ገጽ ሰላሳን ክልተን
መስተ ምእንቲ ኸይተብዝሕ እንታይ ግብራዊ ስጕምትታት ክትወስድ ትኽእል፧ ገጽ 6-9 ርአ።
ነቲ ኣምላኽ ዝኣተዎ መብጽዓታት ክትኣምኖ እትኽእል ስለምንታይ ኢኻ፧ ገጽ 12 ርአ።
ኣምላኽ ንጥንታውያን እስራኤላውያን ምስ ከነኣናውያን ኪዋግኡ ዝኣዘዞም ስለምንታይ እዩ፧ ገጽ 13-15 ርአ።
ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት፡ ኣብ እንታይ ዓይነት ኣባይቲ ይነብሩ ነበሩ፧ ገጽ 16-18 ርአ።
ምዉታት ኣብ ካልእ ቦታ ብህይወት ኣለዉ ድዮም፧ ገጽ 19-21 ርአ።