ገጸ 32
◼ ስም ኣምላኽ መን እዩ፧ ገጽ 6 ርአ።
◼ ነዛ ዓለም እዚኣ ብሓቂ ዚገዝኣ ዘሎ መን እዩ፧ ገጽ 8 ርአ።
◼ ውሉዳት እንተ ኣልዮምኻ፡ ንዕኦም ዚኸውን ግዜ ምምዳብ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ገጽ 11 ርአ።
◼ ሓንቲ ብኮንትሮባንድ ኣልማዝ እተእቱን ካብ ኣስራሒኣ እትሰርቕን ዝነበረት ሰበይቲ፡ ሓቀኛ ሰራሕተኛ ንኽትከውን ዝደረኻ እንታይ እዩ፧ ገጽ 26, 27 ርአ።
◼ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣምልኾኦም ምስሊ ዘይጥቀሙ ስለምንታይ እዮም፧ ገጽ 30, 31 ርአ።