ትሕዝቶ
ነሓሰ 2013
© 2013 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania. All rights reserved.
ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መንእሰያት
መንእሰያት ዚሓትዎ
ስለምንታይ እየ ገዛእ ርእሰይ ዝሓርድ፧
ሓንቲ ጀሪን ዝስማ ጐርዞ፡ “ኣብ ነፍሲ ወከፍ ንገዛእ ርእሰይ ዝሓርደሉ እዋን፡ ከባቢየይ እንታይ ይኸውን ከም ዘሎ ዳርጋ ኣይፈልጥን እየ፣ ንጸገማተይ ክፈትሖ ኸም ዘየድልየኒ ዀይኑ ድማ እዩ ዚስምዓኒ” በለት። ሓደ ኻብቲ ንመንእሰያት ዜጋጥሞም ጸገማት፡ ገዛእ ርእስኻ ምጕዳእ እዩ። ስለምንታይ፡ ዘመን ዘምጸኦ ተግባር ጥራይ ድዩ፧ ከምዚ ዓይነት ጠባይ እንተ ኣልዩካ፡ ብኸመይ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል፧
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/TEENAGERS ርአ)
ቈልዑ
ነዚ ብስእሊ እተደገፈ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቦ። ነቲ ንጥፈት ተጠቒምካ ድማ፡ ደቅኻ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኺሰፍሕ ሓግዞም።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS/CHILDREN ርአ)