ገጽ 32
◼ ድኽነት: ሕማም: ወይ ሞት እናሃለወ ኽነሱ ኣእምሮኣዊ ሰላም ንኺህልወካ ኺሕግዘካ ዚኽእል እንታይ እዩ፧
ገጽ 9
◼ ብስም የሱስ ምጽላይ ኣገዳሲ ዚገብሮ ሰለስተ ምኽንያታት እንታይ እዩ፧
ገጽ 13
◼ ልሳን ሰብ: ምስ ሓዊ እተመሳሰለት ስለምንታይ እያ፧
ገጽ 19
◼ ኣምላኽ: መከራ ኺህሉ ዘፍቀደ ስለምንታይ እዩ፧
ገጽ 27
◼ ካብ ቤት ወጻኢ ንዚሰርሓ ኣዴታት: መብዛሕትኡ እዋን እንታይ ተወሳኺ ውጥረት እዩ ዜጋጥመን፧
ገጽ 28