ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g 5/14 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2014
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2014
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2014
g 5/14 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ግንቦት 2014

© 2014 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania

ገበር

ውጥረት ንምቍጽጻር ዚሕግዝ መገድታት

ገጽ 4-7

3 ካብ ከባቢ ዓለም

8 ንስድራ ቤት

ንመንእሰያት ብዛዕባ ግቡእ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት ብኸመይ ከም እትምህሮም

10 ቃለ መጠይቕ

ሓደ ኣማኻሪ ሕክምና መጥባሕቲ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

12 ኣብ ኤውሮጳ እተገብረ ሃድን ጠንቈልቲ

14 ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ምስትንታን

16 ‘ጥበብ ትጭድር ኣላ’—ትሰምዓዶ ኣለኻ፧

ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ

www.pr418.com

መንእሰያት

መንእሰያት ንዚሓትትዎ ብዙሕ ሕቶታት ዚኸውን መልሲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፣ ነዚ ዚስዕብ ርእሰ ነገራት የጠቓልል፦

• “ክሳዕ ክንደይ እዩ ሓላፍነት ዚስምዓኒ”

• “ዓርኪ ንኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧”

• “ወለደይ እንተ ተፋቲሖምከ፧”

ብዘይካዚ፡ መዛኑኻ ብዛዕባ መልክዕ ዝበልዎ ዘርእስታ ቪድዮ ርአ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > TEENAGERS ርአ

ቈልዑ

ስእልታት ዘለዎ ዛንታታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብበሎም። ነቲ ንጥፈታት ዝሓዘ ገጻት፡ ደቅኻ ነቲ ብዛዕባ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስን ስነ ምግባራዊ ስርዓታትን ዘለዎም ፍልጠት ንኼስፍሑሉ ተጠቐመሉ።

(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > CHILDREN ርአ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ