ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 20
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ጳውሎስ ኣብ መቄዶንያን ግሪኽን (1-6)

      • ኣውጢኮስ ኣብ ጥሮኣስ ካብ ምዉታት ተንስአ (7-12)

      • ካብ ጥሮኣስ ናብ ሚሊጦስ (13-16)

      • ጳውሎስ ምስ ሽማግለታት ኤፌሶን ኣኼባ ገበረ (17-38)

        • ኣብ በቤት መሃረ (20)

        • “ካብ ምቕባል፡ ምሃብ የሐጕስ” (35)

ግብሪ ሃዋርያት 20:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 165

ግብሪ ሃዋርያት 20:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 166-167

ግብሪ ሃዋርያት 20:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 23:12, 16፣ 2ቈረ 11:23, 26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 167-168

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2001፡ ገጽ 31

ግብሪ ሃዋርያት 20:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 27:2
  • +ግብ 16:1, 2
  • +ኤፌ 6:21፣ ቈሎ 4:7፣ 2ጢሞ 4:12
  • +ግብ 21:29፣ 2ጢሞ 4:20

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 167-168

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2001፡ ገጽ 31

    15/7/1998፡ ገጽ 7

ግብሪ ሃዋርያት 20:5

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 168

ግብሪ ሃዋርያት 20:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:15፣ 23:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 168

ግብሪ ሃዋርያት 20:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 88

ግብሪ ሃዋርያት 20:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 165

ግብሪ ሃዋርያት 20:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ልዕሊ ቤት ዚርከብ ቤት ቀዳማይ ደርቢ ኪብሃል ከሎ፡ ካልኣይ ደርቢ ድማ ኣብ ልዕሊኡ ንዘሎ የመልክት።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 165

ግብሪ ሃዋርያት 20:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሱ ኣብኡ ኣላ እሞ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 17:21, 22፣ 2ነገ 4:32, 34
  • +ማቴ 9:23, 24፣ ዮሃ 11:39, 40፣ ግብ 9:39, 40

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 165

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2000፡ ገጽ 12-13

ግብሪ ሃዋርያት 20:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 168

ግብሪ ሃዋርያት 20:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 24:17
  • +ግብ 18:21

ግብሪ ሃዋርያት 20:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/10/2004፡ ገጽ 19

ግብሪ ሃዋርያት 20:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:9, 10

ግብሪ ሃዋርያት 20:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 15:9፣ 1ተሰ 2:6

ግብሪ ሃዋርያት 20:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:19, 20፣ 2ጢሞ 4:2
  • +ግብ 5:42

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 42፡ 169-170

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 17-18

    15/7/2008፡ ገጽ 3-4

    15/3/2004፡ ገጽ 12

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ማቴ-ቈሎ፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 20:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 1:14, 15
  • +ሉቃ 24:46, 47

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/12/2008፡ ገጽ 17-18

ግብሪ ሃዋርያት 20:22

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ተገዲደ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 173

ግብሪ ሃዋርያት 20:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 9:15, 16፣ 21:4, 11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 189

ግብሪ ሃዋርያት 20:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ጢሞ 4:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 170

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    7/2016፡ ገጽ 26-27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/2011፡ ገጽ 23-24

    15/12/2008፡ ገጽ 18-19

    15/5/2008፡ ገጽ 32

ግብሪ ሃዋርያት 20:26

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 33:8

ግብሪ ሃዋርያት 20:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብዘሎ ዕላማ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:19, 20

ግብሪ ሃዋርያት 20:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:16
  • +1ጢሞ 3:1-7፣ ቲቶ 1:5-9፣ እብ 13:17
  • +ማቴ 26:27, 28፣ 1ዮሃ 1:7
  • +ዮሃ 21:15፣ ኤፌ 4:11፣ 1ጴጥ 5:2-4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 101-102

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/11/2013፡ ገጽ 22

    15/6/2011፡ ገጽ 20-21

    15/3/2002፡ ገጽ 14፡ 15-16

    15/1/2001፡ ገጽ 13-16

ግብሪ ሃዋርያት 20:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 7:15፣ 2ተሰ 2:3፣ 2ጴጥ 2:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 170-172

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2013፡ ገጽ 18

    15/5/2003፡ ገጽ 27

    ራእይ፡ ገጽ 33

ግብሪ ሃዋርያት 20:30

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ጢሞ 4:1፣ 2ጢሞ 4:3, 4፣ 1ዮሃ 2:18, 19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2013፡ ገጽ 18

    15/7/2011፡ ገጽ 15

    1/9/2004፡ ገጽ 15

    15/5/2003፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 20:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 19:9, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ራእይ፡ ገጽ 33

ግብሪ ሃዋርያት 20:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 1:18፣ ቈሎ 1:12

ግብሪ ሃዋርያት 20:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 12:1, 3፣ ማቴ 10:8፣ 1ቈረ 9:11, 12፣ 2ቈረ 7:2፣ ቲቶ 1:7

ግብሪ ሃዋርያት 20:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 18:3፣ 1ቈረ 4:11, 12፣ 1ተሰ 2:9

ግብሪ ሃዋርያት 20:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤፌ 4:28፣ 1ተሰ 4:11, 12፣ 2ተሰ 3:7, 8
  • +ምሳ 19:17፣ ማቴ 10:8፣ ሉቃ 6:38

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    “ሰዓብየይ፡” ገጽ 109

    መስክር፡ ገጽ 172

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 300

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 17

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 7

    ቍ. 1 2018፡ ገጽ 5

    ቍ. 1 2016፡ ገጽ 6

    11/2013፡ ገጽ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2018፡ ገጽ 18-22

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 1 2018፡ ገጽ 14-15

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም ህዝቢ)፡

    ቍ. 2 2017፡ ገጽ 13-14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/2012፡ ገጽ 8

    1/7/2011፡ ገጽ 7-8

    1/8/2005፡ ገጽ 6

    1/9/2002፡ ገጽ 9-10

    1/7/2001፡ ገጽ 12-17

    15/11/2000፡ ገጽ 10

    15/9/2000፡ ገጽ 23-24

    መምህር፡ ገጽ 92-96

ግብሪ ሃዋርያት 20:37

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 171-172

ግብሪ ሃዋርያት 20:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 20:25

ሓፈሻዊ

ግብ. 20:3ግብ 23:12, 16፣ 2ቈረ 11:23, 26
ግብ. 20:4ግብ 27:2
ግብ. 20:4ግብ 16:1, 2
ግብ. 20:4ኤፌ 6:21፣ ቈሎ 4:7፣ 2ጢሞ 4:12
ግብ. 20:4ግብ 21:29፣ 2ጢሞ 4:20
ግብ. 20:6ዘጸ 12:15፣ 23:15
ግብ. 20:101ነገ 17:21, 22፣ 2ነገ 4:32, 34
ግብ. 20:10ማቴ 9:23, 24፣ ዮሃ 11:39, 40፣ ግብ 9:39, 40
ግብ. 20:16ግብ 24:17
ግብ. 20:16ግብ 18:21
ግብ. 20:18ግብ 19:9, 10
ግብ. 20:191ቈረ 15:9፣ 1ተሰ 2:6
ግብ. 20:20ማቴ 28:19, 20፣ 2ጢሞ 4:2
ግብ. 20:20ግብ 5:42
ግብ. 20:21ማር 1:14, 15
ግብ. 20:21ሉቃ 24:46, 47
ግብ. 20:23ግብ 9:15, 16፣ 21:4, 11
ግብ. 20:242ጢሞ 4:7
ግብ. 20:26ህዝ 33:8
ግብ. 20:27ማቴ 28:19, 20
ግብ. 20:281ጢሞ 4:16
ግብ. 20:281ጢሞ 3:1-7፣ ቲቶ 1:5-9፣ እብ 13:17
ግብ. 20:28ማቴ 26:27, 28፣ 1ዮሃ 1:7
ግብ. 20:28ዮሃ 21:15፣ ኤፌ 4:11፣ 1ጴጥ 5:2-4
ግብ. 20:29ማቴ 7:15፣ 2ተሰ 2:3፣ 2ጴጥ 2:1
ግብ. 20:301ጢሞ 4:1፣ 2ጢሞ 4:3, 4፣ 1ዮሃ 2:18, 19
ግብ. 20:31ግብ 19:9, 10
ግብ. 20:32ኤፌ 1:18፣ ቈሎ 1:12
ግብ. 20:331ሳሙ 12:1, 3፣ ማቴ 10:8፣ 1ቈረ 9:11, 12፣ 2ቈረ 7:2፣ ቲቶ 1:7
ግብ. 20:34ግብ 18:3፣ 1ቈረ 4:11, 12፣ 1ተሰ 2:9
ግብ. 20:35ኤፌ 4:28፣ 1ተሰ 4:11, 12፣ 2ተሰ 3:7, 8
ግብ. 20:35ምሳ 19:17፣ ማቴ 10:8፣ ሉቃ 6:38
ግብ. 20:38ግብ 20:25
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 20:1-38

ግብሪ ሃዋርያት

20 እቲ ናዕቢ ምስ ሃድአ፡ ጳውሎስ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ልኢኹ ጸውዖም፣ ምስ ኣተባብዖምን ምስ ተሰናበቶምን ከኣ፡ ናብ መቄዶንያ ነቐለ። 2 ነቶም ኣብቲ ዞባታት እቲ ዚነብሩ ብብዙሕ ቃል እናኣተባብዖም ሓሊፉ፡ ናብ ግሪኽ መጸ። 3 ኣብኣ ሰለስተ ወርሒ ምስ ገበረ፡ ናብ ሶርያ ብመርከብ ኪኸይድ ሓሲቡ ኸሎ፡ ኣይሁድ ውዲት ስለ ዝኣለሙሉ፡+ ብመቄዶንያ ኣቢሉ ኺምለስ ወሰነ። 4 ሶጳጥሮስ ወዲ ጲሮስ ብዓል ቤርያ፡ ኣርስጣርኮስን+ ሴኮንዶስን ሰብ ተሰሎንቄ፡ ጋይዮስ ብዓል ደርቤ፡ ጢሞቴዎስ፡+ ካብ ኣውራጃ እስያ ኸኣ ትኪቆስን+ ጥሮፊሞስን+ የሰንይዎ ነበሩ። 5 እዚኣቶም ቅድሜና ሓሊፎም ኣብ ጥሮኣስ ተጸበዩና፣ 6 ንሕና ግና ድሕሪ መዓልትታት በዓል ቅጫ+ ኻብ ፊልጲ ብመርከብ ነቒልና፡ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ናብ ጥሮኣስ መጻእና፣ ኣብኣ እውን ሸውዓተ መዓልቲ ቐነና።

7 ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ክንምገብ ተኣኪብና ኸለና፡ ጳውሎስ ንጽብሒቱ ስለ ዚነቅል፡ ኪምድር ጀመረ፣ ዘረባኡ ድማ ክሳዕ ፍርቂ ለይቲ ኣንውሐ። 8 ኣብቲ ተኣኪብናሉ ዝነበርና ደርቢ ኸኣ፡ ብዙሕ መብራህትታት ነበረ። 9 ኣብ መስኰት ተቐሚጡ ዝነበረ ኣውጢኮስ ዝስሙ ጐበዝ ከኣ፡ ጳውሎስ ዘረባ ምስ ኣንውሐ ኸቢድ ድቃስ ወሰዶ፣ ድቃስ ስዒርዎ ድማ ካብ ካልኣይ ደርቢ* ወደቐ፣ ሞይቱ እውን ኣልዓልዎ። 10 ጳውሎስ ግና ወሪዱ ኣብ ልዕሊኡ በጥ ኢሉ ሓቘፎ እሞ፡+ “ህያው እዩ ዘሎ እሞ፡* ደጊም ዋይዋይ ኣይትበሉ” በሎም።+ 11 ደዪቡ ድማ እንጌራ ቘሪሱ በልዐ። ክሳዕ ወጋሕታ ብዙሕ ምስ ኣዛራረቦም ከኣ፡ ካብኡ ነቐለ። 12 ነቲ ወዲ ድማ ብህይወቱ ኣምጽእዎ እሞ ኣዝዮም ተጸናንዑ።

13 ንሕና ቕድም ናብ መርከብ ደዪብና ናብታ ንጳውሎስ ከነደይበላ ዝሓሰብና ኣሶስ ሓለፍና፣ ከመይሲ፡ ንሱ ኸምኡ ኢሉ መምርሒ ድሕሪ ምሃቡ፡ ናብኣ ብእግሩ ኪኸይድ ሓሲቡ ነበረ። 14 ኣብ ኣሶስ ምስ ኣርከበና ኸኣ፡ ምሳና ኣደዪብናዮ ናብ ሚጢሌኔ ኸድና። 15 ንጽብሒቱ ኸኣ ካብኣ ብመርከብ ነቒልና፡ ኣብ መንጽር ክዮስ በጻሕና፣ በታ እትቕጽል መዓልቲ ግና ኣብ ሳሞስ ሓንሳእ ደው በልና፣ ንጽብሒቱ ድማ ኣብ ሚሊጦስ በጻሕና። 16 ከመይሲ፡ ጳውሎስ፡ እንተ ኽኢሉ፡ ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ ኣብ የሩሳሌም+ ኪበጽሕ ተሃዊኹ ነበረ እሞ፡ ኣብ ኣውራጃ እስያ ምእንቲ ኸይድንጒ ኢሉ፡ ንኤፌሶን+ ሓሊፉ ኪኸይድ ወሰነ።

17 ግናኸ፡ ካብ ሚሊጦስ ናብ ኤፌሶን ልኢኹ፡ ነቶም ሽማግለታት ጉባኤ ጸውዖም። 18 ናብኡ ምስ መጹ ኸኣ፡ ከምዚ በሎም፦ “ካብታ ናብ ኣውራጃ እስያ ዝኣቶኹላ ቐዳመይቲ መዓልቲ ኣትሒዘ፡ ኵሉ ግዜ ምሳኻትኩም ከመይ ከም ዝነበርኩ፡ ንስኻትኩም ኣጸቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም፣+ 19 ብዅሉ ትሕትናን ብንብዓትን በቲ ብውዲት ኣይሁድ ዝበጽሓኒ ፈተናን ንጐይታ ተገዚአዮ እየ፣+ 20 ዚጠቕመኩም ካብ ምንጋር ወይ ብግህዶን+ ኣብ በቤትን+ ካብ ምምሃር ኣየድሓርሓርኩን። 21 የግዳስ፡ ንኣይሁድን ንግሪኻውያንን ብንስሓ+ ናብ ኣምላኽ ኪምለሱን ብጐይታና የሱስ ኪኣምኑን ኣጸቢቐ መስኪረሎም እየ።+ 22 ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ብመንፈስ ተኣሲረ* ናብ የሩሳሌም እኸይድ ኣለኹ፣ ኣብኣ እንታይ ከም ዚረኽበኒ እኳ ኣይፈልጥን እየ፣ 23 ብዘይካ እቲ መንፈስ ቅዱስ፡ ማእሰርትን ጸበባን ከም ዚጽበየኒ ኣብ ከከተማኡ ብተደጋጋሚ ዚምስክረለይ ዘሎ እንተ ዘይኰይኑ፡ ካልእ ኣይፈልጥን እየ።+ 24 ግናኸ፡ ጕያይን ካብ ጐይታና የሱስ እተቐበልክዋ ኣገልግሎተይን ክሳዕ ዝፈጸምኩ፡+ ማለት ብዛዕባ ብስራት ጸጋ ኣምላኽ ኣጸቢቐ ኽሳዕ ዝመስከርኩ፡ ንህይወተይ* ከም ክብርቲ ገይረ ኣይርእያን እየ።

25 “ሕጂ ድማ፡ እንሆ፡ ንስኻትኩም ኵላትኩም፡ እዞም እናዞርኩ መንግስቲ ኣምላኽ ዝሰበኽኩልኩም፡ ደጊም ገጸይ ከም ዘይትርእዩ፡ እፈልጥ እየ። 26 ስለዚ፡ ካብ ደም ኵሉ ንጹህ ምዃነይ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ሃየ መስክሩ፣+ 27 ከመይሲ፡ ኵሉ ምኽሪ* ኣምላኽ ንዓኻትኩም ካብ ምንጋር ኣየድሓርሓርኩን።+ 28 ንርእስኹምን+ ንዅሉ እቲ መንፈስ ቅዱስ ሓለውቲ ገይሩ ኣብኡ ዝሸመኩም መጓሰን ተጠንቀቑ።+ እዚ ሽመት እዚ እተዋህበኩም፡ ነታ ብደም ወዱ+ ዝዓደጋ ጉባኤ ኣምላኽ ምእንቲ ኽትጓስዩ እዩ።+ 29 ኣነ ምስ ኣልገስኩ፡ ሕሱማት ተዃሉ ኸም ዚኣትዉኹምን+ ነቲ መጓሰ ኸም ዘየናሕስዩሉን፡ እፈልጥ እየ፣ 30 ካባኻትኩም ከኣ ንደቀ መዛሙርቲ ደድሕሪኦም ምእንቲ ኺስሕቡ፡ ቄናን ነገር ዚዛረቡ ኺትንስኡ እዮም።+

31 “እምበኣር፡ ንቕሑ፡ ንሰለስተ ዓመት+ ለይትን መዓልትን ንነፍሲ ወከፍኩም ብንብዓት ካብ ምምዓድ ከም ዘየቋረጽኩ ኸኣ ዘክሩ። 32 ሕጂ ድማ፡ ንኣምላኽን ነቲ ኺሃንጸኩምን ምስ ኵሎም ቅዱሳት ኬረስትየኩምን ዚኽእል ቃል ጸጋኡን አማዕቍበኩም ኣለኹ።+ 33 ናይ ሰብ ብሩር ኰነ ወርቂ ዀነ ወይ ክዳን ኣይተተምነኹን።+ 34 እዘን ኣእዳወይ ንዓይን ነቶም ምሳይ ዝነበሩን ዜድሊ ዘበለ ኸም ዘማልኣ፡+ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ትፈልጡ ኢኹም። 35 በዚ ኸምዚ ብምጽዓር፡+ ንድኹማት ክትድግፉ፡ ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ‘ካብ ምቕባል፡ ምሃብ የሐጕስ’+ ዝበሎ ቓላት ከኣ ክትዝክሩ ኸም ዚግባእ፡ ብዅሉ ኣርእየኩም እየ።”

36 እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ ምስ ኵሎም ተምበርኪኹ ጸለየ። 37 ኵላቶም ድማ ብዙሕ በኸዩ፣ ንጳውሎስ እውን ሓኒቖም ሰዓምዎ፣ 38 ምናዳ ኸኣ ስለቲ ደጊም ገጹ ኸም ዘይርእዩ እትዛረቦም ቃል ጐሃዩ።+ ክሳዕ እታ መርከብ እውን ኣፋነውዎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ