ቀዳም
“ብፍቕሪ ተመላለሱ”—ኤፌሶን 5:2
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 85ን ጸሎትን
9:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣብ ጉባኤ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ነርኢ
ንዚመርሑና (1 ተሰሎንቄ 5:12, 13)
ንመበለታትን ንዘኽታማትን (ያእቆብ 1:27)
ንኣረጋውያን (ዘሌዋውያን 19:32)
ንናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ (1 ተሰሎንቄ 1:3)
ንጓኖት (ዘሌዋውያን 19:34፣ ሮሜ 15:7)
10:50 መዝሙር ቍ. 58ን ምልክታታትን
11:00 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣብ ኣገልግሎት ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ነርኢ
ንኣምላኽ ፍቕርና ነርእዮ (1 ዮሃንስ 5:3)
‘ንብጻይና ኸም ነፍስና ነፍቅሮ’ (ማቴዎስ 22:39)
ቃል የሆዋ ንፍቶ (መዝሙር 119:97፣ ማቴዎስ 13:52)
11:45 ጥምቀት፦ ካብ የሱስ፡ ፍቕሪ ተምሃሩ (ማቴዎስ 11:28-30)
12:15 መዝሙር ቍ. 52ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 84
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣሕዋትና ዘይተቋርጽ ፍቕሪ የርእዩ ኣለዉ
ኣብ ኣፍሪቃ (ዘፍጥረት 16:13)
ኣብ እስያ (ግብሪ ሃዋርያት 2:44)
ኣብ ኤውሮጳ (ዮሃንስ 4:35)
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ (1 ቈረንቶስ 9:22)
ኣብ ኦሽያንያ (መዝሙር 35:18)
ኣብ ደቡብ ኣመሪካ (ግብሪ ሃዋርያት 1:8)
2:55 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ኣብ ስድራ ቤትና ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ነርኢ
ኣንስትኹም ኣፍቅሩ (ኤፌሶን 5:28, 29)
ሰብኡትክን ኣፍቅራ (ኤፌሶን 5:33፣ 1 ጴጥሮስ 3:1-6)
ደቅኹም ኣፍቅሩ (ቲቶስ 2:4)
3:35 መዝሙር ቍ. 35ን ምልክታታትን
3:45 ፊልም፦ ዛንታ ዮስያስ፦ ንየሆዋ ኣፍቅሮ፡ ክፍኣት ጽላእ—1ይ ክፋል (2 ዜና መዋእል 33:10-24፣ 34:1, 2)
4:15 ንደቅኹም፡ ብኸመይ ፍቕሪ ኸም ዜርእዩ ምሃርዎም (2 ጢሞቴዎስ 3:14, 15)
4:50 መዝሙር ቍ. 134ን መዕጸዊ ጸሎትን