ትሕዝቶ
ግንቦት 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ገበር፦ ንርእስኻ ኻብ ገበን ሓልዋ! 6-9
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ዚሓትዎ
ጸገም ጥዕና እንተ ኣልዩኒኸ፧ (1ይ ክፋል)
የሚ፡ “ጓል 11 ዓመት ካብ ዝኸውን ንነጀው፡ ብዘይ ብሽክለታ ስንኩላን ክንቀሳቐስ ኣይክእልን እየ። ፈኲስ ዚብሃል ነገራት ከም ምልዓል ዝኣመሰለ ቐሊል ዕዮ እውን ክዓዪ ኣይክእልን እየ” በለት። የሚን ካልኦት ሰለስተ መንእሰያትን፡ ምስ ጸገም ጥዕና ብኸመይ ከም ዚቃለሱ ኣንብብ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)