ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g19 ቍ. 3 ገጽ 14-15
  • ኣብ ታሪኽ ልዕሊ ዅሉ ሓጋዚ ዝዀነ መጽሓፍ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣብ ታሪኽ ልዕሊ ዅሉ ሓጋዚ ዝዀነ መጽሓፍ
  • ንቕሑ!—2019
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ትርጉምን ዝርጋሐን መጽሓፍ ቅዱስ
  • ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ
  • ናይ የሆዋ መሰኻኽርን መጽሓፍ ቅዱስን
  • ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ሰባት ዘማስዉሉ ትርጕም ሓዳስ ዓለም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2001
  • የሆዋ፡ ሓሳቡ ብንጹር ዜመሓላልፍ ኣምላኽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ንኣፍቀርቲ ቃል ኣምላኽ ዝምልከት ኣገዳሲ ፍጻመ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ኢሉ ኣባና በጺሑ፧
    ንቕሑ!—2007
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2019
g19 ቍ. 3 ገጽ 14-15
ሓንቲ ሰበይቲ መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ

ኣብ ታሪኽ ልዕሊ ዅሉ ሓጋዚ ዝዀነ መጽሓፍ

መጽሓፍ ቅዱስ ልዕሊ ዅሉ እተተርጐመን እተዘርግሐን መጽሓፍ እዩ። ስለዚ፡ እቲ ሒዝዎ ዘሎ ጥበብ፡ ካብ ዝዀነ ኻልእ ጽሑፍ ንላዕሊ ንብዙሓት ሰባት በጺሕዎምን ሓጊዝዎምን እዩ። ነዚ ኣሃዛት እዚ እሞ ርአ፦

ትርጉምን ዝርጋሐን መጽሓፍ ቅዱስ

እተጸፍጸፈ መጽሓፍ ቅዱስ
  • 96.5% ህዝቢ ዓለም፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኪረክብ ይኽእል

  • 3,350 ቋንቋ ብምሉእ ወይ ብኸፊል ዚርከበሉ

  • 5,000,000,000 ብዝሒ እተሓትመ ቕዳሓት ብግምት፡ ካብ ዝዀነ ኻልእ መጽሓፍ ኣመና ይበዝሕ

ተወሳኺ ሓበሬታ ርኸብ

ኣብቲ JW.ORG ዚብሃል ወብሳይትና እቶ። ኣብኡ እዚ ዚስዕብ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፦

  • መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነት ኣንብብ (ብኣማእታት ቋንቋታት ይርከብ)

  • መጽሓፍ ቅዱስ ኣራግፍ

  • ንሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መልሲ ርኸብ

  • መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወት ብዙሓት ሰባት ከም ዘመሓየሸ ዚገልጽ ዓንቀጻት ኣንብብ

  • ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኢንተርነትa

  • መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኽትምሃር ሕተት

ናይ የሆዋ መሰኻኽርን መጽሓፍ ቅዱስን

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ትርጉምን ኣብ ዝርጋሐን መጽሓፍ ቅዱስ ብንጥፈት ይሳተፉ እዮም።

ገለ ኻብቲ ዝዘርጋሕናዮ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ዚስዕብ ኪጥቀስ ይከኣል፦

  • ናይ 1901 ኣመሪካን ስታንዳርድ ቨርሽን

  • ባይንግተን ዝተርጐሞ ዘ ባይብል ኢን ሊቪንግ ኢንግሊሽ

  • ዘ ኢምፋቲክ ዲያግሎት

  • ኪንግ ጄምስ ቨርሽን

  • ሪቫይዝድ ስታንዳርድ ቨርሽን

  • ቲሸንዶርፍ ዝተርጐሞ ሓድሽ ኪዳን

ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ካብ 1950 ክሳዕ 2020 ብዝሒ እተሓትመ ትርጉም ሓዳስ ዓለም ዜርኢ ግራፍ
  • 180+ ቋንቋ ብምሉእ ወይ ብኸፊል ዚርከበሉ

  • 227 ሚልዮን ካብ 1950 ኣትሒዙ እተሓትመ ትርጉም ሓዳስ ዓለም

a ሕጂ፡ ብእንግሊዝኛን ብፖርቱጋልኛን ይርከብ። ተወሳኺ ቛንቋታት ኪስዕብ እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ