ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበብ ዝመልኦ ምኽሪ ንሚልዮናት ሰብኡትን ኣንስትን ኣብ ቤቶም ሓጐስ ኪረኽቡ ሓጊዝዎም እዩ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > BIBLE QUESTIONS ANSWERED ርአ)
ቪድዮታት
ብዛዕባ መበቈል ህይወት ዘለዎም ኣረኣእያ
ብዛዕባ ሕርሲ ዝፈለጠቶ ነገር፡ ነቲ ብዛዕባ መበቈል ህይወት ዝነበራ ኣረኣእያ ቐየሮ።
(ብእንግሊዝኛ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ PUBLICATIONS > VIDEOS፡ ኣብ ትሕቲ “Interviews and Experiences” ዚብል ክፋል ርአ)