ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘካርያስ 14
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ዘካርያስ—ትሕዝቶ

      • ምሉእ ዓወት ናይ ሓቂ ኣምልኾ (1-21)

        • ከረን ኣውልዕ ኣብ ፍርቂ ኺስንጠቕ እዩ (4)

        • የሆዋ ሓደ ኪኸውን፡ ስሙ እውን ሓደ ኪኸውን እዩ (9)

        • ኣብ ልዕሊ ተጻረርቲ የሩሳሌም ዚወርድ መቕዘፍቲ (12-15)

        • ምብዓል በዓል ዳስ (16-19)

        • ኵሉ ቝራዕ ንየሆዋ ኪቕደስ እዩ (20, 21)

ዘካርያስ 14:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ነታ ኣብ ፍ. 2 ተጠቒሳ ዘላ ኸተማ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 18

ዘካርያስ 14:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 18-19

    1/7/1996፡ ገጽ 19-20፡ 21-22

ዘካርያስ 14:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:3፣ 2ዜና 20:15
  • +ህዝ 38:23፣ ዮኤ 3:2, 14፣ ራእ 16:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 20

    1/7/1996፡ ገጽ 21-22

ዘካርያስ 14:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ደብረ ዘይቲ።”

  • *

    ወይ፡ “ደብረ ዘይቲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 19:29፣ ግብ 1:12

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2017፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 19

ዘካርያስ 14:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኣሞ 1:1
  • +ዘዳ 33:2፣ ዮኤ 3:11፣ ይሁ 14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 19-20

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 14

ዘካርያስ 14:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘይንቀሳቐስ ኪኸውን፡” ማለት፡ ብቝሪ ኸም ዝደስከለ ይኸውን።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 13:9, 10፣ ኣሞ 5:18

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 20

ዘካርያስ 14:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:31፣ 1ተሰ 5:2፣ 2ጴጥ 3:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2006፡ ገጽ 29

ዘካርያስ 14:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ምዉት ባሕሪ።

  • *

    ማለት፡ ባሕሪ መዲተራነያን።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 21:6፣ 22:17
  • +ኤር 17:13፣ ህዝ 47:1፣ ዮኤ 3:18፣ ራእ 22:1
  • +ዘዳ 3:17
  • +እያ 1:4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንጹህ ኣምልኾ፡ ገጽ 204

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 21

    15/4/2006፡ ገጽ 29

ዘካርያስ 14:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 97:1፣ ራእ 19:6
  • +ዘዳ 6:4
  • +ኢሳ 42:8፣ 44:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/4/2006፡ ገጽ 29

    1/7/1996፡ ገጽ 22

ዘካርያስ 14:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መዋህለል ወይኒ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 15:22
  • +1ዜና 4:24, 32
  • +ዘዳ 1:7
  • +ኤር 37:13
  • +ነህ 3:1፣ ኤር 31:38
  • +ኤር 30:18

ዘካርያስ 14:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:18፣ ኤር 31:40
  • +ኤር 23:6፣ 33:16

ዘካርያስ 14:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 19:34, 35፣ ዮኤ 3:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2017፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 20

    1/7/1996፡ ገጽ 22

ዘካርያስ 14:13

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓደ እውን ነቲ ሓደ ኼጥቅዖ እዩ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 7:22፣ ህዝ 38:21

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1996፡ ገጽ 22

ዘካርያስ 14:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 14:13፣ 20:25፣ ዘካ 2:8, 9

ዘካርያስ 14:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    12/2017፡ ገጽ 4

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/2/2013፡ ገጽ 20

ዘካርያስ 14:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኬምልኽዎን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 86:9
  • +ዘሌ 23:34፣ ነህ 8:14, 15
  • +ኢሳ 66:23

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/7/1996፡ ገጽ 22-23

ዘካርያስ 14:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 60:12

ዘካርያስ 14:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:36፣ 39:30
  • +1ሳሙ 2:13, 14
  • +ዘጸ 25:29፣ ዘሁ 4:7

ዘካርያስ 14:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነጋዳይ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ህዝ 44:9

ሓፈሻዊ

ዘካ. 14:3ዘጸ 15:3፣ 2ዜና 20:15
ዘካ. 14:3ህዝ 38:23፣ ዮኤ 3:2, 14፣ ራእ 16:14
ዘካ. 14:4ሉቃ 19:29፣ ግብ 1:12
ዘካ. 14:5ኣሞ 1:1
ዘካ. 14:5ዘዳ 33:2፣ ዮኤ 3:11፣ ይሁ 14
ዘካ. 14:6ኢሳ 13:9, 10፣ ኣሞ 5:18
ዘካ. 14:7ዮኤ 2:31፣ 1ተሰ 5:2፣ 2ጴጥ 3:10
ዘካ. 14:8ራእ 21:6፣ 22:17
ዘካ. 14:8ኤር 17:13፣ ህዝ 47:1፣ ዮኤ 3:18፣ ራእ 22:1
ዘካ. 14:8ዘዳ 3:17
ዘካ. 14:8እያ 1:4
ዘካ. 14:9መዝ 97:1፣ ራእ 19:6
ዘካ. 14:9ዘዳ 6:4
ዘካ. 14:9ኢሳ 42:8፣ 44:6
ዘካ. 14:101ነገ 15:22
ዘካ. 14:101ዜና 4:24, 32
ዘካ. 14:10ዘዳ 1:7
ዘካ. 14:10ኤር 37:13
ዘካ. 14:10ነህ 3:1፣ ኤር 31:38
ዘካ. 14:10ኤር 30:18
ዘካ. 14:11ኢሳ 60:18፣ ኤር 31:40
ዘካ. 14:11ኤር 23:6፣ 33:16
ዘካ. 14:122ነገ 19:34, 35፣ ዮኤ 3:2
ዘካ. 14:13መሳ 7:22፣ ህዝ 38:21
ዘካ. 14:142ዜና 14:13፣ 20:25፣ ዘካ 2:8, 9
ዘካ. 14:16መዝ 86:9
ዘካ. 14:16ዘሌ 23:34፣ ነህ 8:14, 15
ዘካ. 14:16ኢሳ 66:23
ዘካ. 14:17ኢሳ 60:12
ዘካ. 14:20ዘጸ 28:36፣ 39:30
ዘካ. 14:201ሳሙ 2:13, 14
ዘካ. 14:20ዘጸ 25:29፣ ዘሁ 4:7
ዘካ. 14:21ህዝ 44:9
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ዘካርያስ 14:1-21

ዘካርያስ

14 “እንሆ፡ እታ መዓልቲ፡ መዓልቲ የሆዋ ትመጽእ ኣላ፣ ሽዑ፡ ምርኮኺ ኣብ ማእከልኪ ኺምቀል እዩ።* 2 ኣነ ኸኣ ንዅሎም ኣህዛብ ንውግእ ኣንጻር የሩሳሌም ክእክቦም እየ፣ እታ ኸተማ ድማ ክትተሓዝ፡ ኣፍራስ ከኣ ኪዝመቱ፡ ኣንስቲ እውን ኪዕመጻ እየን። ፍርቂ እታ ኸተማ ኸኣ ናብ ምርኮ ኪኸይድ እዩ፣ እቶም ዝተረፉ ህዝቢ ግና ካብታ ኸተማ ኣይኪምንቈሱን እዮም።

3 “የሆዋ ድማ ከምቲ ብመዓልቲ ውግእ ዚዋግኦ፡+ ወጺኡ ምስዞም ኣህዛብ ኪዋጋእ እዩ።+ 4 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣእጋሩ ኣብቲ ብምብራቕ ኣብ መንጽር የሩሳሌም ዘሎ ኸረን ኣውልዕ* ኪቐውም እዩ፣+ እቲ ኸረን ኣውልዕ* ከኣ ካብ ምብራቕ ክሳብ ምዕራብ ኣብ ፍርቂ ኺስንጠቕ እሞ ኣዝዩ ዓብዪ ስንጭሮ ኪኸውን እዩ፣ ፍርቂ እቲ ኸረን ድማ ናብ ሰሜን፡ ፍርቁ እውን ናብ ደቡብ ኪግዕዝ እዩ። 5 እቲ ስንጭሮ እቲ ኣኽራን ክሳብ ኣጼል ኪበጽሕ እዩ እሞ፡ ናብ ስንጭሮ ኣኽራነይ ክትሃድሙ ኢኹም። ከምቲ ብዘመን ዑዝያ ንጉስ ይሁዳ ብሰሪ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝሃደምኩም፡ ክትሃድሙ ኢኹም።+ የሆዋ ኣምላኸይ ድማ ኪመጽእ እዩ፣ ኵሎም ቅዱሳት ከኣ ምስኡ ኪዀኑ እዮም።+

6 “በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ክቡር ብርሃን ኣይኪህሉን እዩ፣+ ነገራት ኪረግእ* እዩ። 7 ናይ የሆዋ ምዃና እተፈልጠት ሓንቲ መዓልቲ ኽትከውን እያ።+ መዓልቲ ወይ ለይቲ ኣይክትከውንን እያ፣ ብግዜ ምሸት ከኣ ብርሃን ኪኸውን እዩ። 8 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ህያው ማያት+ ካብ የሩሳሌም፡+ ፍርቁ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ፡*+ ፍርቁ ድማ ናብ ምዕራባዊ ባሕሪ*+ ኺውሕዝ እዩ። ብሓጋይን ብኽረምትን ከምኡ ኪኸውን እዩ። 9 የሆዋ ኸኣ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ኺነግስ እዩ።+ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ሓደ ኪኸውን፡+ ስሙ እውን ሓደ ኪኸውን እዩ።+

10 “ብዘላ እታ ምድሪ፡ ካብ ጌባዕ+ ክሳብ ሪሞን+ ደቡብ የሩሳሌም፡ ከም ዓራባ+ ኽትከውን እያ፣ ንሳ ኸኣ ኣብ ቦታኣ ኽትትንስእ፡ ካብ ኣፍ ደገ ብንያም+ ክሳብ ቦታ እታ ቐዳመይቲ ኣፍ ደገ፡ ክሳብ ኣፍ ደገ መኣዝን፡ ካብ ግምቢ ሓናንኤል+ ክሳብ መጽመቝ ወይኒ* ንጉስ እውን ነባሪ ኺህልዋ እዩ።+ 11 ህዝቢ ድማ ኪነብርዋ እዮም፣ ደጊም ከኣ ከቶ መርገም ጥፍኣት ኣይኪኸውንን እዩ፣+ የሩሳሌም እውን ብደሓን ክትንበር እያ።+

12 “እቲ የሆዋ ንዅሎም እቶም ንየሩሳሌም ዚዋግእዋ ህዝብታት ዚቐዝፈሉ መቕዘፍቲ ድማ እዚ እዩ፦+ ብኣእጋሮም ደው ኢሎም ከለዉ ስጋኦም ኪምሽምሽ እዩ፣ ኣዒንቶም ከኣ ኣብ ጕድጓደን ኪምሽምሻ እየን፣ ልሳኖም ድማ ኣብ ኣፎም ክትምሽምሽ እያ።

13 “በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ የሆዋ ዚመጽእ ዕግርግር ኣብ መንጎኦም ኬስፋሕፍሕ እዩ፣ ነፍሲ ወከፍ ከኣ ኢድ ብጻዩ ዓትዒቱ ኺሕዝ እዩ፣ ኢዱ እውን ኣንጻር ኢድ ብጻዩ ኽትልዓል እያ።*+ 14 ይሁዳ ድማ ኣብቲ ኣብ የሩሳሌም ዚግበር ውግእ ክትሳተፍ እያ፣ ሃብቲ ዅሎም እቶም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብ፡ ኣዝዩ ብዙሕ ወርቅን ብሩርን ክዳውንትን ከኣ ኪእከብ እዩ።+

15 “ከምቲ መቕዘፍቲ ዝበለ መቕዘፍቲ እውን ኣብ ልዕሊ ኣፍራስን ኣባቕልን ኣግማልን ኣእዱግን ኣብ ልዕሊ እተን ኣብቲ ሰፈራት ዚርከባ ዅለን ማልን ኪመጽእ እዩ።

16 “ኵሎም ተረፍ እቶም ኣንጻር የሩሳሌም ዚመጹ ኣህዛብ ድማ ንንጉስ፡ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪሰግዱሉን*+ በዓል ዳስ ኬብዕሉን+ ዓመት ዓመት ኪድይቡ እዮም።+ 17 ግናኸ፡ ካብ ዓሌታት ምድሪ ሓደ እኳ ንንጉስ፡ ንየሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኪሰግደሉ ናብ የሩሳሌም እንተ ዘይደይቡ፡ ኣባታቶም ዝናም ኣይኪዘንምን እዩ።+ 18 ዓሌት ግብጺ እንተ ዘይደይቦምን እንተ ዘይመጺኦምን ከኣ፡ ዝናም ኣይኪረኽቡን እዮም። ኣብ ክንዳኡስ፡ እቲ የሆዋ ነቶም በዓል ዳስ ኬብዕሉ ዘይደየቡ ኣህዛብ ዝቐዘፈሉ መቕዘፍቲ ኺመጾም እዩ። 19 ንሓጢኣት ግብጽን ንሓጢኣት ኵሎም እቶም በዓል ዳስ ኬብዕሉ ዘይደየቡ ኣህዛብን እዚ መቕጻዕቲ እዚ ኪኸውን እዩ።

20 “በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ‘ቅድስና ናይ የሆዋ!’ ዚብል ቃላት+ ኣብ ደወላት ኣፍራስ ኪጽሓፍ እዩ። ኣብ ቤት የሆዋ ዚህሉ ቝራዓት+ ድማ ከምቲ ኣብ ቅድሚ መሰውኢ ዚርከብ ጭሔሎታት ኪኸውን እዩ።+ 21 ኵሉ እቲ ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ይሁዳን ዚርከብ ቍራዕ ከኣ ቅዱስ ኪኸውን፡ ናይ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እውን ኪኸውን እዩ፣ ኵሎም እቶም ዚስውኡ ድማ መጺኦም ብገለ ኻብኡ ኼብስሉ እዮም። በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣብ ቤት የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከነኣናዊ* ደጊም ኣይኪህሉን እዩ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ