ገጽ ሰላሳን ክልተን
መማሰዊ ምዃን ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ገጽ 6 ርአ።
ንዝሓዘነ ፈታዊኻ ወይ ዘመድካ ንምጽንናዕ እንታይ ክትብል ትኽእል፧ ገጽ 9-11 ርአ።
መላእኽቲ ብዛዕባና ይግደሱ ድዮም፧ ገጽ 16 ርአ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዘመናዊት ሃገረ እስራኤል ከም እትምስረት ተነብዩ ድዩ፧ ገጽ 27-29 ርአ።
የሱስ፡ ሰዓብቱ ኣባላት ሓንቲ ጕጅለ ሃይማኖት ኪዀኑ ይደሊ ነይሩ ድዩ፧ ገጽ 31 ርአ።
[ኣብ ገጽ 32 ዘሎ ምንጪ ስእሊ]
Todd Bolen/Bible Places.com