31

2 ቈረንቶስ 4:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 116:10

2 ቈረንቶስ 4:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 6:14

2 ቈረንቶስ 4:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 2:10

2 ቈረንቶስ 4:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    5/2019፡ ገጽ 2

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2008፡ ገጽ 28

    15/8/2004፡ ገጽ 25

    15/5/1996፡ ገጽ 32

2 ቈረንቶስ 4:17

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ፈተናና።”

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “እናረዘነ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 5:12፣ ሮሜ 8:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መወከሲታት ደብተር ኣኼባ፡ 5/2019፡ ገጽ 1

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 27-28

2 ቈረንቶስ 4:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ቈረ 5:7፣ እብ 11:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    5/2020፡ ገጽ 26-31

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 36

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/1996፡ ገጽ 27-29

ሓፈሻዊ

2 ቈረ. 4:22ቈረ 2:17፣ ገላ 1:9
2 ቈረ. 4:22ቈረ 6:3, 4
2 ቈረ. 4:4ቈሎ 1:15፣ እብ 1:3
2 ቈረ. 4:4ኢሳ 60:2፣ ዮሃ 8:12
2 ቈረ. 4:4ዮሃ 14:30፣ ኤፌ 2:2፣ 1ዮሃ 5:19
2 ቈረ. 4:42ቈረ 11:14
2 ቈረ. 4:6ዘፍ 1:3
2 ቈረ. 4:61ጴጥ 2:9
2 ቈረ. 4:72ቈረ 12:9, 10፣ ፊል 4:13
2 ቈረ. 4:72ቈረ 4:1
2 ቈረ. 4:7ኢሳ 64:8፣ ግብ 9:15፣ 1ቈረ 15:47
2 ቈረ. 4:81ቈረ 10:13
2 ቈረ. 4:9እብ 13:5
2 ቈረ. 4:9ራእ 2:10
2 ቈረ. 4:10ፊል 3:10፣ 1ጴጥ 4:13
2 ቈረ. 4:11ሮሜ 8:36፣ 1ቈረ 4:9፣ 15:31
2 ቈረ. 4:13መዝ 116:10
2 ቈረ. 4:141ቈረ 6:14
2 ቈረ. 4:152ጢሞ 2:10
2 ቈረ. 4:17ማቴ 5:12፣ ሮሜ 8:18
2 ቈረ. 4:182ቈረ 5:7፣ እብ 11:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
2 ቈረንቶስ 4:1-18

2 ቈረንቶስ

4 ስለዚ፡ በቲ እተገብረልና ምሕረት ነዚ ኣገልግሎት እዚ ኻብ ረኸብና፡ ኣይንሕለልን ኢና። 2 እኳ ደኣስ፡ ነታ ሓቂ እናኣግሃድና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንሕልና ዅሉ ሰብ ብዚማርኽ መገዲ ርእስና ነርኢ ኣለና እምበር፡ ብጕርሒ ኸይተመላለስና፡ ንቓል ኣምላኽ እውን ከይበከልና፡+ ነቲ ዜሕፍር ሕቡእ ነገር ነጺግና ኢና።+ 3 እቲ እነበስሮ ብስራት እተጋረደ እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ኣብቶም ዚጠፍኡ እዩ እተጋረደ፣ 4 ንዓታቶም እውን፡ ብርሃን እቲ ኽቡር ብስራት ክርስቶስ፡ ንሱ ድማ ምስሊ ኣምላኽ፡+ ምእንቲ ኸየብርሃሎም፡+ ኣምላኽ እዚ ስርዓት* እዚ+ ንኣእምሮ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዕዊርዎ ኣሎ።+ 5 ከመይሲ፡ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ኸም ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ምእንቲ የሱስ ባሮትኩም ከም ዝዀንና እምበር፡ ብዛዕባ ርእስና ኣይኰንናን እንሰብኽ ዘለና። 6 እቲ፡ “ካብ ጸልማት ብርሃን ይብራህ” ዝበለስ ኣምላኽ እዩ፣+ ንብርሃን እቲ ኽቡር ፍልጠት ኣምላኽ ድማ ብገጽ ክርስቶስ ኣብ ልብና ኣብሪህዎ ኣሎ።+

7 ግናኸ፡ እቲ ኻብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ ኻብ ኣምላኽ እምበር፡ ካባና ምእንቲ ኸይከውን፡+ እዚ መዝገብ እዚ+ ኣብ ኣቕሓ መሬት ኣሎና።+ 8 ብዅሉ ወገን ንጽቀጥ፡ ግናኸ ምንቅስቓስ ክሳዕ እንስእን ኣይጸበናን፣ እንገብሮ ይጠፍኣና፡ ግናኸ መዋጽኦ ዘይብልና ኣይኰንናን፣*+ 9 ንስጐጕ፡ ግናኸ እተራሕራሕና ኣይኰንናን፣+ ተወቒዕና ንወድቕ፡ ግናኸ ኣይንጠፍእን ኢና።+ 10 ህይወት የሱስ ኣብ ሰብነትና ምእንቲ ኽትግሃድ፡ ኵሉ ሳዕ ከምቲ ንየሱስ ዘጋጠሞ ናብ ሞት ዜብጽሕ መከራ ኣብ ሰብነትና ንጸውር ኣለና።+ 11 ህይወት የሱስ ኣብቲ መዋቲ ስጋና ምእንቲ ኽትግሃድሲ፡ ንሕና ብህይወት ዘለና ምእንቲ የሱስ ኢልና ዅሉ ሳዕ ምስ ሞት ገጽ ንገጽ ንጋጠም ኣለና።+ 12 ስለዚ፡ ሞት ኣባና ይዓዪ ኣሎ፣ ህይወት ግና ኣባኻትኩም ትዓዪ ኣላ።

13 ከምቲ፡ “ኣሚነ፣ ስለዚ፡ ተዛሪበ” ዚብል እተጻሕፈ+ ዓይነት መንፈስ እምነት ስለ ዘሎና፡ ንሕና እውን ንኣምን፡ ስለዚ ኸኣ ንዛረብ ኢና፣ 14 ከምኡ እንገብር ድማ፡ እቲ ንየሱስ ዘተንስኦ፡ ንዓና እውን ምስ የሱስ ከም ዜተንስኣና እሞ፡ ምሳኻትኩም ኣብ ቅድሚኡ ኸም ዜቕርበና ስለ እንፈልጥ ኢና።+ 15 ብዙሓት ተወሰኽቲ ንኽብሪ ኣምላኽ ምስጋና ብምቕራቦም ብዝሒ እቲ ጸጋ ብዝያዳ ምእንቲ ኺዓዝዝሲ፡ ኵሉ እዚ ምእንታኹም እዩ።+

16 ስለዚ፡ ኣይንሕለልን ኢና፣ ግናኸ፡ እቲ ናይ ወጻኢ ሰብና እኳ እንተ ማህመነ፡ እቲ ናይ ውሽጢ ሰብና መዓልቲ መዓልቲ ይሕደስ ኣሎ። 17 ከመይሲ፡ ጸበባና* ቐልጢፉ ዚሓልፍን ፈኲስን እኳ እንተ ዀነ፡ እናዓበየ* ዚኸይድ ናይ ዘለኣለም ክብሪ የምጽኣልና እዩ።+ 18 እቲ ዚርአ ንግዜኡ እዩ፡ እቲ ዘይርአ ግና ንዘለኣለም እዩ እሞ፡ ንሕና ነቲ ዚርአ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዘይርአ ኢና እንጥምት።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ