ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • CO-pgm24 ገጽ 2-6
  • ዓርቢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ዓርቢ
  • መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዓርቢ
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ሰንበት
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2025
  • ቀዳም
    መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
ዝያዳ ርአ
መደብ ኣኼባ ዞባ 2024
CO-pgm24 ገጽ 2-6
ስእልታት፦ ኣብ ናይ ዓርቢ መደብ ዚጐልሕ ነገራት። 1. ኣብ መቕደስ፡ ሓደ መልኣኽ ነቲ ብፍርሂ እተዋሕጠ ዘካርያስ ይዛረቦ። 2. እታ ኣይሁዳዊት ድንግል ማርያም ትግረም። 3. ዮሴፍን ማርያምን ሓንቲ ኣድግን ይጕዓዙ። ማርያም ነቲ ገና ሕጻን ዘሎ የሱስ ሓቚፋቶ ኣላ።

ዓርቢ

“ንዅሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ አበስረኩም ኣለኹ”—ሉቃስ 2:10

ቅድሚ ቐትሪ

  • 9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 9:30 መዝሙር ቍ. 150ን ጸሎትን

  • 9:40 መደረ ኣቦ መንበር፦ ስለምንታይ እዩ ብስራት ዜድልየና፧ (1 ቈረንቶስ 9:16፣ 1 ጢሞቴዎስ 1:12)

  • 10:10 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦

    ወንጌል የሱስ፦ 1ይ ምዕራፍ

    ናይ ሓቂ ብርሃን ዓለም—1ይ ክፋል (ማቴዎስ 1:18-25፣ ሉቃስ 1:1-80፣ ዮሃንስ 1:1-5)

  • 10:45 መዝሙር ቍ. 96ን ምልክታታትን

  • 10:55 ዓውደ መጽናዕቲ፦ “ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኾም”

    • • ማቴዎስ (2 ጴጥሮስ 1:21)

    • • ማርቆስ (ማርቆስ 10:21)

    • • ሉቃስ (ሉቃስ 1:1-4)

    • • ዮሃንስ (ዮሃንስ 20:31)

  • 12:10 መዝሙር ቍ. 110ን ዕረፍትን

ድሕሪ ቐትሪ

  • 1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ

  • 1:45 መዝሙር ቍ. 117

  • 1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቲ ብዛዕባ የሱስ እተነግረ ሓቂ እመንዎ

    • • ቃል (ዮሃንስ 1:1፣ ፊልጲ 2:8-11)

    • • ስሙ (ግብሪ ሃዋርያት 4:12)

    • • ልደቱ (ማቴዎስ 2:1, 2, 7-12, 16)

  • 2:30 መዝሙር ቍ. 99ን ምልክታታትን

  • 2:40 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብታ የሱስ ዝነበረላ ምድሪ ዚርከብ ትምህርቲ

    • • ጂኦግራፊ (ዘዳግም 8:7)

    • • እንስሳታት (ሉቃስ 2:8, 24)

    • • ምግቢ (ሉቃስ 11:3፣ 1 ቈረንቶስ 10:31)

    • • ዘቤታዊ ናብራ (ፊልጲ 1:10)

    • • ማሕበረ ሰብ (ዘዳግም 22:4)

    • • ምህሮ (ዘዳግም 6:6, 7)

    • • ኣምልኾ (ዘዳግም 16:15, 16)

  • 4:15 “ናይ ዘለኣለም ብስራት”—ብኸመይ፧ (ራእይ 14:6, 7)

  • 4:50 መዝሙር ቍ. 66ን መዕጸዊ ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ