ቀዳም
“ቅንኣት ቤትካ ኺበልዓኒ እዩ”—ዮሃንስ 2:17
ቅድሚ ቐትሪ
9:20 ሙዚቃዊ ቪድዮ
9:30 መዝሙር ቍ. 93ን ጸሎትን
9:40 “እንታይ ትደልዩ ኣለኹም፧” (ዮሃንስ 1:38)
9:50 መጽሓፍ ቅዱሳዊ ድራማ፦
ወንጌል የሱስ፦ 2ይ ምዕራፍ
“ወደይ እዚ እዩ”—2ይ ክፋል (ዮሃንስ 1:19–2:25)
10:20 መዝሙር ቍ. 54ን ምልክታታትን
10:30 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ነቶም ንጹህ ኣምልኾ ዜፍቅሩ ምሰልዎም
• ዮሃንስ መጥምቕ (ማቴዎስ 11:7-10)
• እንድርያስ (ዮሃንስ 1:35-42)
• ጴጥሮስ (ሉቃስ 5:4-11)
• ዮሃንስ (ማቴዎስ 20:20, 21)
• ያእቆብ (ማርቆስ 3:17)
• ፊልጶስ (ዮሃንስ 1:43)
• ናትናኤል (ዮሃንስ 1:45-47)
11:35 ጥምቀት፦ ትርጉም ጥምቀትኩም (ሚልክያስ 3:17፣ ግብሪ ሃዋርያት 19:4፣ 1 ቈረንቶስ 10:1, 2)
12:05 መዝሙር ቍ. 52ን ዕረፍትን
ድሕሪ ቐትሪ
1:35 ሙዚቃዊ ቪድዮ
1:45 መዝሙር ቍ. 36
1:50 ዓውደ መጽናዕቲ፦ ካብቲ ቐዳማይ ተኣምር የሱስ ንእንረኽቦ ትምህርቲ ንተግብሮ
• ርሕራሐ ነርኢ (ገላትያ 6:10፣ 1 ዮሃንስ 3:17)
• ትሕትና ነማዕብል (ማቴዎስ 6:2-4፣ 1 ጴጥሮስ 5:5)
• ለጋሳት ንኹን (ዘዳግም 15:7, 8፣ ሉቃስ 6:38)
2:20 “ገንሸል ኣምላኽ” ብኸመይ ሓጢኣት የርሕቕ፧ (ዮሃንስ 1:29፣ 3:14-16)
2:45 ዓውደ መጽናዕቲ፦ መሲሓዊ ትንቢት ተፈጺሙ!—2ይ ክፋል
• ብቕንኣት ቤት የሆዋ ይብላዕ (መዝሙር 69:9፣ ዮሃንስ 2:13-17)
• ‘ንዓቃላት የበስሮም’ (ኢሳይያስ 61:1, 2)
• ኣብ ገሊላ “ዓብዪ ብርሃን” ይበርህ (ኢሳይያስ 9:1, 2)
3:20 መዝሙር ቍ. 117ን ምልክታታትን
3:30 “ነዚ ኻብዚ ኣልግስዎ!” (ዮሃንስ 2:13-16)
4:00 “ኣነ . . . ኸተንስኣ እየ” (ዮሃንስ 2:18-22)
4:35 መዝሙር ቍ. 75ን መዕጸዊ ጸሎትን