ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 19
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስ ኣብ ኤፌሶን፣ ገሊኦም ዳግም ተጠምቁ (1-7)

      • ጳውሎስ ይምህር ነበረ (8-10)

      • ኣጋንንታዊ ተግባር ኣጋጢሙ ኽነሱ እተረኽበ ኣሳልጦ (11-20)

      • ኣብ ኤፌሶን እተፈጥረ ዕግርግር (21-41)

ግብሪ ሃዋርያት 19:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:24፣ 1ቈረ 3:5, 6
  • +1ቈረ 16:8, 9

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 160

ግብሪ ሃዋርያት 19:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:38

ግብሪ ሃዋርያት 19:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:24, 25

ግብሪ ሃዋርያት 19:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 1:15, 30
  • +ማቴ 3:11፣ ማር 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 110

    የሱስ—መገዲ፡ ገጽ 30

ግብሪ ሃዋርያት 19:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 8:14, 17
  • +ግብ 2:1, 4፣ 10:45, 46፣ 1ቈረ 12:8, 10

ግብሪ ሃዋርያት 19:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:2
  • +ግብ 1:3፣ 28:30, 31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ሰባት ኣፍቅር፡ ትምህርቲ 7

ግብሪ ሃዋርያት 19:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:1, 2፣ 22:4
  • +ማቴ 10:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ሰባት ኣፍቅር፡ ትምህርቲ 7

    መስክር፡ ገጽ 160-161

    ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጽ 1505

ግብሪ ሃዋርያት 19:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ሰባት ኣፍቅር፡ ትምህርቲ 7

    መስክር፡ ገጽ 161

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 17-18

    15/8/2007፡ ገጽ 8

ግብሪ ሃዋርያት 19:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 14:3

ግብሪ ሃዋርያት 19:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 6:56፣ ግብ 5:15
  • +ማቴ 10:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 161-162

ግብሪ ሃዋርያት 19:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:18

ግብሪ ሃዋርያት 19:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 8:28, 29፣ ማር 1:23, 24፣ ሉቃ 4:33, 34
  • +ግብ 16:16, 17

ግብሪ ሃዋርያት 19:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 18:10, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 162

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 24

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2019፡ ገጽ 22-23

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/11/2014፡ ገጽ 6-7

    1/9/1994፡ ገጽ 21

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 97-98

ግብሪ ሃዋርያት 19:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 6:7፣ 12:24፣ ቈሎ 1:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/4/2001፡ ገጽ 10፡ 12

ግብሪ ሃዋርያት 19:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 16:5
  • +ግብ 20:22
  • +ግብ 23:11

ግብሪ ሃዋርያት 19:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:1, 2
  • +2ጢሞ 4:20

ግብሪ ሃዋርያት 19:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:1, 2፣ 19:9፣ 22:4
  • +2ቈረ 1:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 163

ግብሪ ሃዋርያት 19:24

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 16:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/2/2009፡ ገጽ 19

ግብሪ ሃዋርያት 19:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 158

ግብሪ ሃዋርያት 19:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 17:29፣ 1ቈረ 8:4
  • +ኤፌ 1:1

ግብሪ ሃዋርያት 19:27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 161፡ 163

ግብሪ ሃዋርያት 19:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:4፣ ቈሎ 4:10፣ ፊሞ 23, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2007፡ ገጽ 10

ግብሪ ሃዋርያት 19:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 164

ግብሪ ሃዋርያት 19:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 163

ግብሪ ሃዋርያት 19:38

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብዚ ምስለኔ፡ ንሮማዊ ሹም ኣውራጃ የመልክት።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:24

ሓፈሻዊ

ግብ. 19:1ግብ 18:24፣ 1ቈረ 3:5, 6
ግብ. 19:11ቈረ 16:8, 9
ግብ. 19:2ግብ 2:38
ግብ. 19:3ግብ 18:24, 25
ግብ. 19:4ዮሃ 1:15, 30
ግብ. 19:4ማቴ 3:11፣ ማር 1:4
ግብ. 19:6ግብ 8:14, 17
ግብ. 19:6ግብ 2:1, 4፣ 10:45, 46፣ 1ቈረ 12:8, 10
ግብ. 19:8ግብ 17:2
ግብ. 19:8ግብ 1:3፣ 28:30, 31
ግብ. 19:9ግብ 9:1, 2፣ 22:4
ግብ. 19:9ማቴ 10:14
ግብ. 19:11ግብ 14:3
ግብ. 19:12ማር 6:56፣ ግብ 5:15
ግብ. 19:12ማቴ 10:1
ግብ. 19:13ግብ 16:18
ግብ. 19:15ማቴ 8:28, 29፣ ማር 1:23, 24፣ ሉቃ 4:33, 34
ግብ. 19:15ግብ 16:16, 17
ግብ. 19:19ዘዳ 18:10, 11
ግብ. 19:20ግብ 6:7፣ 12:24፣ ቈሎ 1:6
ግብ. 19:211ቈረ 16:5
ግብ. 19:21ግብ 20:22
ግብ. 19:21ግብ 23:11
ግብ. 19:22ግብ 16:1, 2
ግብ. 19:222ጢሞ 4:20
ግብ. 19:23ግብ 9:1, 2፣ 19:9፣ 22:4
ግብ. 19:232ቈረ 1:8
ግብ. 19:24ግብ 16:16
ግብ. 19:26ግብ 17:29፣ 1ቈረ 8:4
ግብ. 19:26ኤፌ 1:1
ግብ. 19:29ግብ 20:4፣ ቈሎ 4:10፣ ፊሞ 23, 24
ግብ. 19:38ግብ 19:24
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 19:1-41

ግብሪ ሃዋርያት

19 ኣጵሎስ+ ኣብ ቈረንቶስ ከሎ ድማ፡ ጳውሎስ ብውሽጢ ሃገር ሓሊፉ ናብ ኤፌሶን+ መጸ። ኣብኣ ድማ ገለ ደቀ መዛሙርቲ ረኸበ 2 እሞ፡ “ምስ ኣመንኩምሲ፡ መንፈስ ቅዱስዶ ተቐቢልኩም፧” በሎም።+ ንሳቶም ከኣ፡ “መንፈስ ቅዱስ ከም ዘሎ እኳ ኣይሰማዕናን” ኢሎም መለሱሉ። 3 ንሱ ድማ፡ “ብምንታይ ደኣ ተጠሚቕኩም፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ብናይ ዮሃንስ ጥምቀት” በልዎ።+ 4 ጳውሎስ ድማ፡ “ዮሃንስሲ በቲ ድሕሪኡ ዚመጽእ፡ ማለት ብየሱስ፡ ኪኣምኑ እናነገረ፡+ ጥምቀት ንስሓ+ እዩ ዘጥመቐ” በሎም። 5 እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ተጠምቁ። 6 ጳውሎስ ኣእዳዉ ምስ ኣንበረሎም ከኣ፡ መንፈስ ቅዱስ ወረዶም+ እሞ ብቛንቋታት ተዛረቡን ተነበዩን።+ 7 ኵላቶም ድማ ኣስታት 12 ሰብኡት ነበሩ።

8 ናብ ምኵራብ ኣትዩ፡+ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ+ እናመደረን እናኣእመኖምን፡ ንሰለስተ ወርሒ ብትብዓት ተዛረቦም። 9 ገሊኦም ብዛዕባ እታ መገዲ+ እቲኣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ እናኣካፍኡ ተሪሮም ምእማን ምስ ኣበዩ ግና፡ ካባታቶም ኣልገሰ፣+ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ፈልዩ ኸኣ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ትምህርቲ ጢራኖስ ኰይኑ ይምድረሎም ነበረ። 10 እዚ ኸኣ፡ ኵሎም ኣብ ኣውራጃ እስያ ዚነብሩ ዝነበሩ ኣይሁድን ግሪኻውያንን ክሳዕ ዚሰምዑ፡ ንኽልተ ዓመት ቀጸለ።

11 ኣምላኽ ድማ ብኢድ ጳውሎስ ፍልይ ዝበለ ግብርታት ሓይሊ ይገብር ነበረ፣+ 12 ሰብነቱ ዝተንከየ ጨርቅን በጃ ኽዳንን እኳ ኻብኡ ናብቶም ሕሙማት ይወስዱ+ እሞ ሕማሞም ይሓድጎም፡ እኩያት መናፍስቲ እውን ይወጹ ነበሩ።+ 13 ገለ ኻብቶም ኣጋንንቲ እናኣውጽኡ ዚዞሩ ኣይሁድ ግና፡ ነቶም እኩያት መናፍስቲ ዘለውዎም፡ “በቲ ጳውሎስ ዚሰብኮ የሱስ እእዝዘኩም ኣለኹ” እናበሉ ስም ጐይታና የሱስ ኪሰምዩሎም ፈተኑ።+ 14 ሸውዓተ ደቂ ሓደ ኣስቄዋ ዚብሃል ኣይሁዳዊ ሊቀ ኻህናት፡ እዚ ይገብሩ ነበሩ። 15 እቲ እኩይ መንፈስ ግና፡ “ንየሱስ እፈልጦ፡+ ንጳውሎስ እውን አለልዮ እየ፣+ ንስኻትኩም ግና መን ኢኹም፧” ኢሉ መለሰሎም። 16 ሽዑ፡ እቲ እኩይ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ዘሊሉ ጐበጦም፣ ጥራዮም ኰይኖም ቈሲሎም ካብታ ቤት ክሳዕ ዚሃድሙ ኸኣ፡ በብሓደ ኣሕመቖምን ሰዓሮምን። 17 እዚ ኣብ ኵሎም እቶም ኣብ ኤፌሶን ዚነብሩ ኣይሁድን ግሪኻውያንን ተፈልጠ፣ ኵላቶም እውን ብፍርሂ ተዋሕጡ፣ ስም ጐይታና የሱስ ከኣ ይኽበር ነበረ። 18 ብዙሓት ካብቶም ዝኣመኑ ኸኣ፡ መጺኦም ግብሮም ይናዘዙን ይነግሩን ነበሩ። 19 ብዙሓት ስሒር ዚገብሩ ዝነበሩ ድማ መጻሕፍቶም ኣኪቦም ኣብ ቅድሚ ዅሉ ኣንደድዎ።+ ዋጋኡ ምስ ጸብጸብዎ፡ 50,000 ብሩር ኰይኑ ተረኽበ። 20 በዚ ኸምዚ፡ ቃል የሆዋ* ብሓይሊ እናዓበየን እናሰዓረን ከደ።+

21 እዚ ምስ ኰነ፡ ጳውሎስ ብመቄዶንያን+ ብኣካይያን ሓሊፉ ናብ የሩሳሌም+ ኪኸይድ ብመንፈሱ ሓለነ እሞ፡ “ኣብኣ ምስ በጻሕኩ፡ ንሮሜ+ እውን ክርእያ ኣሎኒ” በለ። 22 ንኽልተ ኻብቶም ዜገልግልዎ፡ ንጢሞቴዎስን+ ንኤራስጦስን+ ከኣ፡ ናብ መቄዶንያ ለኣኾም፣ ንሱ ግና ኣብ ኣውራጃ እስያ እተወሰነ ግዜ ጸንሐ።

23 በታ ግዜ እቲኣ ብዛዕባ እታ መገዲ+ እቲኣ ብዙሕ ረብሻ+ ዀነ። 24 ከመይሲ፡ ሓደ ድሜጥሮስ ዝስሙ ኣንጠረኛ ብሩር፡ ንእሽቶ መቕደስ ብሩር ኣርጤምስ እናሰርሐ ነቶም ኢደ ጥበበኛታት ብዙሕ የርብሖም ነበረ።+ 25 ንዓታቶምን ነቶም ከምኡ ዚዓይዩን ኣኪቡ ኸኣ፡ ከምዚ በሎም፦ “ኣቱም ሰባት፡ ብልጽግናና ኻብዚ ስራሕ እዚ ምዃኑ ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም። 26 እዚ ጳውሎስ እዚ፡ ‘እቶም ብኢድ እተገብሩ፡ ኣማልኽቲ ኣይኰኑን’+ እናበለ ኣብ ኤፌሶን+ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ዳርጋ ኣብ ኵላ ኣውራጃ እስያ ንብዙሓት ህዝቢ ኸም ዝሓበለን ከም ዘስድዐን እውን ትርእዩን ትሰምዑን ኣለኹም። 27 ቤተ መቕደስ ኣርጤምስ እታ ዓባይ ኣምላኽ ከም ከንቱ ኸይቍጸር፡ እዛ ኣብ ብዘላ ኣውራጃ እስያን ዓለምን እትምለኽ ከኣ ዕቤታ ኸይነዓቕ እውን እምበር፡ ስራሕና ኸይዋረድ ጥራይ ኣይኰነን ዜስግኣና ዘሎ።” 28 እዚ ምስ ሰምዑ፡ ቍጥዓ መልኦም እሞ፡ “ናይ ሰብ ኤፌሶን ኣርጤምስ ዓባይ እያ!” እናበሉ ጨደሩ።

29 ኣብታ ኸተማ ድማ ዕግርግር ኰነ፣ ንጋይዮስን ንኣርስጣርኮስን፡+ ነቶም መጋይሽቲ ጳውሎስ ዝዀኑ ሰብ መቄዶንያ፡ መንዚዖም ወሲዶም፡ ሓቢሮም ናብታ ቦታ ምርኢት ጐየዩ። 30 ጳውሎስ ከኣ ኣብ ማእከል እቶም ህዝቢ ኺኣቱ ደለየ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና ከልከልዎ። 31 ገለ ኻብቶም ፈተውቱ ዝዀኑ ሰብ መዚ በዓላትን ጸወታታትን እውን፡ ናብታ ቦታ ምርኢት ከይመጽእ፡ ልኢኾም ለመንዎ። 32 እቲ ኣኼባ ዕግርግር ኢሉ ብምንባሩ፡ መብዛሕትኦም እውን ብዛዕባ እንታይ ከም እተኣከቡ ኣይፈልጡን ብምንባሮም፡ ገሊኣቶም ከምዚ፡ ገሊኣቶም እውን ከምቲ ኢሎም ይጭድሩ ነበሩ። 33 ንእስክንድሮስ ድማ ካብቲ ህዝቢ ኣውጽእዎ፡ እቶም ኣይሁድ ከኣ ንቕድሚት ደፍእዎ፣ እስክንድሮስ ከኣ ምስቶም ህዝቢ ኺምጕት ደልዩ ብኢዱ ኣመልከተ። 34 ኣይሁዳዊ ምዃኑ ምስ ኣለለይዎ ግና፡ ኵላቶም ብሓደ ዀይኖም ንኣስታት ክልተ ሰዓት፡ “ናይ ሰብ ኤፌሶን ኣርጤምስ ዓባይ እያ!” እናበሉ ጨደሩ።

35 እቲ ዋና ጸሓፊ እታ ኸተማ ነቶም ህዝቢ ምስ ኣህድኦም፡ ከምዚ በለ፦ “ኣቱም ሰብ ኤፌሶን፡ ከተማ ሰብ ኤፌሶን ሓላዊት ቤተ መቕደስ ዓባይ ኣርጤምስን እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ ምስላን ምዃና ዘይፈልጥ ሰብ መን ኣሎ፧ 36 እምበኣር፡ እዚ ኣሉ ዘይብሃል ካብ ኰነ፡ ህድእ በሉ፡ ብታህዋኽ ድማ ሓንቲ እኳ ኣይትግበሩ። 37 ነዞም ሰብኡት እዚኦም፡ ቤተ መቕደስ ከይሰረቑ፡ ወይ ንኣምላኽና ኸይጸረፉ ኢኹም ኣምጺእኩምዎም ዘለኹም። 38 እምበኣር፡ ድሜጥሮስን+ ምስኡ ዘለዉ ኢደ ጥበበኛታትን ገለ ነገር እንተ ኣልይዎም፡ መዓልቲ መጋባእያን ምስለኔታትን* ኣለውዎም፣ ንሓድሕዶም ይካሰሱ። 39 ካልእ ነገር እንተ ደሊኹም ከኣ፡ ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ኺውሰን ኣለዎ። 40 ነዚ ዕግርግር እዚ እነቕርበሉ ምኽንያት ስለ ዘይብልና፡ በዚ ሎሚ ዝዀነ እኳ ብናዕቢ ኸይንኽሰስ የስግኣና እዩ።” 41 እዚ ኢሉ ነቲ ኣኼባ በተኖ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ