ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ዜና መዋእል 6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

1 ዜና መዋእል—ትሕዝቶ

      • ደቂ ሌዊ (1-30)

      • ዘመርቲ ቤተ መቕደስ (31-47)

      • ደቂ ኣሮን (48-53)

      • ሰፈራት ሌዋውያን (54-81)

1 ዜና መዋእል 6:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 29:34፣ ዘጸ 6:16
  • +ዘጸ 6:18፣ ዘሁ 3:27
  • +ዘሁ 3:17፣ 26:57

1 ዜና መዋእል 6:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:21
  • +ዘጸ 6:22፣ ዘሌ 10:4

1 ዜና መዋእል 6:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:20
  • +1ዜና 23:13
  • +ዘጸ 6:26፣ ግብ 7:37, 38
  • +ዘጸ 15:20
  • +ዘጸ 24:1፣ ዘሌ 10:1
  • +ዘሁ 3:32፣ ዘዳ 10:6
  • +ዘጸ 6:23፣ 28:1፣ ዘሁ 4:28፣ 1ዜና 24:2, 4

1 ዜና መዋእል 6:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:25፣ ዘሁ 25:11

1 ዜና መዋእል 6:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:17

1 ዜና መዋእል 6:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 1:8፣ 2:35
  • +2ሳሙ 15:27, 36

1 ዜና መዋእል 6:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 11:11

1 ዜና መዋእል 6:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 34:14

1 ዜና መዋእል 6:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 25:18
  • +ሃጌ 1:1

1 ዜና መዋእል 6:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ፍ. 1፡ ጌርሾን ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ።

1 ዜና መዋእል 6:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:18

1 ዜና መዋእል 6:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:19, 20

1 ዜና መዋእል 6:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 26:57

1 ዜና መዋእል 6:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:18

1 ዜና መዋእል 6:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 16:1, 32፣ 26:10, 11፣ ይሁ 11

1 ዜና መዋእል 6:23

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:24

1 ዜና መዋእል 6:27

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 1:1

1 ዜና መዋእል 6:28

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 1:20
  • +1ሳሙ 8:1, 2

1 ዜና መዋእል 6:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:19፣ 1ዜና 23:21

1 ዜና መዋእል 6:31

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 6:17፣ 1ዜና 15:16

1 ዜና መዋእል 6:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 6:14
  • +2ዜና 35:15

1 ዜና መዋእል 6:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 15:16, 17
  • +1ሳሙ 8:1, 2

1 ዜና መዋእል 6:34

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 1:1

1 ዜና መዋእል 6:39

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 25:1፣ 2ዜና 5:12፣ መዝ 50:ልዕለ ጽሑፍ

1 ዜና መዋእል 6:44

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 23:6
  • +1ዜና 15:16, 17

1 ዜና መዋእል 6:48

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ተዋህቡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 3:5-7

1 ዜና መዋእል 6:49

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 28:1፣ ዘሁ 3:10
  • +ዘጸ 30:10፣ ዘሌ 4:20፣ 17:11፣ 2ዜና 29:24
  • +ዘጸ 29:38
  • +ዘጸ 30:7

1 ዜና መዋእል 6:50

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 6:23
  • +ዘጸ 28:1፣ ዘሁ 3:32

1 ዜና መዋእል 6:52

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 8:17

1 ዜና መዋእል 6:53

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:35

1 ዜና መዋእል 6:54

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “በብእተዃነየ ሰፈራቶም።”

1 ዜና መዋእል 6:55

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 13:22፣ እያ 21:8, 11

1 ዜና መዋእል 6:56

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 14:13፣ መሳ 1:20

1 ዜና መዋእል 6:57

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ ምስ እያ 21:13 ብምስምማዕ፡ “እታ ኸተማ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 35:12, 13
  • +እያ 20:7, 9
  • +እያ 15:20, 42
  • +እያ 15:20, 48
  • +እያ 21:13-16

1 ዜና መዋእል 6:58

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መሳ 1:11

1 ዜና መዋእል 6:59

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ዜና 4:24, 32
  • +እያ 15:10, 12

1 ዜና መዋእል 6:60

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 18:21, 24
  • +እያ 21:8, 18፣ ኤር 1:1
  • +እያ 21:4

1 ዜና መዋእል 6:61

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:5

1 ዜና መዋእል 6:62

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:27-33

1 ዜና መዋእል 6:63

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:34-40

1 ዜና መዋእል 6:64

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 35:2-4

1 ዜና መዋእል 6:66

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:20-26

1 ዜና መዋእል 6:67

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ ምስ እያ 21:21 ብምስምማዕ፡ “እታ ኸተማ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 20:7, 9
  • +እያ 16:10

1 ዜና መዋእል 6:68

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 10:11

1 ዜና መዋእል 6:69

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 10:12፣ መሳ 1:35
  • +እያ 19:45, 48

1 ዜና መዋእል 6:71

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 4:41-43
  • +እያ 21:27

1 ዜና መዋእል 6:72

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:12, 16
  • +እያ 21:8, 28

1 ዜና መዋእል 6:74

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:8, 30

1 ዜና መዋእል 6:75

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 19:28, 31፣ መሳ 1:31

1 ዜና መዋእል 6:76

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 3:13
  • +እያ 20:7, 9፣ 21:32, 33

1 ዜና መዋእል 6:77

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እያ 21:34-39

1 ዜና መዋእል 6:78

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 21:23

1 ዜና መዋእል 6:79

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 2:26

1 ዜና መዋእል 6:80

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 32:1, 2፣ 2ሳሙ 2:8

1 ዜና መዋእል 6:81

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሁ 21:26
  • +ዘሁ 32:1

ሓፈሻዊ

1 ዜና 6:1ዘፍ 29:34፣ ዘጸ 6:16
1 ዜና 6:1ዘጸ 6:18፣ ዘሁ 3:27
1 ዜና 6:1ዘሁ 3:17፣ 26:57
1 ዜና 6:2ዘጸ 6:21
1 ዜና 6:2ዘጸ 6:22፣ ዘሌ 10:4
1 ዜና 6:3ዘጸ 6:20
1 ዜና 6:31ዜና 23:13
1 ዜና 6:3ዘጸ 6:26፣ ግብ 7:37, 38
1 ዜና 6:3ዘጸ 15:20
1 ዜና 6:3ዘጸ 24:1፣ ዘሌ 10:1
1 ዜና 6:3ዘሁ 3:32፣ ዘዳ 10:6
1 ዜና 6:3ዘጸ 6:23፣ 28:1፣ ዘሁ 4:28፣ 1ዜና 24:2, 4
1 ዜና 6:4ዘጸ 6:25፣ ዘሁ 25:11
1 ዜና 6:72ሳሙ 8:17
1 ዜና 6:81ነገ 1:8፣ 2:35
1 ዜና 6:82ሳሙ 15:27, 36
1 ዜና 6:12ነህ 11:11
1 ዜና 6:132ዜና 34:14
1 ዜና 6:142ነገ 25:18
1 ዜና 6:14ሃጌ 1:1
1 ዜና 6:17ዘሁ 3:18
1 ዜና 6:18ዘሁ 3:19, 20
1 ዜና 6:19ዘሁ 26:57
1 ዜና 6:20ዘሁ 3:18
1 ዜና 6:22ዘሁ 16:1, 32፣ 26:10, 11፣ ይሁ 11
1 ዜና 6:23ዘጸ 6:24
1 ዜና 6:271ሳሙ 1:1
1 ዜና 6:281ሳሙ 1:20
1 ዜና 6:281ሳሙ 8:1, 2
1 ዜና 6:29ዘጸ 6:19፣ 1ዜና 23:21
1 ዜና 6:312ሳሙ 6:17፣ 1ዜና 15:16
1 ዜና 6:321ነገ 6:14
1 ዜና 6:322ዜና 35:15
1 ዜና 6:331ዜና 15:16, 17
1 ዜና 6:331ሳሙ 8:1, 2
1 ዜና 6:341ሳሙ 1:1
1 ዜና 6:391ዜና 25:1፣ 2ዜና 5:12፣ መዝ 50:ልዕለ ጽሑፍ
1 ዜና 6:441ዜና 23:6
1 ዜና 6:441ዜና 15:16, 17
1 ዜና 6:48ዘሁ 3:5-7
1 ዜና 6:49ዘጸ 28:1፣ ዘሁ 3:10
1 ዜና 6:49ዘጸ 30:10፣ ዘሌ 4:20፣ 17:11፣ 2ዜና 29:24
1 ዜና 6:49ዘጸ 29:38
1 ዜና 6:49ዘጸ 30:7
1 ዜና 6:50ዘጸ 6:23
1 ዜና 6:50ዘጸ 28:1፣ ዘሁ 3:32
1 ዜና 6:522ሳሙ 8:17
1 ዜና 6:531ነገ 2:35
1 ዜና 6:55ዘሁ 13:22፣ እያ 21:8, 11
1 ዜና 6:56እያ 14:13፣ መሳ 1:20
1 ዜና 6:57ዘሁ 35:12, 13
1 ዜና 6:57እያ 20:7, 9
1 ዜና 6:57እያ 15:20, 42
1 ዜና 6:57እያ 15:20, 48
1 ዜና 6:57እያ 21:13-16
1 ዜና 6:58መሳ 1:11
1 ዜና 6:591ዜና 4:24, 32
1 ዜና 6:59እያ 15:10, 12
1 ዜና 6:60እያ 18:21, 24
1 ዜና 6:60እያ 21:8, 18፣ ኤር 1:1
1 ዜና 6:60እያ 21:4
1 ዜና 6:61እያ 21:5
1 ዜና 6:62እያ 21:27-33
1 ዜና 6:63እያ 21:34-40
1 ዜና 6:64ዘሁ 35:2-4
1 ዜና 6:66እያ 21:20-26
1 ዜና 6:67እያ 20:7, 9
1 ዜና 6:67እያ 16:10
1 ዜና 6:68እያ 10:11
1 ዜና 6:69እያ 10:12፣ መሳ 1:35
1 ዜና 6:69እያ 19:45, 48
1 ዜና 6:71ዘዳ 4:41-43
1 ዜና 6:71እያ 21:27
1 ዜና 6:72እያ 19:12, 16
1 ዜና 6:72እያ 21:8, 28
1 ዜና 6:74እያ 21:8, 30
1 ዜና 6:75እያ 19:28, 31፣ መሳ 1:31
1 ዜና 6:76ማቴ 3:13
1 ዜና 6:76እያ 20:7, 9፣ 21:32, 33
1 ዜና 6:77እያ 21:34-39
1 ዜና 6:78ዘሁ 21:23
1 ዜና 6:79ዘዳ 2:26
1 ዜና 6:80ዘፍ 32:1, 2፣ 2ሳሙ 2:8
1 ዜና 6:81ዘሁ 21:26
1 ዜና 6:81ዘሁ 32:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
  • 48
  • 49
  • 50
  • 51
  • 52
  • 53
  • 54
  • 55
  • 56
  • 57
  • 58
  • 59
  • 60
  • 61
  • 62
  • 63
  • 64
  • 65
  • 66
  • 67
  • 68
  • 69
  • 70
  • 71
  • 72
  • 73
  • 74
  • 75
  • 76
  • 77
  • 78
  • 79
  • 80
  • 81
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
1 ዜና መዋእል 6:1-81

1 ዜና መዋእል

6 ደቂ ሌዊ፡+ ጌርሾንን ቀሃትን+ መራሪን+ እዮም። 2 ደቂ ቀሃት፡ ዓምራምን ይጽሃርን+ ኬብሮንን ዑዚኤልን+ እዮም። 3 ደቂ ዓምራም፡+ ኣሮንን+ ሙሴን+ ሚርያምን+ እዮም። ደቂ ኣሮን፡ ናዳብን ኣቢሁን+ ኣልኣዛርን+ ኢታማርን+ እዮም። 4 ኣልኣዛር ንፊንሃስ+ ወለደ፣ ፊንሃስ ንኣቢሹዓ ወለደ። 5 ኣቢሹዓ ንቡቂ ወለደ፣ ቡቂ ንዑዚ ወለደ። 6 ዑዚ ንዜራሕያ ወለደ፣ ዜራሕያ ንመራዮት ወለደ። 7 መራዮት ንኣማርያ ወለደ፣ ኣማርያ ንኣሒጡብ+ ወለደ። 8 ኣሒጡብ ንጻዶቅ+ ወለደ፣ ጻዶቅ ንኣሒማዓጽ+ ወለደ። 9 ኣሒማዓጽ ንዓዛርያ ወለደ፣ ዓዛርያ ንዮሓናን ወለደ። 10 ዮሓናን ንዓዛርያ ወለደ። ንሱ ኣብታ ሰሎሞን ኣብ የሩሳሌም ዝሃነጻ ቤት፡ ካህን ነበረ።

11 ዓዛርያ ንኣማርያ ወለደ፣ ኣማርያ ንኣሒጡብ ወለደ። 12 ኣሒጡብ ንጻዶቅ+ ወለደ፣ ጻዶቅ ንሻሉም ወለደ። 13 ሻሉም ንሒልቅያ+ ወለደ፣ ሒልቅያ ንዓዛርያ ወለደ። 14 ዓዛርያ ንሰራያ+ ወለደ፣ ሰራያ ንየሆጻዳቅ+ ወለደ። 15 የሆጻዳቅ ከኣ የሆዋ ብኢድ ነቡካድነጻር ገይሩ ንይሁዳን ንየሩሳሌምን ማሪኹ ኺወስደን ከሎ፡ ተማሪኹ ኸደ።

16 ደቂ ሌዊ፡ ጌርሾምን* ቀሃትን መራሪን እዮም። 17 ስማት ደቂ ጌርሾም እዚ እዩ፦ ሊብኒን ሺምዒን።+ 18 ደቂ ቀሃት፡ ዓምራምን ይጽሃርን ኬብሮንን ዑዚኤልን እዮም።+ 19 ደቂ መራሪ፡ ማሕሊን ሙሺን እዮም።

ዓሌታት ሌዋውያን በብኣቦታቶም እዚኣቶም እዮም፦+ 20 ካብ ጌርሾም፡+ ሊብኒ ወዱ፡ ያሓት ወዱ፡ ዚማ ወዱ፡ 21 ዮኣሕ ወዱ፡ ዒዶ ወዱ፡ ዜራሕ ወዱ፡ የኣትራይ ወዱ። 22 ደቂ ቀሃት እዚኣቶም እዮም፦ ኣሚናዳብ ወዱ፡ ቆራሕ+ ወዱ፡ ኣሲር ወዱ፡ 23 ኤልቃና ድማ ወዱ፡ ኤብያሳፍ+ ከኣ ወዱ፡ ኣሲር ወዱ፡ 24 ታሓት ወዱ፡ ኡርኤል ወዱ፡ ዑዝያ ወዱ፡ ሻኡል ወዱ። 25 ደቂ ኤልቃና፡ ዓማሳይን ኣሒሞትን እዮም። 26 ብዛዕባ ኤልቃና ድማ፡ ደቂ ኤልቃና እዚኣቶም እዮም፦ ጾፋይ ወዱ፡ ናሓት ወዱ፡ 27 ኤልያብ ወዱ፡ የሮሓም ወዱ፡ ኤልቃና+ ወዱ። 28 ደቂ ሳሙኤል፡+ እቲ በዅሪ ዮኤልን እቲ ኻልኣይ ኣብያን እዮም።+ 29 ደቂ መራሪ እዚኣቶም እዮም፦ ማሕሊ፡+ ሊብኒ ወዱ፡ ሺምዒ ወዱ፡ ዑዛ ወዱ፡ 30 ሺምዓ ወዱ፡ ሓጊያ ወዱ፡ ዓሳያ ወዱ።

31 እቲ ታቦት ኣብ ቤት የሆዋ ምስ ዓረፈ፡ እቶም ዳዊት ኣብኡ መዝሙር ኪመርሑ ዝሸሞም እዚኣቶም እዮም።+ 32 ሰሎሞን ኣብ የሩሳሌም ቤት የሆዋ ኽሳዕ ዚሃንጽ ከኣ፡+ ኣብቲ ማሕደር ድንኳን ምርኻብ ናይ ምዝማር ሓላፍነት ነበሮም፣ ከምቲ እተሰርዓሎም ድማ፡ ኣገልግሎቶም ይፍጽሙ ነበሩ።+ 33 እቶም ምስ ደቆም ኰይኖም ዜገልግሉ ዝነበሩ እዚኣቶም እዮም፦ ካብ ቀሃታውያን፡ ሄማን+ እቲ ዘማሪ፡ ወዲ ዮኤል፡+ ወዲ ሳሙኤል፡ 34 ወዲ ኤልቃና፡+ ወዲ የሮሓም፡ ወዲ ኤሊኤል፡ ወዲ ቶዓሕ፡ 35 ወዲ ጹፍ፡ ወዲ ኤልቃና፡ ወዲ ማሓት፡ ወዲ ዓማሳይ፡ 36 ወዲ ኤልቃና፡ ወዲ ዮኤል፡ ወዲ ዓዛርያ፡ ወዲ ጸፎንያስ፡ 37 ወዲ ታሓት፡ ወዲ ኣሲር፡ ወዲ ኤብያሳፍ፡ ወዲ ቆራሕ፡ 38 ወዲ ይጽሃር፡ ወዲ ቀሃት፡ ወዲ ሌዊ፡ ወዲ እስራኤል።

39 ሓዉ ኣሳፍ+ ብየማኑ ቘይሙ ነበረ፣ ኣሳፍ ወዲ በረክያ፡ ወዲ ሺምዓ፡ 40 ወዲ ሚካኤል፡ ወዲ ባዓሴያ፡ ወዲ ማልክያ፡ 41 ወዲ ኤትኒ፡ ወዲ ዜራሕ፡ ወዲ ዓዳያ፡ 42 ወዲ ኤታን፡ ወዲ ዚማ፡ ወዲ ሺምዒ፡ 43 ወዲ ያሓት፡ ወዲ ጌርሾም፡ ወዲ ሌዊ።

44 ደቂ መራሪ+ እቶም ኣሕዋቶም ብጸጋም ነበሩ፣ ኤታን+ ወዲ ቂሺ፡ ወዲ ዓብዲ፡ ወዲ ማሉክ፡ 45 ወዲ ሓሻብያ፡ ወዲ ኣማስያ፡ ወዲ ሒልቅያ፡ 46 ወዲ ኣምጺ፡ ወዲ ባኒ፡ ወዲ ሸመር፡ 47 ወዲ ማሕሊ፡ ወዲ ሙሺ፡ ወዲ መራሪ፡ ወዲ ሌዊ።

48 እቶም ኣሕዋቶም ሌዋውያን ድማ ንዅሉ ኣገልግሎት እቲ ማሕደር፡ ቤት እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተሸሙ።*+ 49 ኣሮንን ደቁን+ ከኣ ከምቲ ሙሴ ጊልያ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ዝኣዘዞ ንእስራኤል ንምትዕራቕ፡+ ምስቲ ቕዱስ ቅዱሳን እተተሓሓዘ ነገራት ብምዕያይ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ ዚሓርር መስዋእትን+ ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ ዕጣንን+ ይዓጥኑ ነበሩ። 50 ደቂ ኣሮን እዚኣቶም እዮም፦+ ኣልኣዛር+ ወዱ፡ ፊንሃስ ወዱ፡ ኣቢሹዓ ወዱ፡ 51 ቡቂ ወዱ፡ ዑዚ ወዱ፡ ዜራሕያ ወዱ፡ 52 መራዮት ወዱ፡ ኣማርያ ወዱ፡ ኣሒጡብ+ ወዱ፡ 53  ጻዶቅ+ ወዱ፡ ኣሒማዓጽ ወዱ።

54 በብሰፈሮም* ኣብ ዓዓዶም ዚነብሩሉ ዝነበሩ ቦታ እዚ እዩ፦ ንደቂ ኣሮን ካብ ዓሌታት ቀሃታውያን፡ ቀዳማይ ዕጫ በጺሕዎም እዩ እሞ፡ 55 ኬብሮን+ ኣብ ምድሪ ይሁዳ ምስቲ ኣብ ዙርያኣ ዘሎ መጓሰዪታት ሃብዎም። 56 ግራውቲ እታ ኸተማን ሰፈራታን ግና ንካሌብ+ ወዲ የፉነ ሃብዎ። 57  ንደቂ ኣሮን ዝሃብዎም ድማ እተን ከተማታት* ዕቝባ፡+ ኬብሮን፡+ ከምኡ ኸኣ ሊብና+ ምስ መጓሰዪታታ፡ ያቲር፡+ ኤሽትሞዓ ምስ መጓሰዪታታ፡+ 58 ሒለን ምስ መጓሰዪታታ፡ ደቢር+ ምስ መጓሰዪታታ፡ 59 ዓሻን+ ምስ መጓሰዪታታ፡ ቤት-ሸመሽ+ ምስ መጓሰዪታታ፣ 60 ካብ ነገድ ብንያም ድማ፡ ጌባዕ+ ምስ መጓሰዪታታ፡ ዓለመት ምስ መጓሰዪታታ፡ ዓናቶት+ ምስ መጓሰዪታታ እየን። ኵለን እተን ንዓሌታቶም ዚዀና ኸተማታት፡ 13 ኸተማ ነበራ።+

61 ነቶም ዝተረፉ ቀሃታውያን ከኣ፡ ካብ ዓሌት እቲ ነገድ፡ ካብ ፍርቂ ነገድ፡ ካብ ፍርቂ ምናሴ፡ ብዕጫ ዓሰርተ ኸተማ መደቡሎም።+

62 ንጌርሾማውያን ድማ ከከም ዓሌታቶም ካብ ነገድ ይሳኮርን ካብ ነገድ ኣሴርን ካብ ነገድ ንፍታሌምን ካብ ነገድ ምናሴ ኣብ ባሳንን 13 ኸተማ መደቡሎም።+

63 ንመራራውያን ከኣ በብዓሌታቶም ካብ ነገድ ሮቤልን ካብ ነገድ ጋድን ካብ ነገድ ዛብሎንን ብዕጫ 12 ኸተማ መደቡሎም።+

64 በዚ ኸምዚ፡ እስራኤላውያን ንሌዋውያን እዘን ከተማታት ምስ መጓሰዪታተን ሃብዎም።+ 65 ብተወሳኺ፡ ካብ ነገድ ይሁዳን ካብ ነገድ ስምኦንን ካብ ነገድ ብንያምን እዘን ብስመን እተረቝሓ ኸተማታት ብዕጫ መደቡሎም።

66 ገሊኦም ካብ ዓሌታት ቀሃታውያን ድማ ካብ ነገድ ኤፍሬም፡ ዓዶም ዚዀና ኸተማታት ነበራኦም።+ 67 እተን ዝሃብዎም ከኣ እተን ከተማታት* ዕቝባ፡ ኣብ ኣኽራን ኤፍሬም ዘላ ሴኬም+ ምስ መጓሰዪታታ፡ ከምኡ ድማ ጌዘር+ ምስ መጓሰዪታታ፡ 68 ዮቅመዓም ምስ መጓሰዪታታ፡ ቤት-ሖሮን+ ምስ መጓሰዪታታ፡ 69 ኣያሎን+ ምስ መጓሰዪታታ፡ ጋት-ሪሞን+ ምስ መጓሰዪታታ፣ 70 ካብ ፍርቂ ነገድ ምናሴ ኸኣ ነቶም ዝተረፉ ዓሌታት ቀሃታውያን፡ ዓኔር ምስ መጓሰዪታታን ቢልዓም ምስ መጓሰዪታታን እየን።

71 ንጌርሾማውያን ድማ ካብ ዓሌት ፍርቂ ነገድ ምናሴ፡ እታ ኣብ ባሳን ዘላ ጎላን+ ምስ መጓሰዪታታን ዓሽታሮት ምስ መጓሰዪታታን፣+ 72 ካብ ነገድ ይሳኮር ከኣ፡ ቀደሽ ምስ መጓሰዪታታን ዳብራት+ ምስ መጓሰዪታታን+ 73 ራሞት ምስ መጓሰዪታታን ዓኔም ምስ መጓሰዪታታን፣ 74 ካብ ነገድ ኣሴር ድማ፡ ማሻል ምስ መጓሰዪታታን ዓብዶን ምስ መጓሰዪታታን+ 75 ሑቆቅ ምስ መጓሰዪታታን ሬሖብ+ ምስ መጓሰዪታታን፣ 76 ካብ ነገድ ንፍታሌም ከኣ፡ እታ ኣብ ገሊላ+ ዘላ ቀደሽ+ ምስ መጓሰዪታታን ሓሞን ምስ መጓሰዪታታን ቂርያታዪም ምስ መጓሰዪታታን መደቡሎም።

77 ነቶም ዝተረፉ መራራውያን ድማ፡ ካብ ነገድ ዛብሎን፡+ ሪሞኖ ምስ መጓሰዪታታን ታቦር ምስ መጓሰዪታታን መደቡሎም፣ 78 ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ ኣብ መንጽር ያሪኮ ኸኣ፡ ካብ ነገድ ሮቤል፡ እታ ኣብ በረኻ ዘላ ቤጸር ምስ መጓሰዪታታን ያሃጽ+ ምስ መጓሰዪታታን 79 ቀደሞት+ ምስ መጓሰዪታታን ሜፋዓት ምስ መጓሰዪታታን ተዋህባኦም፣ 80 ካብ ነገድ ጋድ ድማ፡ እታ ኣብ ጊልዓድ ዘላ ራሞት ምስ መጓሰዪታታን ማሓናዪም+ ምስ መጓሰዪታታን 81 ሔስቦን+ ምስ መጓሰዪታታን ያዕዜር+ ምስ መጓሰዪታታን ተዋህባኦም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ