ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • yp2 ገጽ 56-57
  • መዝገበይ​—ለውጥታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መዝገበይ​—ለውጥታት
  • መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ሰብነተይ እንታይ እዩ ዚኸውን ዘሎ፧
    መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ውሉድካ ንዕድመ ብጽሕና ኺዋጽኣሉ ምሕጋዝ
    ንቕሑ!—2016
  • ናብ ኣገልግሎት የሱስ ኣብ ዜምርሕ እዋን
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
  • መጀመርታ ኣገልግሎት የሱስ
    የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን
ዝያዳ ርአ
መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
yp2 ገጽ 56-57

2ይ ክፋል

መዝገበይ​—ለውጥታት

እቲ ኣብ ሰብነትካ ዚርአ ምዕባለ የበሳጭወካ ድዩ፧

□ እወ □ ኣይፋል

ኣብ እዋን ብጽሕና/ጕርዝውና ዚርአ ለውጥታት የጨንቐካ፡ የፍርሃካ፡ ወይ ካብ ሰብ እተፈለኻ ኸም ዝዀንካ ዀይኑ ይስምዓካ ድዩ፧

□ እወ □ ኣይፋል

ብዛዕባ ኣንጻር ጾታ ብዙሕ ትሓስብ ዲኻ፧

□ እወ □ ኣይፋል

ንሓንቲ ኻብዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ሕቶታት “እወ” ኢልካ እንተ መሊስካ፡ ገለ ጸገም ከም ዘሎካ ዚሕብር ስለ ዘይኰነ ኣይትሻቐል። ኣብ ግዜ ብጽሕና/ጕርዝውና ዜጋጥም ኣካላውን ስምዒታውን ለውጥታት፡ ፍስሃን ጭንቀትን ካልእ ስምዒታትን ኬምጽኣልካ ይኽእል እዩ። ዓብዪ ሰብ ክትከውን ትደሊ እኳ እንተ ነበርካ፡ እቲ ዕቤት ምስ ጀመረ ግን ዜፍርህ እዩ! ምዕራፍ 6-8 ነቲ ዜጋጥመካ ለውጥታት ብኸመይ ከም እትሕዞ ንኽትፈልጥ ኪሕግዛኻ እየን።

[ኣብ ገጽ 56, 57 ምሉእ ስእሊ ይርከብ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ