ገጽ 32 ◼ ኣብ ጕዕዞ ህይወትከ፡ እቲ ዝበለጸ መገዲ ኣየናይ ምዃኑ ብኸመይ ርግጸኛ ኽትከውን ትኽእል፧ ገጽ 8 ርአ። ◼ ትምህርትታት የሱስ፡ ኣብ ጽሑፍ ብልክዕ ተዓቂቡ ኺጸንሕ ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧ ገጽ 12 ርአ። ◼ ሓደ ቛንቋ ጀርመን ዚዛረብ ዩክረይናዊ ኣብ ፓራጓይ ኣብ እትርከብ ንእሽቶ ቍሸት ኪሰብኽ ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧ ገጽ 19 ርአ። ◼ ምድሪ ኻብ “ረስና” ኽትሓዊ ድያ፧ ገጽ 26 ርአ።